ጅግንነትን ቆራጽነትን ብልሕን መስዋእትን ተሓኤ ዓቢ ግናዕ ናጽነት ኤርትራ’ዩ። ሃገራዊ ቃልስና ካብ ዝቀጻጸል ኣትሒዙ፡ ተጻብኦታቱ ዋላ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ይደይብ፡ ሳላ’ቲ ውሁብ ሓቅነቱ ንኽምክት ህዝባዊ ግርማ ስለ ዝነበሮን፡ ካብ ዕለት ንዕለት ቅያታት ዘይተፍልዮ መስተንክር መስዋእቱ እንዳኣተርንዐ ዓወት ክጓናጸፍ ክኢሉ’ዩ። እቲ ተቓላሲ ባህርን መኸተን ህዝብና፡ ብቐንዱ እቲ
ጅግንነትን ቆራጽነትን ብልሕን መስዋእትን ተሓኤ ዓቢ ግናዕ ናጽነት ኤርትራ’ዩ። ሃገራዊ ቃልስና ካብ ዝቀጻጸል ኣትሒዙ፡ ተጻብኦታቱ ዋላ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ይደይብ፡ ሳላ’ቲ ውሁብ ሓቅነቱ ንኽምክት ህዝባዊ ግርማ ስለ ዝነበሮን፡ ካብ ዕለት ንዕለት ቅያታት ዘይተፍልዮ መስተንክር መስዋእቱ እንዳኣተርንዐ ዓወት ክጓናጸፍ ክኢሉ’ዩ። እቲ ተቓላሲ ባህርን መኸተን ህዝብና፡ ብቐንዱ እቲ
ህልዋት እናቐተልካ ስውኣት ከተኽብር ብኸመይ መገዲ…..? ናጽነት ኤርትራ ፍረ 20 ሰነ መዓልቲ ስውኣት እያ፡፡ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ: ንኹሎም እቶም ንስለ ናጽነት ህይወቶም በጃ ዝኸፈሉ ጀጋኑና ብፍሉይ እንዝክረላ: መብጽዓና እነሓድሰላ: ክብርቲ ዕለት ስለ ዝኾነት፡፡ እቲ ምንታይ ጀጋኑና ንሞት እናተቐዳደሙ ግንባሮም እንተዘይህቡ፡ ኣነ ክሓልፍ ንስኻ ስዓብ
ጡረታ ጌርኩሞ! ወዲ ሰብ ከም ዓሳ ካብ ጐልጎል ክትገፉ ኣሪግኩም ቆንቊንኩም እንካብ ትስነፉ ኣቱም *እምሄዋትና ሎምስ'ባ ኣዕርፉ *ኣባሓጎታትና ክሳዕ ግዜ ሞትኩም ስልጣን ከይትገድፉ መብጽዓ ኣሎኩምድዩ ናይቶም ዝሓለፉ!? ክሳዕ እትወድቁ'ወ ብሕማም ሰንኪልኩም ኣብ ኰረሻ ስልጣን ክትነብሩ ኣራጢጥኩም እቲ ዝፋን ናይ ህዝቢ ኪኸውን ደሞዝኩም ጡረታ ጌርኩሞ ዓስቢ ምግዳልኩም ነዚድዮም ስውኣት ሓደራ ኢለሙኹም!? ስልጣንኩም ዘይድሩት ከም ኣልፋን ኦሜጋን ህዝቢ እናኣታለልኩም
20/06/2015 ጀኔቫ ሓቂ ፍረዲ እንታይ ክ ኢዩ ጉዱ ገሪሙና ተጋጊና ዲና ሲኢና ጥዕና ዘይንሓስብ ስቓይ ናይ ደቅና እቶም ዝዕዘቡስ እንታይ ይብሉና ሙሉእ ዓለም ይዛረብ ብአና ካባና ርሒቑ እቲ ሕልና ክብረት ሲኢናላ መንነትና ከም ደርሆ ንጻወት ብደቅና። ተልእኾ ዘሎዎ እዚ እከይ ወዲ ሓዲግ መዲግ ገይርዋ እዛ ዓዲ ከይንስጉም ዓጺና መገዲ መቐጻዕ መልሓሱ ዝበተኸ ቀይዲ ዓዲ ዘንጊ ኔራ ዓዲ ፍርዲ ሕጊ አልቦ
ንነዊሕ ግዜ ትጽቢት ዝተነብረሊ ብመምህር ዘርኡ ገብረየሱስ ዝተጻሕፈት “ መምዘክርና እንተንግንጽል” ዘርእስታ መጽሓፍ ኣብ መጨረሻ እንሆ ንምዝርጋሕ ተቐሪባ። እታ መጽሓፍ፡ ኣብ ቀዳማይ ክፋሊ ብዛዕባ ኣቶ ዘርኡ ኣብ ውሽጢ ናይ ከተማ ናይ ደባይ ውግእ ስርሒታት ተ.ሓኤ ኣብ መስመራት ከባቢ ዓዲዃሊን-መንደፈራን ኣስመራን ዘሕለፎ ፈተነታትን ኣስተዋጽኦታትን ዝርዝራት ኮይና፡ ኣብ ካልኣይ ክፋሊ ክኣ
“ይድንጒ’ምበር ኣድግስ ናይ ዝብኢ ኢያ” 18.06.15፡ ካልኣይ መርድእ፡ ካልኣይ ቀብርን ካልኣይ ሃገራዊ ሓዘንን። ሓደ ግዜስ ዝብኢ፡ ኣድጊ ንኣእዛና ከምዝጠዓማ የማነ-ጸጋም ከተወጣውጦ እንከላ ቀርኒ መሲልዎ ከብዱ ከይትብትብቶ ይፈ ርሃ ከምዝነበረ ኣውጊዐኩም ነይረ። ኣይደለየቶን’ምበር ብበሮኾዳኣ ገይራ’ውን ኣስናኑ ከይተርግፎ እሰግእ ነበረ። ሓንቲ መዓል ቲ ወዮ ዝብኢ ክቱር ጠምዩ ምማቱ
ቅድሚ 23 ዓመት ተጋዳሊት መምህር ግደይ ነጋሽ: ኣብ ሕዳር 1978 ብሰራዊት ደርግ ተማሪኻ:: ኣብቲ ደርግ ዘመናዊ ኣጽዋር ዝዓጠቐ ኣእላፍ ሰራዊት ኣሰሊፉ ዝኸፈቶ ናይ ሰሜን ግንባር: ህዝባዊ ሰራዊት ብጅግንነት መኪቱ ሰብን ንብረትን የውጽእ ነበረ:: ተጋዳሊት መምህር ግደይ ነጋሽ ኣብ ብርጌድ 23 ተሰሊፋ ኣብቲ ኣብ ዒላበርዕድ ዝተገብረ ናይ
ዓመት መጸ 20 ሰነ፡ ሰማእታትና ንምዝካር፡ ሽምዓን ጥዋፍን ብምብራህ፡ ኣግራብ ብምትካል፡ ኣብ ኣብያተ ክርስትያንን መሳጊድን ብምጽላይ፡ ስድራቤቶም ብምሕጋዝን ካልእ ንጥፈታት ብምክያድን ክቡር ሞያኦም ንዝክሮ። ኣብ ዓለም ንህዝብኻን ሃገርካን ህይወትካ ምውፋይ፡ እቲ ዝኸበረን ዝዓዘዘን ህያብ’ዩ። ስውኣትና ዝኸፈልዎ ልዑል ህይወት፡ ዋጋን ትርጉምን ንኽህልዎ ግን፡ ኣብቲ ደሞም ዝፈሰሶን
ንማሕበረሰብ ዓለምን ንውልቀ ሃገራትን ዝቅየድ ሕግታትን ዝግባእ መሰላትን ጸዲቁ ኣብ ተግባር ክስርሓሉ ካብ ዝጅምር ነዊሕ ዓመታት ሓሊፉ’ሎ። ብዘይካ ከም ኤርትራ ዝኣመሰላ ብሰብኣዊ ገበናት ዝተፈልጣ ሒደት ሃገራት ድማ፡ መብዛሕትአን ሃገራት ብመሰረት ኣህጉራውን ውሽጣውን ሕግታት፡ ሰብኣዊ መሰላትን ሓድሕድ ምክብባርን ክትግብራ ግዴታ ኣለወን። ኣህጉራዊ ሕግታት ዕሽሽ ምስ ዝብላን
ይዝከረኒ ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልስና ኣብ ዓውደ ኩናት ዝተማረኹ ወተሃደራት ኢትዮጵያ፡ ስርዓት ደርግ “ዝተማረኹ ወተሃደራት የብለይን’’ ኢሉ ህላወ ወተሃደራቱ ክኽሕድን ብሳልሳይ ኣካል ነጻ ዝተለቁ ምሩዃቱ ምቅባል ክሕሰምን። እዚ ሎሚ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ መወዳድርቲ ዘይብሉ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል፡ ማእሰርትን ስቃይን ውራየይ ኢሉ ከይተተሓሓዞ
ብ ዓርቢ 13 ሰነ ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ካብ ሸገራብ ብመንገዲ ሓልፋ ብ ሀሉክስ መኪና ናብ ካርቱም ዝጓዓዙ ዝነበሩ ልዕሊ 13 ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ሓደጋ መኪና ኣጋጢሙዎም ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታትን፣ መራሒ ናይታ መኪና ሓደ ሱዳናዊ ብኡንብኡ ክመቱ ከለዉ ሓንቲ ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ሕክምና ሓልፋ እግራ ከምዝተቖርጸት፣
ኣብ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክሳተፍ ደቡብ ኣፍሪቃ ምስ ከደ ማእሰርቲ ኣህጉራዊ ቤትፍርዲ ኣንጸላልዩዎ ዝጸንሐ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ሎሚ ሃንደበት ናብ ሃገሩ ከምዝተመልሰ ጋዜጣ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። ኣብ ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃ ንምስታፍ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝኣተወ፣ ኣብ ዳርፉር ፈጺሙዎ ብዝብሃል ገበናት ጃምላዊ ህልቂት ብኣህጉራዊ ገበናዊ
ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ናይ ሕ/ሃገራት ዝመዘዛ መርማሪት ኮሚሽን ናይ ስርሓ ጸብጻብ ብዛዕባ ኤርትራ ምስ ኣቕረበት፡ ቡንደስታክ (ባይቶ ጀርመን) ብዕለት 10/06/2015 ብዛዕባ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ተዘራሪቡን ተመያይጡን’ዩ። ህዝቢ ንኽፈልጦ ብምባል ቀቀንዱ ብትግርኛ ነቕርቦ እነሄለና። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/06/Bubndstag-Part-II.pdf"]
ዳግማይ ጅር ገደላ። 14.06.15፡ ኣብ ዝሓለፈት ሰሙን “ዳስ ሓውያ” ኣብ ትብል ኣርእስትና ኣብ ዝቐረበ ጽሑፍ፡ ታሪኽ ብሉይ ጅር ገደላ ቆናጢርናዮ’ኳ እን ተነበርና እቶም መፈጸምታ ሂወት ናይ ሽዑ ጅር ገደላ ክትፈልጡ ዝደለኹም ኣይትተሃወኹ። ብዛዕባኡ’ሞ ብዙሓት ተወለድ ቲ ኮኑ ካልኦት ለባማት ስለዘለዉና ጸሓይና መሊኣ ምስ በረቐት ብዝበለጸ ክትርኹልና
ስርዓት ህግደፍ ካብ ህዝቢ ኣብ ውሽጢን ወጻእን ዝወርዶ ዘሎ ተጽዕኖ መኣዝኑ ንምስሓት፥ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ብናይ ኦሬንታል ኣብያተ ክርስትያናት ክብጽሑ ፈቒዱ። መላእ ናይ ዓለም ሕብረት ቤተ ክርስትያናት ብፍላይ ድማ ናይ ኦሬንታል ተዋህዶ ቤተክርስትያናት፥ ፓትርያርክ ኣቦና እንጦንዮስ ክፍትሑን ኣብ ቦትኦም ክምለሱ፥ ኣብ መትከል ደው ኢለን፥ ነቶም ህግደፍ ዝሾሞም
ልቢ ኣይነቅጽን - ዝበለ መን’ዩ ከብዲ ኣይሓርርን - ዝበለ መን’ዩ ሕልና ኣይስሕትን - ዝበለ መን’ዩ እግሪ ምስተፈነወ - ናብ ዝወስዶ ኣያ ብምስእኑ - ብኣጆኻ ዝእብዶ ንቅድሚት ሰጉሙ - የማን ጸጋመ ዓይኒ ተዓሚቱ - ዝረግጾ ከየስተውዓለ ናብ ሞት ኣፍ - ብኽፉቱ ዝጽበዮ ንነፍሱ ቀቢጹ - ጠኒኑ ዝኣትዮ ግፍዒ ጭቆና - ኣገዲዱ ዘንፈጾ ጸጊቡ ይብሉዎ - ክንዲ
እታ እተመዘት መርማሪት ሽማግለ ናይ ሕ/ሃገራት ጸብጻባ ብዛዕባ ኩነታት ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ምውጻኣ፡ ብሰልፍታት CDU / ክሪስቲያናዊ ዲሞክርያስያዊ ሕብረትን ብSPD / ማሕበራዊ ዲሞክራስያዊ ሰልፊ ጀርመንን ዝቘመ ልፍንታዊ መንግስቲ ጀርመን፡ ባይቶኣዊ ጕጅለኡ (fraction) ብዘቕረቦ እዋናዊ ሕቶ መሰረት፡ ብዕለት 10/06/2015 ኣብ ቡንደስታክ (ባይቶ ጀርመን)
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/06/ግጥሚ-1.pdf"]
ኣማኑኤል ሳህለ መብዛሕትኡ ናይ መውጽእ ሓራ ውድብ ወይ ምንቅስቓስ፡ ነቲ ተጨቊንካ ኣሎኻ ዚብሎ ህዝቢ ናጻ ከውጽእ ቅድሚ ምፍታኑ፡ ኣቐዲሙ ነቲ ዘቖሞ ውድብ ወይ ምንቅስቓስ ኣፈናዊ ቅርጺ ከትሕዞ ምድላዩ ባህርያዊ እዩ። ቅርጺ ምትሓዝ ማለት ከኣ ወላ ብምርጫ ይኹን ኣይኹን፡ ኩሉ ግዜ መራሕን ተመራሕን፡ ስልጣን ዝሕዝን ነቲ በዓል
ደግፍቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ነርወይ ዑቕባ ይወሃቡ ምህላዎም ዘቃልዕ ደኩምነታሪ ፊልም ኣቐድም ኣቢሉ ብ መደበር ተለቭዥን ነርወይ nrk ዝተዘርግሐ ደኩምነታሪ ፍሊም የቃልዕ። እቲ ብኤርትራውይን መሰኻኽርን ጭብጥታትን ተሰንዩ ብቋንቋ ነርወይ ተዘርጊሑ ዘሎ ፊልም፣ “ ኤርትራ፣ ኣብ ነርወይ ዝበዝሑ ስደተኛታት ዘለዉዋ ሃገር እያ። ብዙሓት ካብቲ ነቲ ኣዝዩ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/06/DC-demons-2015.pdf"]
ልዕሊ 20 ኣባላት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ፣ ናይ 45 መዓልታት ወተሃደራዊ ታዕሊም ንምውሳድ ኣብ ጋሕቴላይ ናብ ዝርከብ ወተሃደራዊ መደበር ታዕሊም ከምዝወረዱ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሎሚ ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ ክፍለጥ ተኻኢሉ። ከም ውጺኢት ናይዚ ስጉምቲ ‘ዚ መብዛሕትኦም ኣብያተ ጽሕፈታት ናይቲ ሚኒስትሪ ተዓጽዮም እቲ ሚኒስትሪ ዳርጋ ካብ ስራሕ
ኣብ ዝመጽእ ዘሎ 19 ሰነ፣ ድሮ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፣ ኣብ ጀርመን፣ ከተማ ከለን ንዝኽሪ እቶም ካብ 2000 ዓመተ ምህረት ክሳብ ሕጂ ኣብ ጉዕዞ ስደት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝሃለቑ ሓያለ ኤርትራውያን ዝርከቡዎም 23 ሽሕ ስደተኛታት፣ 23 ሽሕ ግዜ ደወል ክድወል ምዃኑ ግዱሳት ኤርትራውያን ካብ ጀርመን፣ ከተማ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/06/Kelen.pdf
ናብ ትማሊ ቀዳም 6 ሰነ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ፣ ኣብ ትግራይ፣ ሕንጻጽ ኣብ ዝተባህለ ኤርትራውያን ተዓቝቦሙሉ ዝርከቡ መዓስከር ስደተኛታት፣ ሓደ ኣብ ጥቓ እቲ መዓስከር ካብ እትርከብ ሕንጻጽ ዝተባህለት ዓዲ ምስ ብጾቱ ናብታ መዓስከር ለይቲ ሰዓት ክልተ ኣትዩ ክሰርቕ ረኺብናዮ ብዝብል ምኽንያት እቶም ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዘውረዱሉ ማህረምቲ
ምልካዊ ስርዓትን ደሞክራስን ኣማኑኤል ሳህለ ብእግርኻ ወይ ብገለ መጎዓዝያ ክትገይሽ ከሎኻ፡ ኣብ ጸምጸም በረኻ ብዙሓት ሰባት ብሓደ ዝነብሩሉ ስፍራ ምስ እትረክብ፡ እሞ ምስ ዚቕበሉኻ፡ እቲ መጀመርያን ቀንድን ድሌትካ፡ መራሒኦም መን ምዃኑ ምፍላጥ እዩ። ሰባት ኣብ ሓደ ቦታ ሓሪሶምን ነጊዶምን ኪቕመጡ ኸለዉ፡ ግድን ዘመሓድሮም ኣካል ይደልዩ እዮም። ኩላቶም ኣመሓደርቲ፡
ኣብ ዘቐመጥካዮ ዝነብር እምኒ ጥራይ ኢዩ። ኣለዉ ከኣ ናብ እምኒ ዝተለወጡ ባዕሎም ኢሳያስ ብኣምሳሉ ምስ ቀብኦም ቅሙጣት ገንዘበይ! ኣእማነይ! ዝብሎም ኣብ ዝደለዮ ግዜ ዘልዕሎም ዘንብሮም ስለዚ ጉድ’ዩ! ዝብል ዘሎ ሃገር ብዙሓት’ዮም ዓይኖም ዓሚቶም ዝነብሩ ሽም ‘ዚ ክቡር ህዝቢ ዝድዉኑ ዘሕስሩ የበላሽውና’ለዉ እዞም ኣሕዋትና ክትብሎም ዘሕፍሩ ብሕጊ ኣልቦ ስርዓት ኣሕዋቶም እናጸነቱ እናተቐብሩ ኣብ ቦሎኛ ይጭፍሩ ‘ኣብ ሃገርና
ኣብ ምብራቕ ሱዳን ከባቢ ሸገራብ ዝርከቡ ራሻይዳ፣ ትማሊ ሓሙስ 4 ሰነ፣ ብሓልዮት U.N.H.C.R. ብሓንቲ ዓባይ ናይ ጽዕነት መኪና ካብ ወዲ ሸሪፈይ ናብ ሸገራብ ንዝጓዓዙ ዝነበሩ 70 ኤርትራውያን ብምኽታር፣ 8 ኣዋልድን 6 ኣወዳትን መመሪጾም ጨውዮሞም ከምዘዱ ምንጭታት ኣሰና ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። እቶም 4 ዕጡቓት ራሻይዳ እታ መኪና
የማናዊ መንግስቲ ነርወይ፣ ምስ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብምስምማዕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምስጓጕ ኣውጺኡዎ ዘሎ ውጥን፣ ነርወጃውያን ምሁራትን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን ‘ንስደተኛታት ናብ’ታ ናይ ኣፍሪቃ ሰሜን ኮርያ ከም ምምላስ እዩ’ ብምባል ተሪር ነቐፌታታት የውርዱሉ ከምዘለዉ ማዕከናት ዜና ናይታ ሃገር ይገልጻ ኣለዋ። ኣብ International Law and Policy Institute ዝዓዪ
ኩላቶም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን ኣህጉራውያን መሓዙቶምን ከምዝፈልጥዎ፡ ናይ ስርዓት ህግደፍ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ካብ 2012 ጀሚሩ፡ ኣብ ጽዑቕ ምርመራ ከምዝርከብ ፍሉጥ’ዩ። እቲ ብናይ ወድብ ሕቡራት ሃ
ዕለት 06/19/2015 ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ፤ ኣብ ዋሸንግቶን ዲሲ ነቲ ዓገብ ዝብለሉን ዝጣበቀሉን ሲኢኑ ዘሎ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራን፡ ጥፍኣት መንእሰያት ኣብ ባሕሪ ሚዲትራንያንን፡ ማሕረድቲ መንእሰያት ብዳዕሽን፡ ንዓለም ኣውያት ንምስማዕን ሓደ ዓቢ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ንዕለት 06/19/15 ተዳሊዩ ኣሎ። እዚ ዓቢ ሰለማዊ ሰልፊ እዚ
On A SWIFT, EFFECTIVE AND LASTING SOLUTION TO THE ERITREAN NIGHTMARE!! – A Short Thesis on Strategy By Our Voice By assenna on May 16, 2015 I thank the writers of the article for putting the effort to provide very interesting subject matters in prolific articulation.
ኣማኑኤል ሳህለ ስለምንታይ እዩ ሰብ ጽቡቕ ዝገብር? ጽቡቕ ክገብር ከሎኸ እንታይ ክረብሓሉ ስለ ዝደለየ እዩ? ጽቡቕ ማለትከ እንታይ ማለት እዩ? ጽቡቕ ማለት እንታይ ማለት እዩ ንዚብል ሕቶ፡ ኣብዚ ጽሑፍዚ እንተ ኣስፊርናዮ፡ ገፊሕ ቦታ ስለ ዚሕዝ፡ ኣብ ዝመጽእ ጽሑፋት ክንርእዮ ኢና። ግን ንግዜኡ ጽቡቕ ዚብል ኣምር ተዛማዲ ከም
ሰፊሕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ 1 መእተዊ ሓባራዊ ጸገም ምህላው ሓይሊ ሓድነትን ስኒትን ኢዩ ይባሃል። ሓባራዊ ጸገም ምህላው ሓይሊ ሓድነትን ስኒትን ክነሱ፡ ኣብ ናይ ኤርትራ ፖለቲካ ግን ብኣንጻሩ ኢዩ። ምስ’ዚ ኩሉ ጸገማትና ፖለቲካዊ ውድባትና ሓቢረን ክቃለሳን ንህዝቢ ከቃልሳን ኣይተራእያን። ኣብ ኤርትራ ቦዂሩ ዘሎ ነገር እንተሃልዩ ብዂረት ግዝኣተ ሕጊ
“ፍሉያት ኢና” “ንሕና ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና” ቃል ዕሉል ሽፍታ ፕረሲደንት ናይ ኤርትራ ሓቂ ዳኣ?????????? ፍሉያት ኢና! ብኹሉ ተግባርና ፍሉያት ኢና!! ርኢና ከምዘይረኣና ፍሉያት ኢና!! ሰሚዕና ከምዘይሰማዕና ፍሉያት ኢና!! ኣብ ቀብሪ ጓይላና ፍሉያት ኢና!!! ንፍትሒ ቐቢርና ፍሉያት ኢና!! ሸየጥቲ ደቅና ፍሉያት ኢና!!!ጥለምት ናብራና ፍሉያት ኢና!! ብሽፍታ ተመሪሕና ፍሉያት ኢና!! ፈዳይ ሕነ ዘይወለድና። ዓለም ብዓለማ ክትበኪ ክትሓዝን ኣደራዕ ኮይኑ ተግባርና ዘይንደንን ዝገበርካ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/06/Ogbai_gebre.pdf"]
ኣብ ሰያትል ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ “ናጽነትና፣ ምኽንያት መፈላለዪና ክኸውን ኣይግባእን’ዩ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ንመዓልቲ ናጽነት 24 ግንቦት ኣብ Volunteer Park ዘኪሮማ ከምዝወዓሉ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። እቶም ደለይቲ ፍትሒ፣ “ ግዝኣተ ሕጊ ዶ ግዝኣተ ውልቀሰብ” “ናይ ፖለቲካ እሱራት ይፈትሑ” “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ” “ሃገራዊ ኣገልግሎት ገደብ