መልቐስ ድሓን ኩን ተጋዳላይ ተስፋማርያም ወልደማርያም ሓልፊ ክፍሊ ዜና ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ። ወየኣነ!!!! ወየኣነ!!! ወየኣነ!!!! ኣንታ እንታይ ተረኽበ ሎሚቕነ!!!! ኣንታ እንታይ ተረኽበ ሎሚቕነ!!!!! ኣንታ እንታይ ተረኽበ ሎሚቅነ!!! ኣትላንታ መጺኤ! ሓወይ ክስኢነ!!!! ዋይ ኣነ!! ዋይ ኣነ!!! ዋይ ኣነ!!!! ሃገሩ ንኸደሕን ብጊሓቱ ዝኣመነ ለባም ጂግና ህዝቡ ክምህር ዝወጠነ ቀርኒ ናይ ሱሱዓት ብልዝብ ዘምክነ ኣንታ ዛሃገርና ዘይኮነላ ለባም ክሳኣነ ትኸል ንቐል ኮይኑ