ዜናታት ካብ ኤርትራ፡ መምርሒ ስርዓት ኢሳይያስ ንሓልታት ምክልኻል – ታዕሊም ህዝባዊ ሰራዊት ተሰነይ – ጉዳይ ኣመሓደርቲ ንኡሳን ዞባታት – ሓካይም ኣምሓራ –
ስርዓት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኩሎም ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል፡ ዋላ ሓሚሙ ኣብ ዓራት ተደኒሱ ዘሎ ኣባል ከይተረፈ ን 27 ለካቲት ኣብ ኣሃዱኦም ክርከቡ መምርሒ ከም ዘመሓላለፈ ካብ ኤርትራ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፡ ድሕሪ `ቲ ምስ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ግልጽና ዘይብሉ፡ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ኣብ ሻቕሎት ልኡላውነቱ