Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ኤርትራ ይእወ’ሎ፡ ህይወትን ሃገርን ዘድሕን ይድለ’ሎ “ብዘይ ሃገር ክብረት የለን፡ ብዕራይ ዘይብሉ ሰብ ሓሓሊፉ ይዕሰብ” ክብሃል እንከሎ፡ ኣብ ውሽጡ ረዚን ትርጉም ዝሓዘለ እምበር ከም ተራ ዘረባ ዝውሰድ ኣይኮነን። ሓረስታይ ጽምዲ ብዕራይ ዘይብሉ እንተኾይኑ፡ ኣብ እዋል ትኸል ንቀል ግራቱ ክሓርስን ኣብ ቀውዒ ምህርቲ ክሓፍስን ኣይክእልን’ዩ። ብሓጺሩ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ   ጥልመት ናይ ወድሰብ ጥንታውን ደመነፍሳውን ባህርይ እዩ። ክውዕየካ ብማንካ፡ ክዝሕለካ ብኢድካ እተባህለ እኮ ናይ ወድሰብ ጥልመታዊ ባህርያት ንምግላጽ እዩ። ወድሰብ ዘዋጽኦ ንምግባር ድሕር ስለ ዘይብል፡ ንሓዉ ኣይገድፍ፡ ንኣዲኡ ኣይገድፍ፡ ንዓዱ ኣይገድፍ፡ ንህዝቡ ኣይገድፍ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ጠላሚ እዩ። ጥልመት ካብቶም ስሕት ኢሎም በጭቕ ዚብሉዎ ግን

READ MORE

ጨላይ ንዓ ሃባ ጥቅምቲ 27 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)   ኣነ መጀመርያ ሓረስታይን ህድሞን ዝረኣኹሉ ኣብ ኣርባዕተ ኣስመራ እንዳ’ቦይ ብርሃነ ዝበሃል ኢዩ ነይሩ። ዝረኣኹሉ ክብል ከለኹ ዝዝከረኒ ማለት ኣይኰነን። ብድሕሪኡ ግን ምዝካር ጀሚረ ኣብ እንዳ’ቦይ ቀሺ ዓንድክኤል ዝበሃሉ ደረት መንገዲ ተኻሪና ክጻወት ከለኹ ይዝከረኒ።   ኣቦይ ብርሃነ ብዕድሚኦም ንዓይ ክንዲ ኣባሓጎታተይ ኢዮም

READ MORE

“ሲሮጡ የታጠቁት ሲሮጡ ይፈታል” እንዳይሆንብህ                ክቡር ጠቅላይ ሚኒስተር ኣቢይ ስለ ኤርትራው ጉዳይ ኣስብበት!!! የማክበር ሰላምታየን ብማስቀደም፣ብህይወትህ ሰላምና ጤና፡ባለህ ከፍተኛ የስራ ሃላፊነትም የተቃና እንዲሆንልህ ልባዊ ምኞቴን ልገልጽልህ እወዳለሁ።                                        

READ MORE

26.10.2018 ጉድ ረኺብና እብለኩም። ሎሚ’ውን ነቲ ናይ’ታ እናኣድነቕናያ “ይንበረልና” ክትብል ኣድንቖትና ዝሰበረት ድምጻዊት ጓል መለስ ብዘድምቕ፡ ዕድመ ግዜያዊ ፕረሲደንት ክንዲ ማቱሳላ ክምጠጠሉ ፈጣሪኡ ዝምሕጸን ዜማ ሰማዕናልኩም። ድምጻ ዊ ተኽለ ክፍለማሪያም ወዲ ትኹል ነዊሕ ተወሺቡ ድሕሪ ምጽናሕ ኣፉ ክኸፍት ተገዲዱ ግዲ “ማዕበል ሰላም” ክብል’ ዩ ንሰማዕቱን ተጸበይቱን

READ MORE

ስማዊ መዓርግ ሚኒስተር ፍትሒ ዘለዋ ፎዝያ ሃሽም: ኣብዛ ብምግሃስ ሰብኣዊ መሰልን ምልካዊ ምሕደራን ናይ ኣፍሪቃ ሰሜን ኮርያ ቅጽል ስም ተዋሂብዋ ዘሎን ቅዋማዊ መንግስቲ ኣብ ዘይብላን መሰል ሰብ ዝግሃሰላን ኤርትራ: ፍትሒ ክነግስን ህዝቢ ኣብ ኮማዊ አብያተ ፍርዲ ጉዳያቱ ከሳልጥን ከምዘለዎ: ንተቀማጦ ኣስመራን ንኣባላት መበል 32 ሃገራዊ

READ MORE

ኤርትራ ኣብ ዓለም እታ ዝተሓተ ኣገልግሎት ኢንተርነት ዘለዋ ሃገር ምዃና ቅድሚ ትማሊ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ዘ ጋርድያን ቅድሚ ትማሊ 22 ጥቅምቲ ኣብ ዓምዲ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ዝወጽአ ዓንቀጽ ጠቒሱ። ዘ ጋርድያን ን ስታትስቲካዊ መጽናዕቲ ኣህጉራዊ ማሕበር መራኸቢታት (ICU) ብምጥቃስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ 98.8 ሚእታዊት ህዝቢ ኣይስላንድ ኣገልግሎት

READ MORE

ኣባት ነገርን ኣቦይ ፈራይን ትቅምቲ 13/2018 ረድኢ ክፍለ ባሻይ ቅድሚ ናብ ኣርእስተይ ምእታወይ ካብዚ ዘለናዮ መሪር መድረኽ ናይ መለኽቲ ሓራ ንምውጻእ፡ ትጽሕፉን ትምድሩን፡ ትጭርሑን ሰላማዊ ሰልፍታት እንዳገበርኩም ንህዝብና ተበራብሩን፡ ንህዝቢ ዓለምን ዝሰምዑ እንተተረኽቡ ክኣ መንግስታቶምን ተቃልሑ ዘለኹም ይንእድ። ነዚ ኹሉ ኣዋህሊልኩም ክኣ ለይትን ምዓልትን ጥርዓን ኤርትራውያን  ናብ ህዝቢ

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ካብ መባህረር (nightmare) ተበራበር ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ ካብ ዝጅመር ነዊሕ እዋን ዝገበረን ዝቕጽልን ዘሎ ምኳኑ ዘይፈልጥ ኤርትራዊ የለን፡ ብብዝሒ ተዘሪቡሉን ተሰሪሑሉን፡ ክሳራታት ዘጓነፎን ዓወታት ተሓፊሱሉን ዝሓለፈ መስርሕ ከምቲ ኣብ ኣጋ መወዳእታ ብረታዊ ቃልሲ መጻኢ ኤርትራ ስርዓተ ሕጊ ዝኽተል ደሞክራሲ ዘንግስ ብሕገ መንግስቲ እትምሓደር ምዕብልቲ ሃገር

READ MORE

በዚ ሕጽር ዝበለ ውልቃዊ ገምጋም ከቕርቦ ዝደሊ ሓሳባት ናይ ውልቀይ እምበር፤ ንኻልእ ኣካል፤ ብብዝሒ ንዝተጠርነፉ ውልቀሰባት ኮነ ውድባት ወይ ብሽም ዝተፈላልየ መጸዋዕታ ዝፍለጣ ማሕበር ዝምልከት ጹሑፍ ኣይኮነን። ቀንዲ ዕላማኡ ነቲ ዝሓለፈን፣ ሎሚ ኣብ ቅድሜና ተገቲሩ ዝርከብ መቐጸልታ ናይ ትማሊ ቃልሲ መርሚርና፣ ከመይ ንሃገርናን፣ ህዝብናን ጥቕሚ፣

READ MORE

ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣርባዕተ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ምክትታል ዶባት ጽዒና ዶብ ሱዳን ድሕሪ ምስጋራ ብሰራዊት ሱዳን ዝተማረኸት ናይ EDF ቁጽሪ ሰሌዳ ዘለዋ መኪና ሓይልታት ምክልኻል፡ ብሰራዊት ሱዳን ድሕሪ ምምራኻ ድሕሪ ሓደ ለይትን ሓደ መዓልትን ናብ ኤርትራ ምስ ሰራዊታ ናብ ኤርትራ ከምእተመልሰት ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ብመሰረት

READ MORE

ጥቅምቲ 18/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)              ሻማ ንበል ’ዛ ግራት ንዕመማ              ጽሓይ ከይዓረበት ንቐድማ ደቂ ሃገር ንበል ሻማ-ሻማ ከምቲ ናይ ብኣምሆይ ናይ ፈለማ ህልም ክብል ጽንጽያ ምሰ ቃርማ     ኣጻብዕና ንዕሞኰን ንኹለን     ከይተፈለጠና ፋሕ-ፋሕ ኢለን     ኣብዛ ዓለም ዘይዝንግዕ ሰብ የለን              ሻማ በል ምንእሰይ ብዓል ሚዶ              ተፈራሂ ካብ ርሑቕ ካብ ማዕዶ በሰላና ምእንቲ

READ MORE

ሱዋር ኣዳሃብ ን ፕረዚደንት ሱዳን ጃዕፈር ኣልኑሜሪ ኣብ 1985 ብዕልዋ ቅድሚ ምዕላዉ ሚኒስተር ምክልኻል ሱዳን ዝነበረ ክኸውን ከሎ፡ ብድሕሪኡ ንዝተወሰነ እዋን መሰጋገሪ ፕረዚደንት ኮይኑ ካብ ስልጣን ባዕሉ ዝተኣለየ ጀነራል እዩ። ሱዋር ኣዳሃብ፡ ልዑል ሞራልን ስነምግባርን፡ ሃገራዊ ስምዒትን ዝነበሮ ሱዳናዊ ጀነራል ምንባሩ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ሱና ንመዛንኡ

READ MORE

ዝኸበርኩም ዶር. ኣብይ ኣሕመድ ኣቐዲመ በቲ ኣብ ኣዋሳ ዝተኻየደ መበል 11 ጉባአ ኢ.ህ.ኣ.ደ.ግ ብምሉእ ድምጺ ጉባኤኛታት ክትምረጹ ምብቃዕኩም እንቋዕ ደስ በለኩም ክብል ኣፍቅዱለይ። እዚ ዝረኸብኩሞ ልዑል እምነት መረጽቲ፡ ውጽኢት ናይቲ ኣብ ስልጣን ካብ እትመጹ 4 ወርሒ ኣብ ዘይመልእ እዋን ዝወሰድኩሙዎ ፍትሓውን ሰላማውን ተበግሶ፣ ንህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብፍላይ፡

READ MORE

ህዝባዊ ምልክታ ኤሃባደለ-ሰ/ኣ ዞባዊ ጉባኤ ኣብ ደንቨር ኮሎራዶ ንምግባር ይሸባሸብ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ) ሰሜን ኣሜሪካ ኩሎም ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን ዝርከቡ መሰረታት ባይቶ ኣለዓዒሉ፣ ናብቲ ዝዓበየ ናይ 2ይ ሃገራዊ ባይቶ ጉባኤ ተሳተፍቲ መሪጹ ንምስዳድ፣ ካብ ታሕሳስ 1-2, 2018 ኣብ ዓባይ ከተማ ደንቨር ኮሎራዶ

READ MORE

ዘመነ ስድነትን ሞራል-ኣልቦነትን ኣማኑኤል ሳህለ ኣብዛ ዓለም ኣብ ምዕባለ ሕብረተሰብ ሓድሽ ነገር የልቦን፡ ሓድሽ ኣገባብ ግን ኣሎ። ኩሉ ኣቐዲሙ ዝነበረ እዩ፡ ኪደጋገም ድማ ይነብር፡ ኪደጋገም ከሎ ግን እናማዕበለ እዩ ዚኸይድ (spiraling upward)። መንግስታትን ግዝኣታትን በቝለን ዓብየን ኣሪገን ጠፊአን። እተፈላለዩ ህዝብታት ተንሲኦም ኣስፋሕፊሖም ጨቍኖም፡ ከም ሰቦም ድማ ሓሊፎምን።   ኣብ

READ MORE

ዝኸበርካ ኤርትራዊ፡ መሰረት ነጻነት እፎይታ ህዝቢ ምስ ዘረጋግጽ ጥራሕ'ዩ ዝብል ኣርእስቲ ተሞርኲሰ ሓሳባተይ ብጽሑፍ ክገልጽ እንከለኹ፡ ሓደ ድርኺት ኣብ ውሽጢ ኣእምሮይ ንሕዋሳተይ ዘየደቅስ ኩነታት ህዝበይን ሃገረይን ይድርኸኒ። ኣነ ወይ ንሕና ደቂ ሰባት ኣእምሮ ዝተዓደልና ክንስና፡ ሰብ ከማኻ ሰብኣዊ መሰልካን ነጻነትካን ረጊጹ፡ ከርፋሕ መነባብሮ እናሃለወካ፡ ከመይ ገይሩ

READ MORE

ዑቕባይ ገብረመድህን ( ከምሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሕ.መ.ኣ.) ********      ዝኸበርኩም ኣሕዋንትን ኣሓትን ተቓለስቲ ንሓርነትን ንፍትሕን፡- ኣብዚ ሰለም ዘየብል ተኣፋፊ ኩነታት ሃገርና፡ ብሰሪ ጕድለት ጥዕና ብርዐይ ከየልዓልኩ ደሃይ እትፊኣ ጸኒሐ። ሕጂ`ውን ምሉእ ጥዕናይ ተመሊሱ ክብል እኳ እንተ ዘይደፈርኩ፡ ብዘሎኒ ዓቕሚ ገለ ክብል ግድነት ኮይኑኒ። ሓዲስ ነገር ዝበሃል የለን፣ ዝዳጋገም

READ MORE

ድሕሪ’ቲ ኣብ መንጎ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍን መንግስቲ ኢትዮጵያን ኣብ ወርሒ ሓምለ ናይዚ ዓመት’ዚ ዝተኸተመ መስርሕ ሰላም፡ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ከካትዕ ዝጸንሐን ህይወት ኣሽሓት ዝበልዐን ናይ ይግባኣኒ መሬት ዶብ ከይተሓንጸጸ ብዙሕ ምዕባለታት’ዩ ተኸሲቱ። ዋሕዚ ኣሽሓ ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ፡ ምኽፋት ዶባት፡ ፍኑው ናይ ሰብን ንብረትን ምንቅስቃስ፡

READ MORE

ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዘለኹም ግዱሳት ደግፍትን ኣዕሩኽን ኣሰና፡ ቴለፎንን ኢመይልን ማሕበራዊ መራኸቢታትን፡ ከተወፍዩ ቅሩባት እናሃለኹም እቲ ናይ ባንክ፡ ፓይፓል፡ ከምኡ `ውን ፔትርዮን ኣገባባት ወፈያ የጸግመኩም ከምዘሎ ዝሃብኩምና ሓበሬታን ርእይቶኹምን ኣብ ግምት ብምእታው ምስ ወከልቲ ኣዕሩኽ ኣሰና ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብምትሕብባር ድሮ ናይ ወፈያ ካርድታት

READ MORE

ቅልዕቲ መልእኽቲ ናብ፡ ሃፀይ አቢይ ኣሕመድ፡  ሥዩመ እግዚኣብሔር 7ይ ንጉሠ ነገሥት ዘኢትዮጵያ። ክቡር ጠቅላይ ሚንስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ኣቐዲመ በቲ ኣብ ስልጣን ምስ ደየብኩም ዘርኣኹሞ ሥነ ሥርዓት ዝመልኦ ኣቀራርባኹምን መደረታትኩምን ካብ ሕዝቢ ኢትዮጵያ ዝቐርበልኩም ዝነበረ ዘደንቕ ድጋፍን ንኣይ’ውን ከይመሰጠኒ ኣይተረፈን። ሕጂ “ሃፀይ” ዚብል ቅጽል ክልቅበልኩም ከለኹ ክሕጭጭ ወይ

READ MORE

ሓውና ገብረሂወት ደሞዝ ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ መበል 54 ዓመቱ ኣብ Bad Urach Krankenhaus ብዕለት 13/10/2018 ዓሪፉ። ንዕለት 20/10/2018 ኣብ Christuskirche Lohmühlestr. 30 72762 Reutlingen ናይ ፍትሓት ጸሎት ክግበር ምዃኑ ንሕብር። በዓልቲ ቤቱ: ወ/ሮ ሉላ ስብሃቱ ምስ ምሉእ ቤተ ሰብ ብተወሳኺ፡ ሓሙስ 18/10/2018 ከምኡ ውን ዓርቢ 19/10/2018 ኣብ፡ Ridaf Ringelbachstr. 195 72762 Reutlingen ካብ ሰዓት 18:00 ከም ዘለና ንሕብር።

READ MORE

ንረቡዕ ዕለት 31.10.2018 ብጠቕላይ ሚኒስተር ናይ ኢትዮጽያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ፍራንክፈርት ሃገር ጀርመን ህዝባዊ ኣኸባ ተመዲቡ ይርከብ። ደለይቲ ፍትሒ ኣብዚ ማዓልቲዚ ኣብቲ ናይ ኣኸባ ቦታ ብምኻድ ፣ ነዚ ኣብ ሞንጎ ሃገርና ኤርትራን ኢትዮጽያን ዘሎ ምዕብልናታት ዘለና ኣረኣእያ ብመገዲ ሰለማዊ ሰልፊ ንከነስምዕ ብምውህሃድ ህዝባውያን ሽማግለታት ኣብ ጀርመን

READ MORE

ታሪኽ ክደጋገም ከሎን ግደ ተጋሩን ጥቅምቲ 13/ 2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ታሪኽ ክደጋገም ከሎ (ብዝምድናዊ ኣበሃህላ) እቲ ሕማቕ በሰላ ምሕንጣጥ፡ ዋላ እቲ ጽቡቕ’ውን ጋም-ማን ስለዝዀነ ኣብ ዘለኻዮ ደው ወይ ደውታ ምዃኑ እዩ። እቲ ምዕባለ ዝብሃል ግን ነቲ ጽቡቕ ክትውስኸሉን ክትጽግኖን ከምኡ ድማ ናብ ሓድሽ ለውጥታት ከተሰጋግሮን ከለኻ ኢዩ። ኣብ ጒዕዞ

READ MORE

ክቡር ህዝቢኤርትራ፣                                                                                         ንሕና ኤርትራዊያን ብፍላይ ልዕሊ 40 ዓመት ዕድመ ዘሎና ነጻነትና ብኸመይ ከም ዝመጸት ኣጸቢቕና ንፈልጥ ኢና።ንመዛኻኸሪ ዝኣክል ኣሽሓት መንእሰያትና ተሰዊኦምን ሰንኪሎምን፣ኣሽሓት ሕጻናትን ቆልዓ-ሰበይትን ብናይ ጸላኢ ቦምብታት ተቀዚፎምን ሰንኪሎምን ገለ ስድራ-ቤታት ጸኒተን፣ ዓሰርታት ሚእቲታት ዓድታት ተቓጺለንን ተደምሲሰንን።                   

READ MORE

ወ/ት  ንግሥቲ  ጴጥሮስ  ድቡስ  እንካብ ክቡራት ወልድታ ኣቶ ጴጥሮስ ዱቡስ በዓል ደግራ ልብዔ  እኖኣ  ወ/ሮ  ምሕረታ  ኣስፍሃ ዘርአ  በዓልቲ ሓዲሽ- ዓዲ/ሓደግቲ  ብ 1964 ዓ.ም.ፈ  ኣብ ደግራ  ተውሊዳ  ትምህርታ ብግቡእ ኣሰላሲላን ንወለድታ ኣብ  ዕለታዊ መነባብርኦም ጠዊራን ዓቕመ ሄዋን ምስ ኣኸለት ከኣ ከም ሕዝባ ናብ ስደት ኣምርሓ 

READ MORE

ከም ዝዝከር ኣብ`ዚ ዝሓለፈ መዓልታት ``ህጹጽ ጻዊዒት ተጋደልቲ ህዝባዊ ግምባር ነበርቲ ዓባይ ብሪጣንያ፡ንምእላይ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ካብ ስልጣን፡ ``ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ክሳብ 50 ተጋደልቲ ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ ዝነበርና ክታምና ዘስፈርናሉ፡ ንሕሰምን ግፍዕን ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ድሕሪ ምዝርዛር

READ MORE

ኣብርሃም ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ስልጣን እንተመሪጽካ ንዕርበትካ ሓጥያት እንተፈሪሕካ ንድሕነትካ ዝኸበርካ ኣብርሃም ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣቀዲመ ኣብዚ እዋን’ዚ ዘለካ መዓርግን መዝነትን ብወግዒ ስለዘይፈልጦ፡ “ኣብርሃም” ኢለ ምጽውዐይ፡ ይዝንጥለካን የነኣእሰካን ከይህሉ ይቅሬታ ግበረለይ። ሰማዕቲ ወይ ኣንበብቲ’ውን፡ “ካብ ጸባ ዘይተረኽበስ ካብ ማ’ጨባ” ከምትብሉኒ ኣይስሓትኩን፡ ንምንታይ’ሲ ከምቲ እቲ ገባርን ሓዳግን ኢሳያስ ብብዙሓት ተማዒዱ

READ MORE

ኣማኑኤል ሳህለ ኣስታት 4 ዓመት እናተመላለስኩ ኣብ ትግራይ ተቐሚጠ እየ። መብዛሕትኡ ኣብ መቐለ ኪኸውን ከሎ፡ ኣብ ካልእ ቦታታት'ውን ብመጠኑ ሕጽር ዝበለ ትዕዝብቲ ነይሩኒ እዩ። ጋዜጠኛን ተመራማርን ብምዃነይ፡ ንነኣሽቱ ነገራት ብብዙሕ ገጽታታቶም ክርእዮምን ክምርምሮምን ደስ ይብለኒ። ናይ ታሪኽ ተመሃራይ ብምንባረይ ድማ፡ ንዝኾነ ነገር ንድሕሪት ተመሊሰ ክርእዮን ምኽንያት

READ MORE

        10/10/2018 ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ብሰላማዊ መንገዲ ሃገራዊ ልኡላውነቱ ንምርግጋጽ ዘካየዶ ቃልሲ ስለ ዘይተዓወተን ካልእ መንገዲ ስለ ዘይነበሮን ኢዩ ናብ ጎነጻዊ ቃልሲ ዝሰገረ። እቲ ኣብ 1961 ዓ.ም ዝጀመሮ ብረታዊ ቃልሲ’ውን ብዙሕ ሓጎጽጎጽ ኢዩ ሓሊፉ። እቲ ቃልሲ ናይ ብምሉኡ’ቲ ህዝብን፡ ድምር ዓወታት ኩሎም ተጋደልትን እኳ እንተነበረ፡ ኣብ 1991

READ MORE

ይሕመኒሎ ይልሎ ኣብ መቁሎ በቶም እሱራት፡ ዝነብሩ ዘለው ኣብ መንቀራቅሮ ብርሃን ዝተሓረሙ ጸጋታት ተፈጥሮ ብመግረፍቲ ህግደፍ ዝደንቆሩ፡ ለባማት ሰብ ኣእምሮ።   ይሕመና’ሎ ስቃይ ናይቶም ውጹዓት ደጋጊሙ ይደግሰና ኣብ ምድረ በዳ ዝተረፉ ኣውያቶም ድቃስ ከሊኡና በቶም ርሒቆም ዝተሰዱ ዝተዋህቡ ጸማም እዝኒ በቶም ኣብ ባሕሪ ዝጠሓሉ ዘይረኸቡ መቅበሪ እምኒ።   ይሕመና’ሎ ድቃስ ለይቲ ይኸልኣና እንክንሓስቦ ንድሕሪት ተመሊሱ እናሻዕ

READ MORE

ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብሰለስተ ኣንቴኖቭ ነፈርቲ ብምስጢር ናብ ኤርትራ ካብ ዝኣቱ ሰሙናት ኣሕሊፉ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ኣረጋጊጾም። እተን ኣንቴኖቭ ዝዓይነተን ፍሉይ ኣሃዱ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝጸዓና ነፈርቲ ጸላም ተጎልቢበን ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝርከብ ሓይሊኣየር ኤርትራ ከምዝዓረፋ እቶም ምንጭታት የረድኡ። እቲ ሓበሬታ ካብ ዝበጽሓና ክልተ ሰሙን ኳ

READ MORE

ጥቅምቲ 07/2018 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ጽላል ህዝቢ ኤርትራ ሃገርና ብዘይካኺ ዳስ የብልናን ንሕና ብጥራዩ’ይኮናን ኣምጺእናኪ ኣብ ቅድሜና የለን ዝሸጠኪ     ይፍትን ይኸውን ዛር ዘለዎ     ጭራ ናይ ኣብኡ መሲሉዎ     ሕሱር ፍጥረት ክብረቱ ዘርክስ     ንእዲ ሂቡ ኣብ መደብ ዝድቅስ ኣውሊዕ ምልክታ ዶ ትጥለም ዑፍ ዝመረጸቶ ቆጽሊ ቀደም ናይ ሰላም ብስራት ባንዴራኺ ምስክር ስምምዕ ናይ ደቅኺ     ኣብ ዘይ

READ MORE

“Who does not remember yesterday will not Know about tomorrow even though he/she thinks today a hero” ባርነት ዘይጸግብ ህዝቢ ዝነገሰ ንጉስና - ዝበረቐ ፀሓይና ካብ ኮነ እምነት - መብዛሕቲኡ ህዝብና ማዕርነት ፍትሒ - ተደቑሱ ኣብ ዓድና ምጽቃጥ ካብ መረጽና - ብዘይ ሕጊ ተገዚእና ስውኣት ሰማእታት - ተረሶዖም ስንኩላትና ዓገብ ዝብል ተሳኢኑ

READ MORE

ካብ ኤርትራ ካብ በጻሕቲ ዝረኽበ ሓበሬታ ታደሰ ኪዳነ                               8 ጥቅምቲ 2018      ኤርትራ ነቲ ምስ ኢትዮጵያ ዝነበራ ዶባዊ ምስሕሓብ ኣብ መዓልቦኡ ከይበጽሐ፡ ቅድመ ምድላዋት ከይገበረትሉ ብሃንደበት ኢያ ነቲ ን20 ዓመታት ዜጋታታ ብናይ ኣሕዋቶም ጠያይት ዝቕዘፉሉ ዝነበሩ ምስ ኢትዮጵያ ዘዋስና ዶባት ከፊተዮ ዝበለት። ብልክዕ ንምዝራብ፡ ካብ ከባቢ

READ MORE

ምጭውቲ ኤርትራ ክምለስ 'ቲ ሕብራ ክሕደስ 'ቲ ክብራ ህዝባ ከስተማቕር፥ እቲ ንቡር ናብራ ስዓቱ ኣኺሉ፥ ህግደፍ ነቕነቕ ኢሉ። እቲ ጸልማት ለይቲ፥ 'ቲ ዘበን መከራ እቲ ዘበን ማእሰርቲ፥እቲ ከርፋሕ ናብራ እቲ ዘበን ስደት፥ እቲ ዘበን ከርተት እቲ ዘበን ስእነት፥ እቲ ዘበን ጥሜት ነበረ ክኸውን ከም ታሪኽ ክንገር ምስቲ መምጽኢኡ ጠቕሊሉ ክዕዘር ስዓቱ ኣኺሉ፥ ህግደፍ ነቕነቕ ኢሉ። ሃገር ብሃገራ ጅሆ ዝሓዘላ ጀጋኑ

READ MORE

ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ ህሉው ኩነታት ንምሕባርን መጻኢ መደባት ስራሕ ንምሕንጻጽን ብዝብል ጉልባብ፡ ነቶም ንኣስታት መንፈቅ ኣኪብዎምን ቁሊሕ ኢሉዎምን ዘይፈልጥ ስማውያን ካቢነ ሚኒስተራቱ ዘካየዶ ናይ ፍርቂ መዓልቲ ኣኼባ፡ ቀንዲ ዕላምኡ ደገፍቱን ተቃወምቱን ንምፍላጥን፡ ኣንጻሩ ክለዓል ንዝኽእል ምንቅስቃስ ብኣጋ ንምቁጻይን ከምዝነበረ ምንጭታት ካብ ኤርትራ

READ MORE

ዝኸበርኩም ኤርትራዊያን ኣሕዋተይን ኣሓተይን፡ ኩልና ከም እንርደኦ ሓንቲ ዓባይ ኦም ከም ሳግላ ወይ ዳዕሮ በታ ሓጺን ፋስ ጥራይ ክትቁረጽን ክትወድቕን ኣይትኽእልን’ያ።ነታ ሓጺን ሓኽሊ ወይ ለዓት ምስ እትገብረላ ግን ሓይሊ ረኺብካ ነታ ዓባይ ኦም ክትቆርጻ ትኽእል።መሲልካ እንታይ ኣምጻእካ ስለ ዝኾነ፣ ናብ ስሳታት ተመሊስና ናይ ኤርትራ ታሪኽ ምስ

READ MORE