መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ጸብጻቡ ዘቕርበሉ መዓልታት እናተቓረበ ኣብ ዝመጽኣሉ ዘሎ እዋን ብኡ መጠን ክቱር ጭንቀቱ እናዓረገ ዝኸይድ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ጸብጻብ ንምቍንጻብ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ክእክቦ ዝፈተነ ፌርማታት ምእካል ስለዝኣበዮ፣ ‘ግንቦት ሰባት’ ዝተባህለ ተቓዋሚ ውድብ ኢትዮጵያ
መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ጸብጻቡ ዘቕርበሉ መዓልታት እናተቓረበ ኣብ ዝመጽኣሉ ዘሎ እዋን ብኡ መጠን ክቱር ጭንቀቱ እናዓረገ ዝኸይድ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ጸብጻብ ንምቍንጻብ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ክእክቦ ዝፈተነ ፌርማታት ምእካል ስለዝኣበዮ፣ ‘ግንቦት ሰባት’ ዝተባህለ ተቓዋሚ ውድብ ኢትዮጵያ
መርማሪ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ጸብጻቡ ዘቕርበሉ መዓልታት እናተቓረበ ኣብ ዝመጽኣሉ ዘሎ እዋን ብኡ መጠን ክቱር ጭንቀቱ እናዓረገ ዝኸይድ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ጸብጻብ ንምቍንጻብ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ክእክቦ ዝፈተነ ፌርማታት ምእካል ስለዝኣበዮ፣ ‘ግንቦት ሰባት’ ዝተባህለ ተቓዋሚ ውድብ ኢትዮጵያ
ሓደ ካብ ፍሉጣት ስፖርተኛታት ዓለምና ውሩይ ናይ ጉጥጢ ተጻዋታይ መሓመድ ዓሊ ክለይ ኣብ መበል 74 ዓመቱ ሎሚ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ፎኒክስ ኣሪዞና ኣብ ሆስፒታል ዓሪፉ። ንሱ በቲ ፓርኪንሰን ዝብሃል ሕማም መሊሱ ብዝተጋደደ ናይ ምስትንፋስ ሕማም ክሳቐ ድሕሪ ምጽንሕ እዩ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። መሓመድ
ሓደ ካብ ፍሉጣት ስፖርተኛታት ዓለምና ውሩይ ናይ ጉጥጢ ተጻዋታይ መሓመድ ዓሊ ክለይ ኣብ መበል 74 ዓመቱ ሎሚ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ፎኒክስ ኣሪዞና ኣብ ሆስፒታል ዓሪፉ። ንሱ በቲ ፓርኪንሰን ዝብሃል ሕማም መሊሱ ብዝተጋደደ ናይ ምስትንፋስ ሕማም ክሳቐ ድሕሪ ምጽንሕ እዩ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። መሓመድ
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ን ኩፖን ከም ምሳርሒ ብምጥቃም፣ ካብቲ ናይ ዘበን ቀበሌ ብዝኸፍአ መንገዲ ብመንገዲ ምምሕዳራት ብጸቕጥን ኣስገዳድን ካብ ኣስመራን ካልኦት ከተማታትን ዝኣከቦም ኣሽሓት መንእሰያት ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ ንታዕሊም ናብ ከባቢ ኣቑርደት ከምዘውረዶም ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ካብ 17 ክሳብ 21 ዝዕድሚኦም መንእሰያት ብዝተፈላለየ መኽንያት ካብቲ
እቲ ህዝቢ እሂን ምሂን ተበሃሂሉ ኣብ ኤርትራ ዝኾነ ፖለቲካዊ ምንቅስቓሳት ከየልዕል ከብዱ ሓቝፉ ሎሚ ጽባሕ እናበለ ዝነበር ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ባዕሉ ንዘደስከሎምን ዝተፋነዉን ኣብ ኣስመራ ዝርክቡ ተጋደልቲ ነበር ቅሳነት ንምኽላእን ንምቍጽጻርን ኣውቶቡሳት ጽዒኑ ንጉሆ ንጉሆ ናብ ዓሻ ጎልጎል ወፊሮም ብዘይቁምነገር ንምሸቱ ናብ ኣስመራ ከምዝምለሱ
“ . . . እዚ ናባይ ዝበጽሐ ቀሊል ኢዩ፡ ዝሓለፈ ዘይኮንኩ ዝርኢ፡ ናይ መጻኢ’የ ዝርኢ፣ ህዝባዊ ቃልሲ ስለዝኾነ እዚ ዕሽር ካብቲ ነዊሕ መገዲ ጉዕዞና ንሓርነት ወዲ-ሰብ’ዩ፣ ሕጊ እንዳባሲ ብዘይብረት ኢዩ ህዝቢ ዝዳኒ ነይሩ፡ ካርሸሊ ኣይነበሮ ፖሊስ ኣይነበሮ፣ ሽፍታ እንተኾይኑ ንጹግ ኢዩ፡
ስዉእ ይነብዕ ኣሎ ስዉእ ይነብዕ ኣሎ ዕረፍቲ ሓሪምዎ ኣውያት ህሉዋት ድቃስ ከሊእዎ ተግባራት ጠላማት ምጽዋር ስኢንዎ ብህይወት ዝገደፎም ስዒቦሞ መቃብር ጸቢብዎ። ስዉእ ይነብዕ ኣሎ መልኣከ ሞት ኣንጸላልይዎ ኣብ መቃብሩ ደምን ንብዓትን ዝዒግዎ ሓድሽ ኣዕጽምቲ ሓቅይዎ ከቢብዎ ዕረፍቲ ኣይረኸበን ጥርዓን ስድራቤት መሪርዎ። ስዉእ ይነብዕ ኣሎ ሕድሩ ስለዝተጠልመ ዋጋ መስዋእቱ ባህግታቱ ስለዝቀሃመ ሓቂ ከይዛረብ ኣፉ ስለዝተሎጉመ ንፍትሒ ናጽነት ሰማዒ
[gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/FOR-POSTING-UNIVERSAL-DECLARATION-OF-HUMAN-RIGHTS-TIGRIGNA-TRANSLATION-EDITED-ON-MAY-30-2016.pdf"]
ንነጻነትን ሓርነትን ተቓሊስካስ ንባርነት ኣሻሓት ኣሰዊእኻስ ዳግመ መስዋእትነት ደቅኻ ከፊልካስ ደቂ-ደቕኻ ንስደት ድሕሪ ሳላሳ ቃልሲ ንነጻነት ንርብዒ ዘመን መሰልካ ክዝመት ሃየ ድኣ ተላዓል ዓይንኻ ከይዕመት። ቀዳሞትስ ብፖለቲካ ንነጻነት ሞጊቶም ዳሕሮዎት ካኣ ተቓሊሶም ነጻነት ኣምጺኦም ዝተርፉ እውን ፈልሲ ሓርነት መስሪቶም መንእሰይ ግደኻ ብዓወት ሓርነት ክትድብሶም መክቶም ንዓመጽቲ ክጠፍኡ ብሱሮም ሻምላኻ ኣልዕሎ ንህዝብኻ ኣድሕኖም። ቃልሲ ኣይቦኩርን’ዩ ጭቆና ስጋብ ዘሎ ንመሰልካን
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠመ ሰለስተ ሓደጋ ጃላቡ ልዕሊ 700 ስደተኛታት ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ:: ብመሰረት ሓበሬታ ኣፈኛ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካርሎታ ሳሚ ረቡዕ 25 ግንቦት 100 ሰባት ጥሒሎም: ረቡዕ ካብ ናይ ሊብያ ወደብ ሳብሪታ እተበገሰት
መዓልቲ ናጽነት ኣብ ላስቬጋስ ብዕለት 25 ብድምቐት ተባዒሉ ኣብቲ ዕለት ብመጀመርታ ብዘተ ብኣቶ ስብሓት በርሀ ፡ኣቶ ከራር ህያቡ፡ ወይዘሪት ኤልሳ ገብረሂወት፡ ኣቶ ተስፉ ገብረስላሴ፡ኣቶ ኣምበሳጀር ጽገ ፡እዩ ተጀሚሩ ዛዕባ እቲ ዘተ ዝሓለፈ 25 ዓመታት ከመይ ነይሩ ኣብ ዝብል ቴማ ተዘቲዩ።ኣብቲ ዘተ ዝሓለፉ ዓመታት ናይ ባርነትን
[gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/ጋዜጣዊ-መግለጺ-ቊ.-28.pdf"]
[gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/ጀጋኑ-ተጋደልቲ-ሰራዊት-ሕድሪ-ንግንቦት-24.pdf"]
ብዕለት 22-05-2016 ፣ ኣብ ትሕቲ “ጥርናፌና ዋሕስ ዓወትና እዩ “ ዝብል ጭርሖ ፣ ዓበይትን ፣ መንእሰያትን ፣ ገዳይም ተቓለስትን ፣ ምሁራት ሰብ ሞያን ፣ ኤርትራውያን ካብ ዝተፋላለየ ከተማታት ሆላንድ ዝተኻፈልዎ ፣ ናይ 25 ዓመት መዓልቲ ነጻነት ኣብ ከተማ ኣምስተርዳም ብድምቀት ከቢሩ ውዒሉ። እዚ በዓል ብዝክረ ሰማእታት
ክስገር ንዘይብሉ ቀንዲ ጉዳይ: ሓርማዝ ኣብ ቤት ክበሃል ሰሚዐ:: (elephant in the room) ኣብ ሓደ ቤት ንዘሎ ሓርማዝ ኣይርኣኽዎን ክበሃል ኣይክኣልን:: ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ብሩራዊ ኢዮበልዩ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ንዝተኣከበ ህዝቢ: ከይርእይ ኣዒንቱ ብመነጽር ኣጸልሚቱ ነቲ ሓርማዝ ጎስዩ: ኣዒንቲ ህዝቢ ከደፍን ፈቲኑ:: ንሱ: ህዝቢ ኤርትራ
ህዝብናን ሃገርናን ዘለዎ ኩነታት ንማንም ስውር ኣይኮነን። ህግደፍ ዝሓበጠ ይተኮስ መን ኣብ ቅድመይ ሰብኣይ ኮይኑ እሕሕ ይብል? ዝብል ትምክሕቲ ተዓጢቑ ክሳብ ደቂ 70 ዓመት ኣብ ዘይዓቕሞምን ኣብ ዘይዕድሜኦምን ጠበንጃ ኣሰኪሙ ብወተሃደራዊ ዲስፕሊን ዝብሎ ንሱ ጅሆ ሒዙ ካብ ስድርኦም ኣርሒቑ የከላብት ኣሎ፡፡ ክእለት ዝረኸበ ምስ ጥሪቱን ንብረቱን
ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ኣስመራ፣ ዝሓለፈ 24 ግንቦት ኣብ ዝተኻየደ ጽምብል መበል 25 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ከም ኣመሉ ፍሽለቱ ንምሽፋን ንኻልኦት ብጥቃን ዘስምዖ ናይ ክሕደት መደረ፣ ኤርትራ ሃገርና ኣብ ትሕቲ ‘ቲ ባዕሉ ዝገበቶ ምልካዊ ምሕደራ ርብዒ ዝበን ናጽነት ኣጋጢሙዋ ዘሎ ውድቀት ክሳብ ክንደይ ከቢድ ምዃኑ
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ከረን፣ መጋርሕ፣ ናይ ኮርያ ኩባንያ ኣብ ዝሃነጾ ኣባይቲ ንዝቕመጡ ዝነበሩ ዓይነ ስዉራን ቆራጻትን ተጋደልቲ ዝርከቡዎም ውጹዓት ኤርትራውያን ካብ ኣባይቶም ብሓይሊ ኣውጺኡ ንብረቶምን ሰቦምን ኣብ ጎደና ከምዝዛሕዝሖ ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ኣብቲ ዞባ ንነዊሕ ዓመታ ዝተቐመጡ ግዳያት ኣማራጺ ከምዘይብሎም ብምሕባር ተቓውሞ ኳ እንተስምዑ
[gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/press-release-may-2016.pdf"]
[gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/Demo-Geneva-23-06-2016.pdf"] [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/Demo-Geneva-23-06-2016-Ar-1.pdf"]
ህግደፍን መሳርሒታት ሰልፉን መንእሰያት ህግደፍ (Ypfdj)ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ዕንወትን ሰሃሮን ኣውሪዱ::ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰብን ገንዘብን: ከምኡ እውን ወተሃደራዊ ኣገልግሎት መርኣያ ዘመናዊ ጊላነት መንእሰያት ኢዮም::ጽዑቕ ግፋ መንእሰያት ኣብ ከተማን ገጠርን መዓልታዊ ስራሕ እቲ ስርዓት ኢዩ::ማዕረ ማዕረ እዚ ድማ ነቶም ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ መንእሰያት ኣብ በዓላት ኢዮበልዩ ኣብ
ዳግመ ህንጻ ሃገራዊ መንነት ትንሳኤ ኤርትራን ህዝባን የድሊ ኣሎ። ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣሕዋት ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ከተማ በርገንን ከባቢኣን፣ ኣብዚ ክቡር ዕለት’ዚ ምሳኹም ምስዞም ስደት ሃገርኩም ዘየረሰዓኩም ደቂ ሃገር ሓቢርካ ምውዓል ጥራይ ንገዛእ ርእሱ ዓቢ ጸጋ ክንሱ፣ ብዛዕባ ‘ታ ኣብ ልቢ ኩልና እትነብር ሃገርን ህዝባን ክዛረብ ተወሳኺ
[gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/መዓልቲ-ናጽነት.pdf"]
ምኣስ’ዩ ህዝብና ንጸልማት ዝገልህ ናይ ሓርነት ጥዋፍ ዘብርህ ምኣስ’ዩ ንዳግማይ ግዜ ታሪኽ ዝሰርሕ ምኣስ’ያ ትመጽእ’ዛ ጽባሕ! ምኣስ’ዩ ምክልኻል ሰራዊት ዝነቅሕ ዝተኣስረሉ መቑሕ ዝሰብር ናይዚ ብዘይፍጸም መብጽዓ ሓሶት ዘደናገር ብኩናት ወረ ኩናት ንሃገር ዘሸብር ኣረመኔ ስርዓት ክቕዘፍ ዝነበር!? ምኣስ’ዩ መንእሰይ መጸዋዕታ ህዝቢ ዝስምዕ ከም ጅግና ወዲ ዓሊ ወጊኑ ዝልዓል ምኣስ’ዩ መንእሰይ ሞቱ ህየቱ ምስቶም ንህዝቢ ከድሕኑ ዝቃለሱ
[gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/Michael_Agostino-May.pdf"]
ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኣብ ውሽጢን ወጻኢን ዘሎ ህዝብና፡ እንኳዕ ንብሩራዊ ኢዮቤል፡ መዓልቲ ናጽነት ኣብጽሓካ ይብል። እዚ ትርጉም ናይ’ቲ “ ናጽነት” ዝብል ቃል ወይ ሓሳብ ነቲ፡ ጀጋኑ ዜጋታትና ዝተሰውእሉን ዘረጋገጽዎን፡ ናይ መሬት ልኡላውነት ድኣ እምበር፡ ነቲ ህዝባና ዘልሕልፍዎ ዘሎ ንምግላጹ ዘጸግም ኣዚዩ ከቢድ
ናይ ህግደፍ እንተጸላእና ዝገደዱ ክሓድቲ ኣጥሪና Tesfamariam Wel. 23/05/2016 Norway ንህዝቡ ዝተሰውአ ምእንተ ሃገሩ ክላገጽሉ እፍሊ ዕሱባት ወኻሩ ብሕቡእ ምስጢር ዝቃለሱ ዝነበሩ ደርጒሖሞ ተንኮል ምስ ተማህሩ ኤሪትራውያን ድዮምከ መበቆሎም? ናህናዶ ትብልዎም ካበዮም መጺኦም ስውኣት ዘላግጹ እንተእን ድኣ ኮይኖም ንምታይ ድኣ ክሳብ ትማሊ ተቓዊሞም እስከ ንፈትሽ መን ከምዘሎ ድሕሪኦም ምእንታና ዝወደቑ ጀጋኑ ክትክሕዱ ናትኩም ድርቅና ሰብ ተገሪሙ ሰንቢዱ ክንደይ ጌርኩምከ ደቀይ
ውዮ ድኣ ብሰንኪ ንቁጽ ይነድድ ርሑስ ኮይኑ’ምበር፡ እታ ካብ ግዜ ጥንሲ፡ ሕርሲ፡ ዕንጋለ ጸባ ጡብ፡ ረርያን ሓዚላን ዘዕበየትን ኣብ መርዓን ደርዓን ዘብጽሐት ኤርትራዊት ኣደ፡ ንርዝነት ኣበርክቶኣ ዝገልጽ እኹል ቃላት ኣይርከቦን’ዩ። ሞያ ኤርትራዊት ኣደ ግን ኣብ ምሕብሓብን ምምሃርን ስድራቤታን ደቃን ጥራይ ዝሕጸር ኣይኮነን። ኣብ ታሪኽ ሕብረተሰብና’ውን
ኣብ ሽየንን ከባቢኡን ዝነብሩ ደለይቲ ፍትሒ ንበዓል ናጽነት ክብ ዝበለ ምድላዋት ብምግባር ኣብዒሎሞ። ኣብቲ ዝነበረ ስነስርዓት፡ ኣቦ መንበር ምንቅስቓስ ስምረት ንድሕነት ሃገር ጨንፈር ሽየን ሓው ኣድሓኖም በራኺ ነቲ ኣኼባ ‘እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም’ ብምባል ድሕሪ ምኽፋቱ፡ እቲ ከቢድ መስዋእቲ ዝተኸፍሎ ቃልሲ ኣብ 1991 ናጽነት መሬት ኤርትራ’ኳ
ኣገዳሲ ሓበሬታ ዝኽሪ መበል 25 እዮብያላዊ ዓመት ናጽነት ኤርትራ ዓመታት ጥልመትን መርገጽትን እናዘከርና! -------------------------------------------------------------------- በቲ ካልእ መዳይ ከኣ ቃልሲ፡ ሰረቱ ወጽዓ ዘበገሶ ኮይኑ ሞራልን ፍናንን ድማ ሕላገቱ እዩ፡ ክንዲ ዝኾነ ብስፖርታዊ ንጥፈታት ተሰንዩ፡ ብህቡባት መንእሰያት ስነጥበባውያን ደለይቲ ፍትሒ ወኒ ቃልስና ፍናን ክሰንቕ መርሓባ ንብለኩም። ዕለት 28 ግንቦት - ኣብ ስቶክሆልም ኤግቢ
ንርብዒ ዘመን ዝጸልመተ፡ ትንሳኤ ሓርነትን ፍትሕን ዝነገሳ ኤርትራ ህያው ምግባር ሓላፍነት ህሉው ወለዶ`ዩ!!! ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሰ.ኣ.) ግንቦት 20፡ 2016 ``ሓርነት ንዝለዓለ ፖለቲካዊ ዕላማ መጋበርያ ኣይኮነን፣ እቲ ዝለዓለ ፖለቲካዊ ዕላማ`ዩ።`` (ሎርድ ኣክቶን) *** ብዘይ ሓርነትን ፍትሕን ትርጉም ዘለዎ ህይወት ኪህሉ፣ ብዘይ ዘተ ዓሚቝ ምርዳእ ኪምዕብል፣ ሓድነት ኪድልድል፣ ነባሪ ራህዋን
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻእን፡ ኣቐዲመ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ንኹሎም ፈተውቱን፡ ዮሃና ንኽብሪ 25 ዓመት ዝኽረ ዓመት ናጽነት እንዳበልኩ፡ ነቲ ንናጽነቱ ክውን ንምግባርን ክብሪ ልዑላውነቱን ሓርነቱን ንምሕላውን፡ ጸሚእና ከይበልናዮ ማይ፡ ጠሚና ከይበልናዮ እኽሊ ብምቕራብ ዘስተየናን ዝዓንገለናን ህዝቢ ኤርትራ፡ መዘና ዘይርከቦ መስዋእቲ ከፊልካ ኢኻ እሞ፡ ሓበንን
ክቡራት ኣንበብቲ እዚ ተረኺቡ ዘሎ ናጽነት (ንሽሙ ናጽነት) ኣነውን ከም ህዝበይ የኽብሮን ይኾርዓሉን ኢየ። ምኽንያቱ ቀያሕትን ጸለምትን ጀጋኑ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ስለ ዝኸፈልናሉ። እንተ ኾነ ግን ንድሕሪት ምልስ ኢልና እንተ ዘኪርናዮ “ነዚ ድዩ ነይሩ እቲ ዓላማ? ንሓንቲ ባንወደራን መላኺ ስርዓትን ንምቛም ዲዩ ነይሩ? “ባዕዳዊ ገዛኢ ይውጻኣልና’ምበር
መንግስቲ ሱዳን ኣብ መንገዲ ሊብያ ዝሓዞም 150 ኤርትራውያን ኣብ ዝሓለፈ ራብዕቲ ናብ ኤርትራ ከምዝመለሶም ምንጭታት ካብ ሱዳን ሓቢሮም። ኣስታት 500 ዝኾኑ ካልኦት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ካርቱም ኣል ዓረቢ ኣብ ዝብሃል ቦታ ዝርከብ መደበር ፖሊስ ሱዳን ተታሒዞም ንኤርትራ ክመልሱዎም ተዳልዮም ከምዘልዉ ውን ኣገንዚቦም። ካብቶም 500 እቶም 300 ቅድሚ
ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ዕለት 15 ግንቦት 2016 ነቲ ብህግደፍ ኣብ ከተማ ቨትዝላር (Wetzlar) ካብ ከተማ ጊሰን (Giessen) ንምዕራብ ኣስታት 16 ኪሎሜተር ርሒቓ እትርከብ ከተማ ዝተጸወዐ ናይ ክሕደትን ጥልመትን ጽምብል ካብ 250 ብዘይውሕዱ ኤርትራውያንን ፈተውትን ብመደረን ግጥሚን ዝተሰነየ ዕዉት ናይ ተቓውሞ ሰላማ ዊ ሰልፊ ተኻይዱ:: እብቲ ዝተኻየደ
ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፣ ተመዲቡ ዘሎ ምቍራጽ ፈነወ ኣሰና ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሚያዝያ ቅቡል ከምዘይኮነ ብዝተፈላለየ መንገዲ እትልእኩልና ዘለኹም ስንባደን ቁጥዐን ዝተሓወሶ ተደጋጋሚ ምሕጽንታ ይበጽሓና ኣሎ። ንሕና ከም ኣሰና ‘ውን ተገዲድና ደኣምበር፣ ብሕልፊ ኣብዚ ዝያዳ ጽዓትን ቃልስን ዝሓትት ፍሉይ ሃገራዊ መድረኽ፣ ነቲ ድምጺ ዕቡሳት ዝኾነ
ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፣ ተመዲቡ ዘሎ ምቍራጽ ፈነወ ኣሰና ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሚያዝያ ቅቡል ከምዘይኮነ ብዝተፈላለየ መንገዲ እትልእኩልና ዘለኹም ስንባደን ቁጥዐን ዝተሓወሶ ተደጋጋሚ ምሕጽንታ ይበጽሓና ኣሎ። ንሕና ከም ኣሰና ‘ውን ተገዲድና ደኣምበር፣ ብሕልፊ ኣብዚ ዝያዳ ጽዓትን ቃልስን ዝሓትት ፍሉይ ሃገራዊ መድረኽ፣ ነቲ ድምጺ ዕቡሳት ዝኾነ
እቲ ብምክንያት 25 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ዝተካየደ ሰሚናር ቀንዲ ዕላምኡ ነቲ ስርዓት ህግደፍ ብናይ ሐሶት ዳንኬራ ተዓጠቅ ትሸብሸብ ዝብለሉ ዘሎ ናይ ናጽነት ጽንብል ኤርትራ ኣብ ውሽጢ 25 ናይ ናጽነት ዓመታት ከምቲ ስርዓት ህግደፍ ዝብሎ ኣብ ጎደና ምዕባለ’ዶ ወይስ ከምቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ኣብ መንገዲ ጥፍኣት
ብግዱሳት ኣዕሩኽን መማህርትን እሱራት ጋዜጠኛታት ኤርትራ ዝተዳለወ ፣ ንምዝካሮምን ስራሓቶም ንምልላይን ብእኡ ኣቢሉ ከኣ ንሞያኦም ንምጽንባል ዝዕላማኡ ስይምፖዝዮም ንምስታፍ ብኽብሪ ትዕደሙ፣፣ ንኣስታት 15 ዓመታትን ትሕቲኡን ብዘይ ፍርዲ ሃለዋቶም ኣብ ዘይፍለጠሉ መዓሙቕ ኣብያተ-ማእሰርቲ ንዝሳቐዩን ዝበልዩን ዘለው ጋዜጠኛታት ኣሕዋትና ንምዝካርን ነቶም ልዕሊ ዝኾነ ብትጽቢትን ብተስፋ ምቁራጽን ቅብጸትን ንዝሳቐዩ