Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ውሽጢ ዘለኻ ካብ መን ትጽበለኻ Tesfamariam Wel. 15/03/2015 Oslo Norway ኣብ ወጻኢ ዘለና ካባኹም ንጽበ ንስኹም ክኣ ካብ ተቓዋሚ ደንበ ኣደራዕ ናብ ርእሰኹም እናዓለበ ሽግር ስቓይኩም ንዓለም ዘዛረበ ዝወርድ ዘሎ ጸገም ኣብ ልዕለኹም ክሳብ መዓስ ኢኹም ተኾርሚኹም ቅቶሉኒሉ ጠብ መንጃ ዓዲሉኩም ሓደ ቆራጽ ተሳኢኑ ኣብ ሞንጎኹም ወጻኢ ዘሎ ብዓቕሙ ይሰርሕ ኣሎ ቀንዲ ኣግዲዑና ዘሎ ዋርሳይ እከኣሎ ኩሉ ዓቕሚ ብረት

READ MORE

ተኪእካዮ ቻርሊ!   እቲ *ልበ-እብን ሰብ ዚመስል ተዂላ               *ኣዝዩ ጨካን መከረኛ ፎርቶ ፍጹም ዘይሓልፈላ እታ ሳንቡእ ትንፋሱ ኣብኡ ስለ ዘላ ፈጣጥ ምስ ሃደመ ጎልሓጥ መዲቡላ!   ኢደ በይዛ ደማሒ *ኦፐረይተር ዓሊ                    *ኣራኻቢ (ብእንግሊዝ) ምልኪ ከጸባብቕ ዝቐርዓነ ምስሊ ኩሉ ዝከኣሎ ጌሩን'ድዩ ትማሊ ሚኒስተር ሙዃኑ ግን ከይተነግሮ ብዕሊ ድሕሪ ምህዳሙዶ ተኪእካዮ ቻርሊ!   ሓባል ዓይኒ ምልኪ እናኮሓሓልካ ኣብ መድያ ምምዳር ኣበይ

READ MORE

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/womencelebrationReBay-Area.pdf"]

READ MORE

ኣቐዲመ ንኹላትኩም ኣዳለውቲ መደብ ኣሰና ሰላም ክብለኩም ይደሊ። ቀጺለ ከምቲ ኣቐዲምኩም ብራድዮ ኣቃሊሕኩሞ ዝነበርኩም፣ ብዕለት 08.03.2015 ካብ ኤርትራ ናብ ስዊዘርላንድ ዝመጹ 2 ላዕለዎት መራሕቲ ኦርቶዶክስ(ጳጳሳት) ኣብ ከተማ ሎዛን ንመራሕቲ ሃይማኖትን ንኣመንትን (ንህዝቢ) ንዕርቂ ዝምልከት ኣኼባ ኣካይዶም። እታ ቀዳመቲ ኣርስቲ ብመልክዕ ሕቶ ናብ ህዝቢ ዘቕረቡዋ መደረ፣ ጠንቒ

READ MORE

መጋቢት 15, 2015 ካብ ብዙሕ መደረ ውሑድ ስጉምቲ ንልዕሊ ዕስራ ዓመታት፡ ብውልቀን ብጉጅለን፡ ብራድዮን ጋዜጣን ከምኡ’ውን ብኻልኦት መራኸቢ ብዙሓንን፡ ብዛዕባ ሜላ ስርዓት ኢሳያስ፡ መበቆልን ጠባያትን ካብ መጠን ንላዕሊ ተዘሪቡን ገና ይቅጽል ኣሎን። ንኣብነት ኢሳያስ ጽሩይ ኤርትራዊ መበቆል ኣለዎ ድዩ? ናይ ብሓቂ ወላዲቱ መን’ያ? ኢሳያስ ክጋደል ድዩ ወጺኡ

READ MORE

ዘንጊዖም ከምኦም ሰብ ምዃና   ብ91 ጽሓይና በሪቓትልና! ኢልና ብምሒር ታሕጓስ ተሳዒርና እናዘለልና ከለና ዘይሓሰብናዮ ጉድ ረኺብና ጸሓይና ዝበልያ ናይ ሓሶት ኮይናትና ብዓንና ንርእያ ግን ዘይተማሙቐና ዓጽሚ ዝሰብር ቁሪ ወሪሱዎ ገዛና ሓዊ ንኣጉድ ግን ምንኻስ ይኣብየና ትኪ ትዕብለኽ ማይቤትና ኡፍ ክንብል ላሕ ኢልና ንብዓትና ጸሪሩ ደም ንነብዕ ኣለና ዕጭ ሓንፊፉ ዋላ’ቲ ጉብጥሽ ኣዴታትና ጸልሚቱና’ሎ ጸልሚቱና ቀትርን

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ነቲ ሓሙሽተ መጋቢት 2015  ዝጀመሮ  ገዛውቲ ናይ ምዕናው ክፉእ ተግባራቱ  ዝተቓወመ ህዝቢ ከተማ ዓዲ ቀይሕ፡ ነቶም ነቲ ተግባር ንምቕጻል ረቡዕ  ዓሰርተ ሓደ መጋቢት 2015  ናብታ  ከተማ ዝተላእኹ ሰራዊትን ቡልዶዘራትን ዳግማይ ብምቅዋም ነቲ ናይ ምፍራስ ስጉምቲ ደው ኣቢልዎ ከምዘሎ፡ ካብ ከተማ ዓዲ ቀይሕ ዝበጽሓና

READ MORE

ሚኒስተር ዜና ዝነበረ፡ ኣቦኣ ዓሊ ዓብዱ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሕዎ ምስ ከደ ኣብ ቤትማእሰርቲ ህግደፍ ንልዕሊ ክልተ ዓመትን 5 ኣዋርሕን ተዳጒና ዝነበረት ጓሉ ሲሃም ዓሊ ዓብዱ ብዘጋጠማ ምቕጥቓጥን መግረፍትን ከቢድ ኣካላዊ ጉድኣት በጺሕዋ ከምዝነበረ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ሲሃም ሰባን መቕርባን ክበጽሕዋን ክርእይዋን ይትረፍ ሃለዋታ ምሕታት ጥራሕ

READ MORE

ህዝባዊ መግለጺ  ህዝባዊ መግለጺ ማሕበረ ኮም ኤርትራውያን ኣሜሪካን ኮሚዩኒቲ ላስቬጋስ    ኩቡር ህዝቢ ኤርትራ ፤ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ኣጋጢሙ ዘሎ ኣረሜናዊ ግፍዕታት ስርዓት ህግደፍ መቀጸልታ ናይቶም ንሱ ዝኽተሎም ኣዕነውቲ ተግባራት ዋላ”ዃ እንተኾኑ ፡እዚ ምስ ምፍራስ ኣባይቲ ተታሓሒዙ ኣብ መላእ ሃገር ዝውሰድ ዘሎ ኢሰብኣዊ ተግባራት ፤ንኣብነት ኣርባዕተ

READ MORE

ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ሎንዶን ጻውዒት ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጣይ  ዓባይ ብሪጣንያ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ብመሠረት እቲ ሕዝቢ ዝሃበና ሓላፍነት፥ ንኹሉ ኤርትራዊ ዜሳትፍ ሰፊሕ ናይ ሓድነት ኣኼባ ኣዳሊና ስለ ዘለና፥ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ክሳብ ሕጂ፥ ኣብዚ እኼባዚ ክሳተፉ ዝተዓደሙ ኣካላት፥ መራሕቲ ሃይማኖታት፥ ፖለቲካውያን ውድባት፥ ሲቪካውያን ማሕበራት፥ ከምኡውን ውልቀ

READ MORE

እታ ቀውጢ ቅብጸት፡     4ይ ክፋል ጥፍሒ ሓደራ።                   08. 11. 15፡ ነታ ትመጽእዘላ መዓልቲ እንታይ ሒዝናላ ኣለና? ነዛ ስእሊ ርኢኹም ምስ ግዜ ብምዝማድ ብዛዕባ’ታ ጾታዊ ማዕርነት ዝሰረታ ሸሞንተ መጋቢት ክዛረብ ከምዝደለኹ እንተመሲልኩም ኣ ይተጋገኹምን። ግና ከምኡ ኣይሓሰብኩን። ብዛዕባ መሰል ደቂኣንስትዮ ግን ብዙሕ ክበሃል እሰምዕ። ስለ ባህታ፡ ስለ ርውየት፡

READ MORE

መበገሲ ናይ ሎሚ ጽሑፈይ “ጋዜጣዊ መግለጺ ቊ. 5 ሓደገኛ ጉጅለ ስለያ ህግደፍ ተደምሲሳ።” ብዝብል ኣርእስቲ ዝተጸሓፈ ብስሙር ደሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ ዝተጸሓፈ ‘ዩ። ነቲ ዝተወሃበ ጋዜጣዊ መግለጺ ከድምቆ ስለዝደለኹ ‘ምበር ሓዲሽ ሓሳብ ኮይኑ ኣይኮነን። ኣብቲ መእተዊ እቲ ጋዜጣዊ መግለጺ “ደባይ ኣሃዱታት ስሙር ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ፣ ሃንደበታዊ

READ MORE

ኣብ ህይስተን ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣባላት ኰሙኒቲ ሓድሽ መሪሕነት መሪጾም ኣብ’ቲ ብቀዳም 7 መጋቢት 2015 ኣብ ኣዳራሽ ዋይኤምሲኤ (YMCA) ዝተኻየደ ዓመታዊ ኣኼባ 7 ዝኣባላታ ፈጻሚትን ከምኡ’ውን 5 ዝኣባላታ ኣማኻሪት ሽማግለን ብኣዚዩ ፍትሓዊን ደሞክራስያዊን ኣገባብ መሪጾም። ኣብቲ ኣኼባ፡ እቲ ኰሙኒቲ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ዓመታት ከካይዶም ዝጸንሐ ሓፈሻዊ ንጥፈታትን ጸብጻብ ኣቕሪቡ።

READ MORE

አህጉራዊ  መዓልቲ  ደቀንስትዮ  ኤርትራውያን  ደለይቲ ፍትሒ  አብ  ዓዲ--እንግሊዝ  ከተማ ኖቲንግሃም ብዕለት 07/03/17  ብክብ ዝበለ ስነስርዓት ተጸምቢሉ  ዊዒሉ ። ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ማዕረ አሕዋተን  ተቓሊሰን  ናጽነት እኳ  እንተምጸኣ ድሕሪ ናጽነት ግን  አብክንዲ አብ ሃገረን ከቢረን  መሰለን ተረጋጊጹለን ዚነብራ ገሊኤን  ብኩንትራት ናብ ዓዲ  ዓረብ  ኪስደዳ ገሊኤን ከኣ መሰል ፖለቲካውን

READ MORE

በዓል መጋቢት 8 ኣብ ኖርወይ መጋቢት 8 ብደለይቲ ፍትሒ ኖርወይ ኣብ ከተማ ሽየን ብክብ ዝበለ ድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ። ኣብቲ ኖርወጃውያን ዕዱማት ዝተረኽቡዎ በዓል ካብ ምሉእ ኖርወይ ዝተረኽቡ ወኪላት ጨናፍር ምስረት ምንቅስቓስ ንድሕነት ሃገርን ሲቪካዊ ማሕበራትን ካልኦት ደለይቲ ፍትሕን ተረኺቦም ነይሮም። ኣብዚ ብክብ ዝበለ ድምቀት ዝተኸብረ በዓል

READ MORE

ትምኒት ፍሥሐየ መብራህቱ   ትምኒት’ያ ስማ - ልባ ዘይዓረፈ ብባህሪኣ ንጽባሕ ትትስፈ መታን ክሕሸላ ካብቲ ዚሓለፈ።   ትምኒት ተጸዊዓ ርኅርኅርቲ ኅልና ማሕጸን ወላዲታ ዚወሓዞ ዓይና ዓሚቝ ጥልቁ ቀላይ ባሕሪ ጻና።   ትምኒት’ያ ዝወልደት ተስፋ ክተጥብዎ ሓብሒባ ኣብ ሕቝፋ ክትስስዮ ቆፎኣ ነጊፋ።   ትምኒት በሉ ስማ’ስከ ጸውዑ ብዘይካኣስ ከይዝኽትሙ ቈልዑ ê ተስፋ ጽባሕ ምዃን ከይርስዑ   ጎቦ ልበይ መሬት ከይዓለበ ተመኒየ ተስፋይ ከይጸገበ ሰላም ክብላ ኣብ እግራ

READ MORE

ህዝባዊ ሰራዊት ንግንባር ናቕፋ ድሕሪ ናይ ዓሰርተ ዓመት ብርቱዕ ውግእ ብለካቲት 1988 ኣፍሪስዎ:: ሽዑ ብዙሓት ጋዜጠኛታትን ተመራመርቲ ታሪኽን ናብ ኤርትራ ኣትዮም:: ሓደ ካብኦም ውሩይ ደራስን ተመራማሪ ታሪኽን እንግሊዛዊ ባዚል ዳቪድሰን ነቲ ዓወት ምስቲ ቬትናማውያን ኣብ ልዕሊ ገዛእቶም ፈረንሳውያን ዘመዝገብዎ ዓቢ ዓወት ብምምስሳል ዳግማይ ዴን ቤን

READ MORE

8 መጋቢት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣያ ዘይብላ ጓል በኻይት   ኤርትራዉያን  ደቂ ኣንስትዮ ኣብቲ ን30 ዓመት ዝወሰደ መሪር ተጋድሎ ንኹሉ ባህርያዊ ጸገማት ትጻዊረን ዓቐብን ቁልቁለትን ወሪደን  ብመዓልቲ ከቢድ ሙቖት ብለይቲ ቁሪ ኣሳሒታ ከይዓጀበን፣ ነቲ ዘይካኣል ዝመስል ዝነበረ ሓያል መግዛኣትዊ ስርዓት ደርጊ ደምሲሰን ህያዉ ዝገበራ ጀጋኑ ስዉኣትና ክንዝኽር ከለና፡

READ MORE

እዚ ጽሑፍ እዚ ሓደ ምዕራፍ ካብ’ቲ ገና ዘይተሓትመ መጽሓፈይ፡ “ሓላው’ታ ወርቃዊት ገረብ፣ ካልኣይ መጽሓፍ፡ ‘ኣብ ውሽጢ ከርሲ’ቲ ኣራዊት’ ” እዩ። ካብ ገና ዘይተሓተመ መጽሓፍ ሓደ ምዕራፍ ቈንጪለ ከሳጥስ ደስ ኣይብለንን። እንተኾነ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓንቲ ኣዝየ ዘፍቅራን ዘኽብራን ኣደን ሓውትን ስለ ዝዓረፈት፡ እሞ እቲ ታሪኽ

READ MORE

ጽልኢ ኣይነጎሃህር (ራብዓይን ናይ መወዳእታን ክፋል) (ብደብረ) ኢሳይያስን ጉጅሉኡ ስለምንታይ ‘ዮም ጽልኢ ዘጎሃህሩ? ብፍላይ ኢሳይያስ ስለምንታይ? ኢሳይያስ ክበጽሖ ደሊዩ ዘሎ ናይ መወዳእታ ጫፍ እንታይ ክኸውን ይኽእል? ኣነ ክልተ ግምታት ኣለዋኒ። ሓደ፡ ዲክታተር ብኻልእ ዲክታተር ስለዝትካእ ንሕጹይ ዲክታተር ኣብርሃም ኢሳይያስ ስልጣን ንምስግጋር ባይታ ኣብምጥጣሕ ይዳሎ ከምዘሎ እግምት።

READ MORE

“ክለብ ኣሰና”   ክቡራት ተጠቀምቲን ሰዓብቲን ኣሰና። ካብ ማዕሙቕ ልበይ ዝፈልፈለ ልባዊ ሰላምታይ ይብጻሕኹም።   ኣሰና መሰረት ኣንጺፉ ‘ዩ። ነዓና ነቶም ንውልቀ መላኺ  ክንቃለስ ባይታ ዝሰኣና ከምዚ ከማይ ልሳንና ኮይና ኣራኺባትና ኢያ። ልሳንናን ብርዕናን ዝኾነት ኣሰና ክንከባከባ ሞራላዊ ሓላፍነት ኣሎና። ኣሰና መደባታን ፕሮግራማን ትንኪ ኣላ። እቲ ሰንከልከል ጸኒሑ ‘ዩ።

READ MORE

ዜናታት ውሽጢ ሃገር ኣስመራ፡ ኣብ ዘመን ውርውራ ነብስካ ኣይተዕብራ ዝበሃለሉ ኩነት ኣብ ኤርትራ ብኣባላት ህግደፍን መሳርሕቶምን ብቑሉዕ ይረኣ ከም ዘሎ ካብ ኣስመራ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ። ምግፋጥ ንብረትን ገንዘብን ኣካይድካ ናብ ወጻኢ ምስዳድን፡ ከምኡ’ውን መነባቡሮኻ ኣደልዲልካን ኣውሒስካን ንምህዳምን ብብዙሓት ልሉያት ኣባላት ህ.ግ.ደ.ፍ ምቅርራብ ይኸይድ ካም ዘሎ ዝሕብሮ

READ MORE

መጋቢት 2015   ምሁር ደንቆሮ ዋላስ ሃብታም ስሱዕ እዚ ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ሃገርናን ወሪዱ ዘሎ ጸልማት መዋእል ንኸብቅዕ፡ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ዝተዋደደ ሓባራዊ ቃልሲ ከምዝሓትት ንኹሉ ብሩህ’ዩ። ይኹን እምበር ኣድማዒ ፍረ ንምምጻእን ሓፋሽ ንምውዳብንን፡ መሪሕ ተራ ናይቲ ምሁርን  ምኩርን ዜጋ ይሓትት። ንኣብነት ኣብ  ግዜ ብረታዊ ቃልስና፡ ዝለዓለ  እጃም

READ MORE

ሕሱም`ዩ `ዚወረራ!   ብድሕሪት ተኲሱ ዝወግእ እንግዳዓ ኣድራጋ ዝሃረመ ካብ  ብሻዓ፣ ካብ ፈለማ ኣደልዲሉ ድርዒ ዝሕባኣሉ መጸግዒ።   ሓርበኛታት፡ ከቋሙቱ ቅድሚት ወራር ጀመረ፡ ካብ ድሕሪት፣ እናጨመተ ንዝሃብረረ ሃገር ኣልቢስዋ ናይ ሓዘን ቋረ።   ወራር፡ ገጽ`ዶ ኣልይዎ መልክዕ? ዓመጽ እንዳኣሉ ደም ዘጉስዕ፣ ስሰዐ ዝማእከሉ ጨካን ወፍሪ ኣረመኔ ባህሪ፡ ቀዛፊ፡ ዓምጣሪ።   ካብ ናይ ራዛ ፕሮጀክት- ዝሻሕከረ ካብ ዳግመ-ወራር- ዝጠንከረ፣ ካብ ምክልኻል ናቕፋ- ዝሓለ ካብ ሰላሕታ ወራር-

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ 400 ኣባይቲ ዳዕሮ ቃውሎ ክፈርስ ብዘመሓላለፎ ትእዛዝ ዝጓሃየን ዝሰንበደን ህዝቢ ዳዕሮ ቃውሎስ፣ ሎሚ 3 መጋቢት ታቦቱ ኣውጺኡ እዝግዮ ብምባል ነቲ ዓንዳሪ ፖሊሲ ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ክቃወም ከምዝውዓለ ምንጭታት ሓቢሮም። [caption id="attachment_20688" align="alignleft" width="444"] One of the villas demolished by the PFDJ in Tselot,

READ MORE

ተቓውሞ ፍሥሓየ መብራህቱ © 2003 ቁሙ - ኣቝሙ - ተቓወሙ ብቝምነገር - ንቝምነገር ንሕዝቢ ንሃገር ብዘይ ሻሕጢ - ንለውጢ ንምምሕያሽ - ንምድዕዓስ - ንምጥያስ ብድልየት - ንዕብየት - ንሕውየት ንምህሮ - ንኣእምሮ ንምዕባለ - ንዕንጋለ ኣብ ጽኑዕ መሠረት ቍሙ - ተቓወሙ ጽንዑ - ኣጽንዑ ኣጸናንዑ - ተጸናንዑ ጕየዩ - ተቐዳደሙ - ቀድሙ ድምዑ - ኣድምዑ ንድማዕ - ብድማዕ ንፍዑ -

READ MORE

ከም መእተዊ ናይ ዚ ክፋል ብሳልሳይ ተፈኣትሮኣዊ ሕጊ ኒውቶን ክጅምሮ። ብዙሓት ፊዚክስ ዝተመሃርኩም ነዛ ሕጊ ኣጸቢቆም የስተማቅርዋ እዮም። ሳይንትስት ኒውቶን ኣባል ባይቶ ሃገሩ እዩ ነይሩ። ኣብ ባይቶ ብዙሕ ዘይዛረብ ተዓዛባይ ነይሩ ‘ውን ይበሃል። ኣብ ጥቃ መስኮት ከፍ ምባል የዘውትር ነይሩ። ኣባላት ባይቶ ብጉዳይ ህዝቦም ክካትዑን

READ MORE

ሸሞንተ መጋቢት! 'ኣደ መንበር ሃማደኤ ዞባ ኤውሮጳ፡ ወ/ሮ መብራት ሃብቱ ኣብ መወዳእታ፡ 'ሸሞንተ መጋቢት፡ ኤርትራውያን ደቂ ኣነስትዮ፡ ነቲ ምእንቲ መሰለንን ማዕርነተንን ንምርግጋጽ ዘካይደኦ ቃልሲ፡ ዝግምግማላን ተሳታፍነተን ኣብ ሃገራዊ መደባት ዘረጋግጻላን ዕዝዝቲ ዕለት ሙዃና' ገሊጻ። ሃማደኤ ዞባ ኤውሮጳ፡ ኣስታት 2500 ኣባላት ዘሎዎ ማሕበር'ዩ።' ቃል እታ ንነብሳ "ዓቃቢት

READ MORE

ድሮ ናፊቕናኩም፣ ግን ክንምለሰኩም ኢና! ኣብ ፈለማ ሰማንያታት ኣብ ድሕሪ መስመር ጸላኢ ኣብ ዝነበርናሉ እዋን፣ ካብ ደቡብ ንምዕራብ ካብ ምዕራብ ንደቡብ ጽርግያ ኣስመራ መንደፈራ ቆሪጽና ክንንቀሳቐስ ከለና ዝርእዮ ዝነበርኩ ድሙቕ ባና ኣስመራ፣ ወትሩ ነታ ኣብ ሳሕል፣ ኣብ ሰማያዊ ማልያ ተጻሒፋ ዘንበብኩዋ፣ "ኣስመራ ናፊቕናኪ ግን ክንምለሰኪ ኢና!"

READ MORE

ምትእስሳር ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዮተቦርን ከባቢኣን፣   ንኩለን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ደቀ ኣንስትዮ   ርሑስ በዓል 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀ-ኣንስትዮ፤ይብል።   ነዚ መዓልቲ ንምኽባር ከኣ ምትእስሳርና ናይ ኣስተምህሮን ምይይጥን ምሸት ኣዳልዮ ኣሎ።   መደብና ከኣ ከምዚ ዝስዕብ ይመስል፦   8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀ ኣንስትዮ ሀ) ምክፋት በዓል ብመራሕ መደብ ለ)ቃል ኣቦ መንበር (ብርሃነ ኪዳነ) ሐ) ኣስተምህሮ ታሪኽ ኣመጻጽኣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ 8 መጋቢት (ብኤልሳ እዮብ) መ) ኣስተምህሮ ፡ ወጽዓን ቃልስን ደቀ ኣንስትዮ ኤርትራውያን (ብዮርዳኖስ ኢሳቅ) ሠ) ግጥምን መረዳእታ ብዛዕባ ማዕርነት (ብኣባላት) ረ)ሉሉያት ተቃለስት (ደለይቲ ፍትሒ)ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ኤርትራውያን ኣብ ድያስፖራ ብመልክዕ ስእሊ (ዳኒኤል) ሰ) ደርፍን ሳዕሲዕትን ሸ) መግቢ   ብደሓን ምጹ!  

READ MORE