Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ንምዝራግን ዕምሪ ስልጣኑ ንምንዋሕን፡ ማእለያ ዘይብሉ ባጀት ብምስላዕን ዓቅሚ ሰብ ብምምዳብን፡ ዝርአን ዘይርአን ተንኮላትን ንጥፈታትን’ዩ ዘካይድ። ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ሕሰም ዘሕልፍ ዘሎ ህዝብና፡ ብሓይሊ ብረት፡ ብማእሰርቲ፡ ዝብላዕን ዝስተን ብምኽላእን ዝርካቡ ማእበራዊ ኣገልግሎት ብምሕራምን፡ እኩይ መደባቱ

READ MORE

ታሪኽ ውርደትን ጥልመትን (The Shaming of a People) ኣማኑኤል ሳህለ   ኤርትራ ካብተን ኣብ ገማግም ቀዪሕ ባሕሪ ዚርከባ ሃገራት፡ ንበይና ብብዙሓት ብሄራት ዝቖመት ሃገር ኮይና በቲ ናይ ኢትዮጵያ ወይ ንግስነት ሽዋ ፊውዳላውን ገባትን ምኩሕን ማእከላይ መንግስቲ ክትሳቐ መዋእል ዘሕለፈት ሃገር እያ። እቲ ተደኲናትሉ ዘላ ቦታ፡ ስትራተጅያዊ ብምዃኑ፡ ብኹሉ ሸነኻት፡

READ MORE

መመረቕታ `ባይቶ ይኣክል` ዓባይ ብሪጣንያ ብዝክረ ሰማእታት ድሕሪ ምኽፋቱ፡ ነቲ ጽምብል ዘዳምቑ ግጥምታት ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ተነቢቦም፡ መኣዲ ስነጥበብ ከተማ በርሚንግሃም ድማ፡ `ሓላው መቓብር ዘርእስታ ናይ መድረኽ ድራማ ኣቕሪባ። ቀጺሉ፡ ኣወሃሃዲ ናይታ ነቲ ጽምብል ዘአንገደት ባይቶ ይኣክል ከተማ ለንደን ሓው ዳኒኤል ቦኽረ ነቶም ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓባይ

READ MORE

ኣብ ምዕራባዊ ዓለም፡ ሞያ ጋዜጠኝነት ኣብ ሕብረተሰብን መንግስትን ብዘለዎ ልዑል ጽልዋን ኣበርክቶን፡ ማዕረቶም ኣካላት መንግስቲ ማለት፡ ሓጋጊ፡ ፈጻሚ፡ ፈራዲ ኣካላት ኢዩ ዝቁጸር። ኣብ መሰል ሰብ ዝኽበረሉ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ዘለወን ሃገራት፡ ጋዜጠኛ ብመንገዲ’ቲ ልሙድ መራኸቢ ብዙሓን ማለት ራድዮ፡ ተለቪዥን ጋዜጣ ኣቢሉ፡ ንሕብረተሰብ ዝጠቅም፡ ሚዛኑ ዝሓለወን ዝተረጋገጸን

READ MORE

ካብተን ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ብፍሉይ ክዝከራ ዝግብአን ዕለታት መስከረም 18 ሓንቲ እያ። ኣብ 2001 ቅድሚ 18 ዓመታት፡ መሰላት ዜጋታታ እተኽብር ብሕግን ስርዓትን እትግዛእ ኤርትራ ንምርኣይ ባህግን ተስፋን ኤርትራውያን ብዘየወላውል መንገዲ ዝቐሃመሉን ዝተደርቀመሉን ጸላም ሰሉስ እያ። እዚ ድማ ኣብ ሞንጎ ገለ ላዕለዎት ሓለፍቲ ህዝባዊ ግንባርን ኣቶ

READ MORE

ክሉና ከም እንፈልጦ ስርዓት ኢሰያስ ቅድሚ 18 ዓመታት ኣብ መስከረም 18፡ 2001 ነቶም ቕዋም ክትግበር ዝጸውዑ ገዳይም መራሕቲ ህዝባዊ ግንባርን ሚኒስትራትን ከምኡ 'ውን ድምጺ ህዝቢ ኮይኖም ኣብ መስርሕ ዲሞክራሲያዊ መስርሕ ዘይርሳዕ ኣበርክቶ ዝገብሩ ዝነበሩ ኣለይቲ ናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ብግፍዒ ኣብ ማሕዩር ዝኣሰረላ ዕለት እያ። እዛ

READ MORE

ኣብዚ ቀረባ እዋናት ካብ ካብቲ ቻይናዊ ኩባንያ ዛራ ማይኒን ኩንትራት ሒዙዎ ዘሎ ዕደና ወርቂ ዛራ 8.4 ኪሎ ግራም ወርቂ ሰሪቕኩም ዝተባህሉ 4 ቻይናውያን ኣብ ኤርትራ ብስርዓት ኢሳይያስ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። ብኤምባሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ቻይና ቪዛ ዝተወቖኣሉ መንነት ናይ ሓደ ካብቶም ተኣሲሮም ዘለዉ ቻይናውያን

READ MORE

ኣብ ሱዳን ዝገበሮ ናይ ክልተ መዓልታት ምብጽሕ ፈጺሙ ሎሚ 16 መከረም ኣስመራ ዝተመልሰ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ መራሒ ሱዳን ወተሃደራውን ጸጥታውን ዘጠቓልል ሓባራዊ ስምምዓት ከምእተፈራረመ ማዕከና ዜና ናይቲ ስርዓት ኣብ ናይ ሎሚ ዜናአን ሓቢረን። ውልቀመላኺ ኢሳይያስን መራሒ ሱዳንን፡ ነቲ ስምምዓት ንምክትታል ላዕለዋይ ኮሚተ ከምዘቖሙ `ውን እቲ

READ MORE

ዝኸበርኩም ኤርትራዊያን ኣሕዋትን ኣሓትን፣ምናልባት እቶም ብዘደንዝዝ መርዛም መርፍእ ውልቀ-መላኺ ተወጊእኩም ዘለኹም ኣባላት ህግደፍ ከመይ ጌሩ ንባዕዳዊ ገዛኢ ምስ ነጻነት ኣምጺኡ ንነጻ ሃገር ዘምሓድር ዘሎ መራሒ ከወዳድሮ ይኽእል ትብሉ ትኾኑ፣ኩሎም ሓረድትን ጨቆንትን’ኳ እንተኾኑ፣ካብ ሕሱምን መሪርን መግዛእቲ ናይ ክልቲኦም መን ከም ዝሓይሽ፣ ነዚ ብመርትዖ ዝተሰነየ ምሕደራ መንግስቱን

READ MORE

ብውልቀመላኺ ኢሳይያስ ተገቢታ ዘላ ኤርትራ፡ ቀዳመይቲ ናይተን CPJ ኣብ ዘውጽኦ፡ ሰሜን ኮርያ እትርከቦ መስርዕ ዝኸፍኣ ዓመጽቲ ፕረስ ተባሂለን ዝተሰርዓ ሃገራት ዓለም ኮይና ከምእተሰርዐት ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝመደበሩ ኮሚተ ንምክልኻል ናጽነት ጋዜጠኛታት ሎሚ 10 መስከረም ኣብ ዝዘርግሖ ሓድሽ ጸብጻብ ኣፍሊጡ። እተን ድሕሪ ኤርትራ ኣብቲ ናይ ዓመጽቲ

READ MORE

ድሕረባይታ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ከምዘነጽሮ ኣብ ዝሓለፉ መዋእላት ናብራኡ ኣብ ምክብባር፣ ምትሕግጋዝን ሰናይ ጉርብትና ዝልለ ህዝቢ እዩ። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ካልኦት ኣህዛብ ዝፈጸሞ ኣብ ታሪኽ ዝሰፈረ ጸሊም ታሪኽ የብሉን። ኣብ ዝሓለፉ ዓሰርተታት ናይ መግዛእቲ ዓመታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወረደ ግፍዕን መከራን ክሳብ እዚ

READ MORE

ኣድጊ ዝገበረካ ጠይቂ ግበሮ!         (ኤደን ኢያሱ) ዝተፈላለዩ ኣህዛብ መንግስታቶም ካብ ዝግባእ ንእሽቶ እንተ’ጉዲሉሎም ይኹን፡ ኣብ ክንዲ ከም ህዝቢ ከም ገላዩ ዝረግጹዎም እንተኾይኖም፡ ኩነታቶም ንምቕያር መንገድታት ሃሰው ካብ ምባል ኣየዕርፉን’ዮም። ብንኡስ ይኹን ብዓቢ መጠን ብምንቅስቓስ ድማ፡ ዝመሽመሹ ስርዓታት ኣልዮም፡ ብሓደስቲ፡ ንህዝብን ሃገርን ንቕድሚት ከሰጉሙ ዓቕሚ ብዘለዎም ስርዓታት

READ MORE

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ህዝባዊ ምንቅስቓስ  ኤርትራዉያን  ይኣክል ንምልኪ ዓባይ ብርጣንያ፥ ንዕለት 21 መስከረምት 2019 ዓ.ም.ፈ. ካብ ሰዓት ክልተ ድ.ቀ. ዝጅምር ጽምብል ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ዓቢዪ ብሃገር ርአጃ ዝቐውም ኤርትራውዊ ጥርናፈ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። “ሕሰም መሪሩዎ” ይኣክል ንምልኪ: ይኣክል ንስቕታ፡ ይእክል ንምፍልላይ“ ኢሉ ዝተላዕለ ኤርትራዊ፣  ኣብ ከከባቢኡ ተጠርኒፉ ወከልቱ ብምምራጽ

READ MORE

ወርሒ መስከረም! ብተስፋ’ዩ ህዝብና ዝጽበየኪ ሎሚ ዘበንከ! እንታይ ኮን ይኸውን ብስራትኪ!   ተላዒሉ’ዩ ዘሎ ህዝባዊ ማዕበል ይኣክል! ንኢሳያስ ኣብ ዝፈሓሮ ጉድጓድ ከጥሕል   ስለዚ ኣሕዋት! ካብ ሎሚ ጀሚርኩም ሃ-ሰ-ስ! በሉ ንኢሳይስ ዝቕድም ዳህሊሉ ከይህሉ ነዚ ብሰይጣን ዝተላእከ ተዃሒሉ ናይ ወዲሰብ ርሕራሐ ዘይብሉ ንህዝቢ ዘጽነት ሓላዪ መሲሉ ንኣመንቲ ምስልምና ክርስትና ዘጥፍእ ከፋፊሉ ካብ ኣቡን ዝለዓለ ኣቡን ዝኸውን ቅሽነት

READ MORE

ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝካየድ ዘሎ መንቅስቃስ  ዙር-ፈንቅል መጀመርታ ናይ መወዳእታ ስዕረት  ህግደፍ እዩ  ናይ ይኣክል  ደገፍ ግን ኣድላይ እዩ ጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ ናይ ጌዜ ገደብ ዘይብሉ ሀገራዊ ኣገልግሎት   እቲ ዝኸፍኤ ግህሰት መሰል ህዝቢ ኤሪትራ እዩ። ብሰበቡ  መጻኢ ዕድል መንእሰያት በርዒኑ ቀንዲ ምኽንያት ስደት ኾይኑ ይርከብ ።   መንእሰያት ኤርትራ

READ MORE

  ዋዕላ «ንቕሎ ኣዴታት ንድሕነት ህዝብን ሃገርን» ካብ ዕለት 23.08-25.08.2019ኣብ ከተማም ፍራንክፈርት ሃገር ጀርመን ተኻይዱ። ብመሰረት ኣቐዲሙ ዝተገበረ ዕድመ መሰረት ኣብቲ ዋዕላ ውልቀሰባትን፣ ኣባላትን መራሕትን ሲቪካዊ ማሕበራት፣ ህዝባዊ ምንቅስቓሳት፣ናይ ኩለን ላዕለዎት መራሕቲ ውድባትን ዝተፈላለዩ ሙያውያንን ናይ ዜና ማዕከናትን  ዝተሳተፍዎ ኣገዳሲ ዋዕላ ከምዝነበረ ተራእዩ። ኣብዚ ዋዕላ'ዚ ካብ ኣውስትራልያን

READ MORE

እቲ ዘይንቡር፡ ንቡር ይኸውን ኣሎ ኣብዚ እዋን’ዚ ብሰሪ’ቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል፡ ድኽነትን ገደብ ኣልቦ ግዱድ ሃገራዊ ኣገልግሎትን፡ ኣማኢት ኣሽሓት ኤርትራውያን፡ ዝበዝሑ ካብኦም መንእሰያት፡ ኣብ ስደት ይነብሩ ኣለዉ። ካብቶም ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ተሰዲዶም ዘለው ኤርትራውያን፡ ካብ ደቆም ተረሓሒቆም ዝነብሩ፡ ሰብ ሓዳርን ዝወለዱን ክኾኑ እንከለዉ፡

READ MORE

  ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ክፍልታት ተቓውሞ ኤርትራ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ከካይዱዎ ዝጸንሑ ቃልሲ ሰሚሮም ብኣድማዕነት ንኽቕጽሉዎ ዝዓለመ ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን ትማሊ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ፍራንክፈርት ጀርመን ዝጀመሮ ናይ 3 መዓልቲ ዋዕላ ሎሚ ንኻልኣይ መዓልቱ ይቕጽሎ ኣሎ። ዋዕላ ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ሃገርን ህዝብን

READ MORE

ንኢሳያስ ዝፈልጥዶ’ሎ ኣብ ማእከልና? ስለ ምንታይ? የጥፍኦ ከም ዘሎ ንህዝብና!   ንኢሳያስ ዝፈልጥዶ’ሎ! ኣብ ማእከልና! ነዚ ሕድሕድ ዘጣፋኦ ዘሎ ንህዝብና ዘበን ድዩ ዘሪዩዎ? ሓጥያቱ’ዩ ምውዳእ ኣቢዩዎ! ንህዝብና   ሰማዩ’ኳ ዝረሓቖ ደመና ንነብሶም ዝሓደሩ መራሕቲ ሃይማኖትከ እንታይ ወረዶም! ንኣረመኔ ዘግልግሉ ናብ ፈጣሪ ዝመርሑ መሲሎም!   ኢሳያስ፣ ስለ ምንታይ ንህዝብና የጥፍእ ከም ዘሎ ንምፍላጥ ብዙሓት ይጽዕሩ

READ MORE

ኣመሓደርቲ ሱዳን፡ ድሕሪ ደጊም ምስቲ መወቀፍ ዘይብሉ፡ ኣብ ውዕል ምምስራት መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን `ውን ዘይተዓደመን ዘይተረቚሐን ውዲተኛ ስርዓት ኢሳይያስ ከም ናይ ቀደም ዕሽሽታ ዝበዝሖ ዝምድና ክገብሩ ቅሩባት ከምዘይኮኑ ብምግንዛብ፡ ድሕሪ ውራይ ደጋፊ ክመስል ንዘካይዶ ዘሎ ወጠምጠም ከምዝነጸጉዎ ኣብ ካርቱም ዝርከቡ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ዝሓለፈ ቀዳም ወተሃደራዊ

READ MORE

ሳዋ፡ ብሉጽ ወለዶ ኤርትራ ዝበልዐት ገሃነብ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ነውራም ስርዓት ህግደፍ፡ ብኣጋጣሚ መበል 25 ዓመት ዝኽሪ ምምስራት ሳዋን ምጅማር ሃገራዊ ኣገልግሎትን፡ ንኹሉ’ቲ እከይ መልክዓትን ዕንወትን መደብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ቀቢሩ፡ ሳዋ መንእሰያት ዝመልመለት፡ ሓድነት ብሄራትና ዘረጋገጸት፡ ልኡላውነት ሃገርና ዘውሓሰት፡ ታሪኻዊት ስፍራ ከምዝኾነት ገሊጹ። እቶም ሳዋ ቀታሊት

READ MORE

መልእክቲ “ጉያይ ወዲአ ኣለኹ” ሃገራዊ መልእክቲ ኣቡነ መቃርዮስ። እዚ ጽሑፍ ኣቦና ኣቦና መቃርዮስ ንህዝቢ ኤርትራ ብዛዕባ ጉጉይ ካልኣይ ውግዘት ውጉዝ ሲዶኖስ ኤርትራ፡ ብዕለት 17 ሓምለ 2019 ኣብ ሊዕሊ ብጹዕ ወቅዱስ ሳልሳይ ፓትሪያርኽ ኤርትራ ኣቡነ ኣንጠንዮስ፡ ካብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ዝተቆንጨበ እዩ። ኣቡነ መቃርዮስ መልእኽቶም ከመሓላልፉ ከለዉ “ስማዕ”፣ “እነግረካ

READ MORE

ብምኽንያት ሞት ኣዚና እነፍቅሮን እነኽብሮን በዓል ቤተይን ፣ ኣቦናን፣ሓውናን ጸሃየ ኣውዓሎም ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሩ ካብ ርሑቕን ቀረባ ፣ ብዝተፈላለየ መጎዓዝያ ተጓዒዝኩም ፣ ብኣካል ዝተኻፈልኩም ፣ ኣብ ገዛና ብምምጻእን፣ተለፎን ብምድዋልን ፣ ተኻፈልቲ ሓዘና ብሙዃን ዘጸናናዕኩሙናን ዘተባባዕኩሙናን፣ ኣሕዋትናን ፈተውትናን ስለ‘ቲ ዘርኣኹምና ሕውነትን ፍቕርን ሕሰም ኣይትርከቡ እናበልና

READ MORE

ዙር ፈንቅል! ኣብርሃዮ'ቲ ቀንዴል ስበሮ ነቲ ንሳዋ ዘውርድ ሰንሰለት! ንህዝብኻ ኣርእዮ መገዲ ድሕነት!   ይኣክል! ንሳዋ ኣይንውርድን!' ዝብል መትከልካ ኣጽኒዕካ ሓዝ። ነቦኻ ምሰል! ቀጽሎ ጉዕዞኻ። ኣብርሃዮ ነቲ መገዲ ድሕነት ዘርኢ ቀንዴል! ንቐሎ ነዚ ንህዝብና ዘጥፍእ ዘሎ ኣረመኔ ‘ተምበናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብርሃ! ዋና ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ!’ ምዃኑ ንህዝብኻ ንገር! ዝደቀሰ

READ MORE

ዓይነት ኣሟሟት እዩ ዝፈላለ እምበር ሞት ሓንቲ እያ። ተዓንቂፉ ዝሞተ ሰብ ተዓንቂፉ ሞይቱ ይበሃል፥ ብመኪና ሓደጋ ዝሞተ ሰብ ብመኪና ሓደጋ ሞይቱ ይበሃል፥ ብማሕነቅቲ ዝሞተ ሰብ ተሓኒቁ ሞይቱ ይበሃል፥ ብሕማም ዝሞተ ሰብ ሓሚሙ ሞይቱ ይበሃል፥ ወ.ዘ.ተ። ወዲ ሰብ ብስጋ ሓንስእ እዩ ዝመውት።ሞት ሓመድ ድበ። ሞት “ሓመድ

READ MORE

ኣብቲ ካብ 3 ክሳብ 4 ነሓሰ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ካናዳ፡ “ንሓርነት ብሓድነት!” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዝተኻየደ ፌስቲቫል ኤርትራውያን-ካናዳውያን ደለይቲ ፍትሒ፡ ካብ 12 ከተማታት ዝተላእኩ 36 ወከልቲ ብኣካልን ብውክልናን ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ዝጸንሕ መሰጋገሪ ካናዳ-ሓቆፍ ጽላል ብወግዒ ተመስሪቱ። ብመሰረት ካብ ዋና ኣዋሃሃዲ ሽማግለ ጽላልን ፌስቲቫልን

READ MORE

  በስምኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ! ሓራ ምእንቲ ኽንከውንሲ፡ ክርስቶስ ሓርነት ኣውጺኡና እዩ። ስለዚ ጽንዑ፡ ከም ብሓድሽ በርዑት ባርነት ኣይትቈረኑ። ገላ 5፡ 1። ምኽንያት ጽሑፈይ በቲ መግለጺ ወጽዩ ዘሎ ብሽፋን ቅዱስ ሲኖዶስ ዝብልዩ:: ቅድስና ይትረፍሲ ሰብ ምኻን ኣጥፊኡ ዘሎ ሲኖዶስ እዩ:: ንቅዱስ እንጦንዮስ ብእምነት ክኸስዎም ብቅዓት ኮነ

READ MORE

እነፍቅሮን ሓውናን ኦቦናን አቶ ጸሃየ ኣውዓሎም ብዘጋጦሞ ሃንደበታዊ ሕማም ብሰኑይ 22.07.2019 አብ መበል 69 ዑድሜኦ ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለየና ምስ ከቢድ ሓዝና ንኹሎም ቤተስብናን ፈተውትናን ንሕብር። [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2019/07/ጻሃየ.pdf"]  

READ MORE

ከምመቀጸልታ እቲ ኣብ ኩሉ ክፋላት ናይ ዓለም ዝተኻየደን ዝካየድ ዘሎን ናይ ይኣክል ማዕበል ፣ ኣብ ሲያትል እውን ኣዕጋቢ ተሳታፍነት ህዝቢ ዝተንጸባረቀሉ ህሞት እዩ ። እዚ ዝፈጠሮ ተርባጽ ድማ ብኣንጻሩ፡ ውሑዳት ናይ ህ.ግ.ደ.ፍ ወይጦታት ኣብዚ ቀረባ ቅንያት ኣብ ልዕሊ ሓደስቲ ተሳተፍቲ ማዕበል ይኣክል ምግቡዕባዕን ምፍርራሕን ኣብ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ኣብ ሕመኣ ዓቢ ናይ ተደናገጽቱን ግሩሃትን ፈስቲቫል  ክገብር ምስጢራዊ ምድላዋት የካይድ እቲ ህዝባዊ ተቓውሞ ኤርትራውያን ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣብ ድርኩኺት ናይ ዓዲ ሃሎ ቤተመንግስቱ  በጺሑ፡ ኣብ ወጻኢ `ውን ብናይ ይኣክል ንምልኪ ምንቅስቓስ ተዋጢሩ ኣብ ጭንቀት ዝርከብ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ኣብ ወጻኢ ህዝባዊ

READ MORE

Die eritreische Regierung hat 22 katholische Kliniken, Arztstationen und Gesundheitseinrichtungen in Eritrea im Juni 2019 beschlagnahmt und verstaatlicht. Die Patienten sind aufgefordert worden, ihre Betten zu verlassen. Die vier katholischen Bischöfe Eritreas verurteilten dieses Vorgehen der Regierung. Unsere Solidarität mit den Eritreischen Katholischen Bischöfen zu zeigen,

READ MORE

ካብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ጀሚሩ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዘሎ ኤርትራዊ፡ ኣብ ትሕቲ “ይኣክል ምልኪ ፡ ይኣክል ስቅታ” ዝብል ሃገራውን እዋናውን ሕቶ፡ ንውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ዘባህረረን ዘሻቀለን ንድላይ ፍትሒ ድማ ተስፋ ዘስነቀ ኣኼባታትን ጎስጓስ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታትን ይካየድ ኣሎ። ሕመረት ናይቲ ህዝባዊ ምንቅስቃስ፡ ኣብ ኤርትራ

READ MORE

ጉንበት 1991 ኤርትራ ብህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ ሓራ ኾይና፡ ኣየር ናጽነት ክተተንፍስ ትጅምር። ኢሰይያስ ኣፈወርቂ ንህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ወኪሉ ንኣዲስ ኣበባ የምርሕ። ኢትዮጵያ’ውን ብወገና ብተጋደልቲ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ካብ ስርዓት ደርጊ ተገላጊላ፡ እፎይታ ክትረክብ ዝጀመረት መሰለት። „ተቐንጢጡ ጸልማት ዓቢ ግነ፡ እነሆ ባና

READ MORE