ስርዓት ህግደፍ፡ ብናጻ ጉልበት ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ እቶት ካብ ሃገርና ዝጉሕጓሕ ዘሎ ማዕድናት፡ ልኡላዊ መሬትናን ማያትናን ስዑድያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ንወተሃደራዊ መዓላ ክግልገላሉ ብምፍቃዱ ዝተተኹበሉ ሚልዮናት ዶላራትን ካብ ህዝብና ብዝተፈላለየ ኣገባብ ዝመንዝዖ ሃብትን ተጠቂሙ፡ ንምልካዊ ምምሕዳሩ ዘመላኽዑን ንኣበራቱ ሓቢኦም ጸጽብቁ ጥራይ ዝገልጹን፡ ሰበስልጣናት፡ ዲፕሎማሰኛታት፡ ጋዜጠኛታት፡ ጸሓፍቲ