Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ'ዚ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት፡ ብፍላይ ከኣ ድሕሪ ሞት መለስ ዜናዊ ሓደ-ሓደ መራሕቲ ህወሓት ነበር ዝርከቡዎም ኢትዮጵያውያን ምሁራትን ካድረታትን፡ ንልኡላወነት ሃገርና ዝደፍር፡ ብፍላይ ድማ ንዓሰብን ንኣፍደገ ባሕርን ዝምልከት ክጽሕፉን ቃለ-መሕትታት ክገብሩን ጸኒሖም ኣለዉ። ከምቲ 'ሓሶት እንተተደጋገመስ ሓቂ ይመስል' ዝበሃል፡ 'ዓገብ' በሃሊ ብዘይምርካቦም ድማ፡ ንሓሶቶም ይደጋግሙዎ ኣለዉ። [gview

READ MORE

  ነዚ መበገሲ ብምግባር Eritrea Focus ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምስ ኤርትራ ዘለዎ ዝምድና ዳግመ ግምት ክገብረሉ ዘቕረቦ ጻውዒት ነመሓላልፈልኩም።   ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምስ ኤርትራ ዘለዎ ዝምድና ገምጋም ክገብረሉ ንጽውዕ።   ውድብ ሕቡራት ኣህገራት ካብ 8-9 መጋቢት 2020 ኣብ ናይሮቢ ምስ መንግስትን ህዝብን ኤርትራ ክሰርሓሉ ዝኽእል ዝበለጸ ኣገባብ እንታይ

READ MORE

ነባር ተጋዳላይ ለቴናል ኮለኔል ተስፋገብሪኤል እምባየ በርሀ (ሕፉን) ብሕማም ወቕዒ ልቢ ተኻኢሉ ኣብ ሆስፒታል ንብዙሕ ኣዋርሕ ክሕከም ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ መበል 58 ዓመቱ ቅድሚ ትማሊ ረቡዕ 3 መጋቢት 2020 ተሰዊኡ። ለቴናል ኮለኔል ተስፋገብሪኤል፡ ኣብ መበል 13 ዓመቱ ካብቲ ዝተወልደሉ ዓዲ ፡ ሓድሽ ዓዲ ሓደግቲ ኣብ 1975

READ MORE

ኣብ ዝነብረሉ ከተማ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ሓደ ሰብ ንኽልተ ደማሙኡ ብጭካነ ስለዝቀተለ ብገበን ተኸሲሱ ኣብ ፍርዲ ቀሪቡ ተቀጺዑ ዝብል ሓበሬታ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ምስ ሰማዕኩ ብዙሕ ገሪሙኒ። ብርግጽ ቀታሊ ደማሙ ናብ ሕጊ ምቅራቡ ኣይኮነን ብርቂ ኮይኑኒ። ምኽንያቱ ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ሰብን ዝኾነ ፍጡርን ኣከባብን ብኽብረት

READ MORE

እቶም ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣመሪካ ዑደት እናገበሩ ገንዘባዊ ጎስጓስ ዘካይዱ ዘለዉ ጉጅለ ERISAT ኣብ ጉዕዞኦም ህዝቢ፡ ‘ስለምንታይ ምስ (Atv) ቴለቭዥን ኣሰና ብሓባር ዘይትሰርሑ’ ኢሉ ሕቶታት ኣብ ዘቕርበሉ ዘሎ እዋን፡ `ኣሰና ምስራሕ ስለዝኸልኡና` ብምባል ኣብ ሓቂ ዘይተመርኮሰ ዝንቡዕ ምኽንያት የቕርቡ ከምዘለዉ ሓበሬታ ረኺብና ኣለና። እንተኾነ እዚ ኣበሃህላ`ዚ

READ MORE

ድሕሪ ምልዕዓል ህዝቢ ምስሪ፡ ካብቲ ን 30 ዓመት ሒዙዎ ዝጸንሐ ስልጣን ብ ሰራዊት ግብጺ ዝተኣልየ ፕረዚደንት ሑስኒ ጅሙባረክ ኣብ መበል 91 ዓመቱ ሎሚ ኣብ ካይሮ ከምዝዓረፈ ማዕከናት ዜና ዓለም ሓቢረን። ሑስኒ ሙባረክ ካብ ስልጣን ድሕሪ ምእላዩ፡ ህዝባዊ ምልዕዓል ኣብ ዝተኸስተሉ እዋን ኣብ ሞት ብዙሓት ሰልፈኛታት

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ብሊቀ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን፡ ኣቡነ መንግስታኣብ ተስፋማርያም ተዓዲሞም፡ ሎሚ ሰኑይ ኣብ ዝወዓለ፡ ኢዮቤል ህንጸት ርእሰ-ኣድባራት ኪዳነ ምህረት ኣስመራ ክነግዱ ካብ ኢትዮጵያ ብቐዳም 22 ለካቲት ምሸት ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ንዝኣተዉ፡  ካርዲናል ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ፡ ሊቀ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ፡ ፕረዚደንት ጉባኤ ጳጳሳት

READ MORE

ጉዳይ ባድመ፡ ዳግማይ መጻወድያ ህግደፍ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ፡ ንነዊሕ ዓመታት ተፈላልዮም ዝጸንሑ ኤርትራውያን ኣዕሩኽ፡ ኣብ ኣስመራ ተራኺቦም ብዛዕባ ሃለዋት ቀደም ዝፈልጥዎም ሰባት በብሓደ ኣስማቶም እናጠቀሱ የዕልሉ ነበሩ። ኣብ መንጎ ዕላሎም ግን ዝበዝሑ እቶም ቀደም ዝፈልጥዎም ሰባት፡ ብጉጅለ ህግደፍ ዝተኣስሩን ድሃዮም ዝጠፍኡን ኮይኖም

READ MORE

ይድወል ኣሎ፡ ደወል ጥፍኣትን ዕንወትን ሎሚ፡ ልዕሊ ዝኾነ እዋን፡ ኣብ ከባቢናን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን፡ ካብ ንጉሆ ናብ ምሸት ዝቀያየር ክልተ ገጽን ጠባይን ዘለዎ ፖለቲካዊ ቁርቁስ፡ ነውጽን ቅድድምን ይርአ’ሎ። እቲ ቀዳማይ ክስተት፡ ውሽጣዊ ኩነታት ማለት ምግባት ስልጣን፡ ቀቢላዊ ወይ ሃይማኖታዊ ግጭት፡ ምምዝባል ህዝቢ፡ ቁጠባዊ ቅልውላውን ናይተን ሃገራት

READ MORE

ኣብ ኣስመራ ምስ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ቀንዩ ብ 27 ጥሪ ናብ ሃገሩ ዝተመልሰ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝርከብ መዓሰራት ስደተኛታት ከይኣትዉን እቶም ኣብኡ ዝርከቡ ኣመሓደርቲ ከይቅበሉዎምን ትእዛዝ ከምዘመሓላለፈ እሙናት ምንጭታት ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሮም። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኤርትራ

READ MORE

ሃለዋትን መጻኢ ዕድልን፡ ሰነዳትን ታሪኽን ህዝቢ ኤርትራ ምርምርን ምስናድን ዝብላ ክልተ ኣገደስቲ ኣምራት ክልዓላ እንከለዋ፡ ምብልሓትካ፡ ምህዞኻን ውጽኢት ስራሕካን፡ ህሉውን መጻእን ወለዶ ንኽሕበነሉ፡ ንኽረብሓሉን ንኽፈልጦን ኣብ ውሑስ ቦታ ምቅማጥን ዝብል ትርጉም ክህልዎ ይኽእል’ዩ። እንተኾነ ምርምር ካብ መዓላ ንልምዓት፡ ንሰላምን ሰናይ ተግባርን ሓሊፉ ንጥፍኣት ተንኮልን’ውን ገንዘብን ጉልበትን

READ MORE

ንዕስራ ዓመታት፡ ናይ ኤርትራ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣۿወርቂ፡ ነቲ ናይ ምስ ኢትዮጵያ ሰላም ዘይምንባሩ ብምምዝማዝ ገባርን ሓዳግን ንኽኸውን ምኽንያት ኮይንዎ ጸኒሑ እዩ። ኣብ ወርሒ ሓምለ 2018 ኣብ ሞንጎ ክልቲኤን ሃገራት ዝተገብረ ናይ ሰላም ስምምዕ፡ ዋላ’ኳ ነቲ ናይ ኤርትራ ዲፕሎማሲያዊ ተነጽሎ እንተቐየሮ፡ ንሰብኣዊ መሰላት ብዝምልከት ከም’ቲ ተስ܂

READ MORE

ንዝኽሪ በዓል 8መጋቢት ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት / ሃገር ጀርመን: ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኩሉኹም ኤርትራውያን ደቂ- ሃገር፡ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ኣብ ጀርመን ንዕለት 07.03.2020 ሰዓት 14፡00 ድሕሪ ቐትሪ ዝጅምር ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ- ኣንስትዮ ብድምቐት ንምብዓል ተዳሊና ስለ ዘለና ምሳና ሓቢርኩም ንኽትውዕሉ/ላ ብኽብሪ ንዕድም። ዝበዓለሉ ቦታ ኣብ ቐጻሊ ክንሕብር

READ MORE

ብቃል ይኹን ብጽሑፍ ብኣካል፡ ብበኢዓይነቱ ቃላት፡ እዛ ሓዳስ ዓመት  2020  ሓሳረ መከራና ተዛዚሙ፡ ናይ ሰላምን ራህዋን ዓመት ትግበረልና እናበልና ምንዮትና ንገልጽ ኣሎና።  ካብ ዝሓለፈ እዋናት ዝያዳ ተስፋ ዝህበና ዘሎ ድማ ኣብ ነንሕድና ዘሎ ምርድዳእ እናደልደለ ይኸይድ ስለ ዘሎ‘ዩ።  ሐወይ ዮውሃንስ ጸጋይ ኣብ ደንቢኡ ደንበ ስኒትና፡

READ MORE

ኤርትራውያን፡ ኣብ ዓለም ግቡእ ቦታና ክህልወና፡ ክንሕፈር፡ ስደት ከብቅዕን ኣብ ገዛእ መሬትና ብኽብረት ክንነብርን እንተኾይና፡ ኣብ ቅድሜና ሓንቲ ጉዳይ ኢያ ትጽበየናን ተገቲራን ዘላ። ንሳ ድማ ኩሉ ፖለቲካዊ ፍልልያትናን ውልቃዊ ኣተሓሳስባናን ወንዚፍና፡ ብዛዕባ’ታ ናይ ሓባር ኤርትራ ምሕሳብ፡ ተጠርኒፍካን ልብኻ ተዋሃሂብካን ምስራሕ፡ ነቲ ጠንቂ ሕሰም፡ ድኽነትን ድፍረትን

READ MORE

  ናብ ዝምልከቶም ኩሎም!!                                                       ሓድሽ  ፕሮጀክት ማረምኤ 2020 (ERDA)!!! ናብ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ኣባላትን ፈተውትን ደገፍትን ማሕበር ረዲኤትን ምዕባለን ኤርትራ ብሓበራ ። ክቡራትን ክቡራንን ኣሓትን ኣሕዋትን ብመጀመርታን ቅድሚ ኩሉን ኣብ ዘለኹሞ ናይ ስደት መናባብሮ ጥዕናኹም ተሓልዩ ብሰላም ክትህልዉ ካብ መላእ ስደተኛታት ኣሓትኩምን ኣሕዋትኩምን ኤርትራውያን

READ MORE

ኣብ ደርፍታት ትግርኛ ሓድሽ ተርእዮ ተኸሲቱ ኣሎ። ናይ ሓዘን ግጥምታት፡ ብናይ ታሕጓስ ዜማ ኪድረፍ  ንዕዘብ ኣለና።  እዚ ግን ባኅርያዊ  መግለጺ ስምዒትናን ጦብላሕታናን ኣይኮነን።  ግጥምን ዜማን እንተ ዘይተሰማሚዑ፡ ነቲ ክመሓላለፍ ዝድለ መልእኽቲ ከም ግቡእ ኣየመሓላልፎን ኢዩ። ዜሕዝን ቃላት እናደረፍካ ክትስዕስዕ፡ ጌጋ ኢዩ። ቃንዛን ናፍቖትን ዝገልጽ ግጥሚ

READ MORE

ትርጉም መንነት ሃገርና ኤርትራ ፍጹም ዘይሃስስ`ዩ ዝዓዘዘ ፍቕራ ሃየ! ብሓድነትና ንምለሶ ልዑል ክብራ!!! ቅዋም ወረቐት ኣይኮነን፡ ልብና`ዩ ሰፈሩ!!! ዑቕባይ ገብረመድህን( ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሕ.መ.ኣ.) ታሕሳስ 31፡ 2019 ብምኽንያት ሓዲስ ዓመት 2020 ********         ካብ ዝሓለፈ ርብዒ ዘመን  ፋሺስታዊ ውልቀመላኺ ናይ ዕንወት ሃገርናን ምጽናት ህዝብናን ተግባሩ ኣብ ኣፈርክቡ ኣብ ዘብጸሓሉ እሞት ንርከብ ኣለና፡፡ ``ንበዓል ነጐዳ

READ MORE

ኤርትራ ዘሰንብድ ምጽንቃቕ ሰብ ሞያ ጥዕና የጋጥማ ከምዘሎ ምንጭታት ሰብ ሞያ ጥዕና ብጭብጢ ኣሰንዮም ሓቢሮም። -  ኣብዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ዳርጋ 50 ሚእታዊት ዶክተራት ኤርትራ ተሰዲዶም። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብዚ ዝሓለፈ 30 ዓመታት ንሃገርና ኤርትራ ኣድክዩዋን ኣዕንዩዋን ኳ እንተኾነ፡ ብተዛማዲ ኣብ መዳይ ኣገልግሎት ጥዕና፡ ብሕልፊ ድማ

READ MORE

እቲ ርክብ ምስ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኳ ተመዲቡ እንተነበረ፡ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ፍቓደኛ ከምዘይኮነ ድሕሪ ምግላጹ፡ ኣብ ክንድኡ ክልተ ወኪላት ማለት፡ ኣምባሳደር ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ኣመሪካ ዝነበረ ሰመረ ርእሶምን ኣፈኛ ናይቲ ስርዓት የማነ ገብረመስቀል (ቻርልን) ምስቲ ናይ ኣመሪካ ልኡኽ ተራኺቦም ተዘራሪቦም።   ኣብቲ ዝርርብ ብመንግስቲ ኣመሪካ ዝቐረባ እማመ ዲፕሎማስያዊ

READ MORE

ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ኩለንተናዊ ለውጢ ከምጽእ ዝኽእልን ህላወ ሃገር ዘውሕስን መንእሰይ፡ ምሁር ኣካል፡ በዓል ሃብትን ሰራዊትን ሕመረት ክፋል ሕብረተሰብ፡ ርእሱ ከምዘድንን፡ ናብ ስደት ከምዝበታተን፡ ክብሪ ከምዝስእን፡ ሓቢሩ ከምዘይመክር፡ ኣበርቲዑ ሰሪሑሉን ገና ይቅጽሎ ኣሎን። ህግደፍ፡ ተበላጽን ነውራምን ዕላማታቱ ኣብ ግብሪ ንምትርጓምን ኣብ

READ MORE

ስርዓተ ኢሳይያስ፡ ንኤርትራን ህዝባን ረሚሱ፡ ሃብታን ቁጠባኣን ኣልሚሱ፡ ናብ ዝኸፍአ ደልሃመት፡ ናብ ዝኸፍአ ዕንወት እናደፍአ፡ ሸለው ብዝበለ ገደል ንዕርብርብ ከጽድፋ ይሰርሕ ኣሎ። እቲ ጽኑዕ ህዝባ ግን፡ ንኹሉ’ቲ ብምልኪ ዝወርዶ ሕሰምን ኣደራዕን ተጻዊሩ፡ ክብሩን መንነቱን ንምድሓን ትልኽ እናበለ ይረባረብ ኣሎ። ሎሚ ኣብ ኤርትራ ክልተ ሓይልታት ኣብ

READ MORE

December 10, 2019 ክቡርን ፍቁርን ሐወይ ብርሃነ፡ ብርሃነ ሐወይ ከመይ ትኸውን ኣሎኻ? ድሃይ ከይገብርኩ ድንጉይ ኢለካ። እሱር መስተማሰሊ’ዩ፡ ረሲዓትኒ ትብል ትህሉ። ኣባይካ ይረሳዕ ከመይ ጌይረ ክርሰዓካ።  ኣብ ሓሳበይ ወትሮ ምሳይ ኣሎኻ፡ ከምኡ’ውን ኩሎም እሱራት፡ ኩለን እሱራት። ብርሃነ ሐወይ ከምቲ ኩሉ ጊዜ ኣብ መልእኽትታተይ ዝብለካ፡ ሽሕኳ ነዚ ኣጽናቲ ዝኾነ

READ MORE

ጋዜጣዊ መግለጺ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ብመራኸቢ ብዙሓን ዝተዘርግሐ፡ ኣብ እስራኤል ኣብ ቀጽሪ ቤተክርስትያን ብሰለስተ ኤርትራውያን ኣብ ልዕሊ ሓደ ኤርትራዊ ብኻራ ዝተፈጸመ ናይ ቅትለት ፈተነ ሓዘኑን ቁጥዐኡን ብምግላጽ ብትሪ ይኹንን። ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን ናይ ፖለቲካን ሓሳብን ፍልልይ ክህሉ ባህርያዊ እኳ

READ MORE

ኣብ መፋርቅ 70ታት፡ ስርዓት ደርግ ስልጣን ኣብ ዝጨበጠሉ ማለት’ዩ፡ ብጸላኢ ዝተላእኩ ሰባት ኣብ ህዝቢ ዝግልገለሉ ዒላታትን ባስካታትን ስሚ ከእትዉን ንተጋደልቲ ክስልዩን ይዋፈሩ ነይሮም። ዝበዝሑ ካብቶም ብጸላኢ ኣንጻር ተጋደልትን ሰላማዊ ህዝብን እከይ ተግባራት ክፍጽሙ ዝላኣኹ ዝነበሩ ሰባት፡ ሳዕቤን ናይቲ ዝፍጽምዎ ዝነበሩ ኣዕናዊ ተግባራት ብዝግባእ ዘይርድእዎን ረብሓ

READ MORE

ትማሊ ሰሉስ 26 ሕዳር ኣብ ለንደን ንዘጋጠመ ምህሙን ናይ ቀቢጸ ተስፋ  ፈተነ መጥቃዕቲ ልኡኻት ስርዓት ኢሰያስ  ኣብ ልዕሊ መስራትን ኣካያድን ሬድዮን ቴለቭዥንን ኣሰና ኣማንኤል እያሱ ዝተሰምዓኩም ጓህን ዘሕደረልኩም ነድርን ኣመልኪትኩም ብኣካል ብተሌፎን ፋክስን ኢመይልን ካልእን እትልእኩልና ዘለኹም ቅጽበታዊ መልእኽታት ምስናይ `ቲ ንበዳሂ መንፈስኩም ንምልክን ዕንደራን፡ 

READ MORE

ማሕበር ተመሃሮን መምሃራንን ዩንቨርስቲ ኣስመራን ኮሌጃትን ስቅታና ንስበር- መሪሕ ተራ ድማ ንጻወት ዋላ እኮ ማሕበር ተመሃሮን መምሃራንን ዩንቨርስቲ ኣስመራን ኮሌጃትን- ብ ወሽጢ ውሽጢ ካብ ዝምስረት ሰለስተ ዓመታት ኣቁጺሩ ኣባላት ኣብ ምምልማልን ማሕበር ኣብ ምድልዳልን እንተ ጸንሕ- ኩነታት ሃገርና ግና ብቀረባ ክከታትሎ እዩ ጸኒሑ፡፡ ላዕለዎት ትካላት ሃገርና እቲ

READ MORE

      ስለዝጸናዕና መግዛእቲ ስዒርና፡ ንህግደፍ ስለዘምለኽና ጀጋኑ ነጥፍእ ኣለና ኣብ ሕብረተሰብና፡ “ሕነኡ ዘይፈዲ ወዲ ኣድጊ” ዝብል ብሂል ኣሎ። ቀጥታዊ ትርጉሙ ድማ፡ ንቤተሰብካን ዓጽመ-ስጋኻን ዝቀተለ ወይ ዝዘለፈ ውልቀሰብ ወይ ጉጅለ፡ ሸለል ኣይትብሎን ኢኻ ማለት’ዩ። ንበዳሊ ሕጊ እንተሎ ብሕጋዊ ኣገባብ ከሲስካ ናብ ፍርዲ ተቅርቦ። ብዙሕ እዋን’ውን ብዘይ ሕጊ

READ MORE

ገዛ ብዘይ ስእላዊ ካርታ (Blue Print) ከምዘይስራሕ፥ ጉዕዞ መገሻ (Journey) ብዘይ ኣፍልጦ እትኸደሉ መንገዲ፥ እትሓድረሉ ዓዲ፥ እትምሳሓሉን እትደረረሉን ቦታን፥ ዘድሊ ስንቅን ኣቐዲምካ ክሕሰበሉ ዘሎዎ ጉዳይ ስለዝኾነ፡ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ከኣ ዕላምኡን ራኢኡን (Vision & Goals) ተግባራዊ ንክኸውን፡ ስእሊ ካርታ ናይ ቃልሲ (Roadmap) ንኹላትና እተዋስእን እትጥርንፍን ኣብ

READ MORE

ቊጠባዊ፡ ፖሊቲካውን ማሕበራውን ኩነታት ኤርትራ ብዚዕባ ኩነታት ቁጠባ ሃገርና ክሓስብ እንከለኹ፡ ፈለማ ዕቚር ጸጋታት፡ ዓቕምታት ይዂን ብልጫታት፡ ፈሊኻን ኣነጺርካን ምፍላጥ ዗ድሊ ኮይኑ ይስመዓኒ። ነቶም ቀንዲ ትሑዚት ብዘሕ ሃልኺ ዗የድልዮም ኣፈናዊ ዳህሳስ ንምግባር ድማ በብሓደ ንምርኣይ ስዒቡ እንሆ፥ 1. ኣብ ሕርሻዊ መዳይ፥ መብዜሕትኡ ህዜቢ ኤርትራ ሓረስታይን

READ MORE

November 4, 2019, 2019 ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ክቡራት ኣሕዋተይ፡ ኣሐተይ፡ ደቀይ፡ ደቂ ደቀይ፡ኣሕ ከመይ ትኾና ኣለኽን፡  ከመይ ትኾኑ ኣለኹም፡ ኣነ እግዚኣቢሄር ይመስገን ድሓን ኣሎኹ፡  እምበኣር ሎሚ  “ህግደፍ መንዮም” ዝብል ኣርእስቲ ሒዘ እንሆ ቀሪበ ኣሎኹ። ከም መእተዊ ግን እዚ ዝስዕብ ክብል’የ። ሃገርና ኤርትራ ንእሽቶን በዓልቲ ውሑድ ህዝቢ ኮይና: ብዙሓት

READ MORE

ሕዳር 28,2019 ናብ ፡ መደብ ተሌቭጅን ኣሰና ሰላምታይ ብምቕዳም እዚ ዝስዕብ መልእክተይ ንህዝቢ ኤርትራ ክቃላሓለይ ብትሕትና እሓትት። ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፥ እዚ መንደላይ ተመን ዝኾነ ስርዓት ህግደፍ ኣገሪሁ፥ኣዘንጊዑ፥ኣታሊሉን መቓቒሉን ኣብዚ በጺሕካዮ ዘሎኻ ደረጃ ውድቀት ኣብጺሑካ ኣሎ።ኣብዚ ደረጃ ውድቀትዚ ኣብጺሑ ኣብዘይ ምለሰሉን ናይ መወዳእታ ደረጃ ኣብጺሔዮየ ኣብዝበለሉን ድማ በሽካዕላል ድላየይ ክገብረካን

READ MORE

ኣብ 1978፡ ሰውራ ኤርትራ ካብቲ ተቆጻጺርዎ ዝነበረ ዝበዝሐ ከተማታትን ገጠራትን ኤርትራ ገዲፉ ናብ ሳሕልን ባርካን ምስኣንስሓበ፡ ህዝባዊ ግንባር ሞራል ተጋደልቲ ክብ ንምባል ጽዑቅ ፖለቲካዊ ጎስጓስን ሜላታት ቅዲ ኩናትን ይምህር ነይሩ። ኣብቲ እዋን’ቲ ካብ ቋንቋ እንግሊዝ ናብ ትግርኛ ዝተተርጎመትን ንዝበዝሕ ተጋዳላይ ክርድኣ ቀላል ዘይነበረትን “ፖለቲካዊ ቁጠባ”

READ MORE

ተጋዳሊት ኣለም ተስፋይ (ጓል-ተስፋይ) በዓልቲ ቤቱ ነቲ ካብ 2001 ኣትሒዙ ብፖለቲካዊ ምኽንያት ኣብ ዒራዒሮ ምስተሓየረ ደሃይ ዘይብሉ ሕዩር ተጋዳላይ ኪሮስ ዓወር ብሕማም ልቢ ክትሳቐ ድሕሪ ምጽንሓ፡ ኣብ ወጻኢ ንክትሕከም ከተቕርቦ ዝጸንሐት ተደጋጋሚ ሕቶ ተነጺጉ ካብ ኤርትራ ንኸይትወጽእ ስለዝተኸልከለትን እንሆ ሎሚ ምዓልቲ 20 ጥቅምቲ 2019 ዓሪፋ። ተጋዳላይ

READ MORE

ከም ዝዝከር ብዕለት የካቲት 19, 2019 ኣብ ኣሰና ዳትኮም “”ሃገረ ሰብከት ኣሜሪካን ካናዳን ኣብዘይ ሕጋዊ ገንዘብ ምትሕልላፍ ተጸሚዱ ዘሎ ገበነኛ ትካል ህግደፍ እዩ”ብዝብል ኣርእስቲ ሓደ ሓበሬታ ተጻሒፉ እዩ። እቲ ሃገረ ሰብከት ብኸመይ መግድታት ነቲ ግብሪ ዘይተኸፈለሉ ገንዘብ ካብ ቤተ ክርስቲያናት ዝኣከቦ ናብ ካዝና ህግደፍ ከም

READ MORE

ኤርትራውያን፡ ክውንነት ንምምዛን 6ይ ህዋስ የድልየና ኣሎ ሎሚ፡ ልቢ፡ ሕልና፡ ሃገራዊ ስምዒትን ፍቅርን ንዘለዎ ኤርትራዊ ዜጋ፡ እዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ህሉው ማሕበረ ቁጠባዊ፡ ፖለቲካውን ሰብኣውን ቅልውላውን ኣደራዕን፡ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኩፉእ ከምዝኾነ ንጹር’ዩ። ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ህዝቢ ኤርትራ ህይወቱን ንብረቱን ዝኸፈለሉ ናጽነት፡ ጨውዩ፡ ኣብ 1991

READ MORE

ጸብጻብ ፈስቲቫል ይኣክል ማኒቶባ ካናዳ 2019 ፈስቲቫል ይኣክል ማኒቶባ ካናዳ ኣስታት 400 ካብ ዊኒፔግ፡ ብራንዶንን ዊንክለርን ዝመጹ ህዝብን ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኽበሉ ኣጋጣሚ ብውዕውዕን ድሙቅን ኣገባብ ቀዳም ዕለት 28 መስከረም 2019 ኣብ ከተማ ዊኒፔግ ካናዳ ተኻይዱ። እቲ ፈስቲቫል ብዝክረ ሰማእታት ድሕሪ ምኽፋቱ ግዝያዊት ሽማግለ ይኣክል ከተማ

READ MORE

ናይ ከንቱ ምስሕሓብ ባህሊ (A culture of futile antagonism) ኣማኑኤል ሳህለ ድሕሪ ናጽነት፡ ንሓርበኛ ወልደኣብ ወልደማርያም ኣብ ገዝኡ በጺሐዮ ነይረ ( ኣታ እየ ዝብሎ፡ ቤተሰብ ስለ ዝኾነ)፡ ኣብ መንጎ ዕላልና፡ ብዛዕባ ስምረት ኣልዒልና ተዛቲና። ''ኣነ ካብ ኩሉ ቃል ደስ እትብለኒ ኣላ፡ ንሳ ድማ ስምረት እትብል ቃል እያ'' ኪብለኒ

READ MORE