Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብምኽንያት በዓል 8 መጋቢት ንዕለት 09.03.2013 ኣብ ከተማ ካሰል ሃገረ ጀርመን ከነብዕል ስለ ዝመደብና: ንኹሉ ደላይ ለውጢ ኤርትራዊ ብተገዳስነት ኣብዚ እንገብሮ በዓል ሓቢርኩም ምሳና ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። መደባትና መጀመርያ ብቓል ኣደ ወንበር ነጻ ማሕበር ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ንሰላምን ዲሞክራስን - ጨንፈር ጀርመን፡ ወይዘሮ ምልእተ ተስፋጋብር ዝኽፈት

READ MORE

ባይቶ ስምረት ኣብዘን ዝመጻ ዘለዋ ምዓልታት ካብ ዕለት  16/02/2013 ዝጅምር ናይ ሽዱሽተ ወርሒ ኣኼባ ከካይድ መዲቡ ኣሎ። ኣብዚ ኣኼባ እዚ ባይቶ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ማሕበርናን ሃገርናን ዓቢ ኣቃልቦ ሂቡ ክዝቲ እዩ። ንውጽኢቱ ብዝምልከት ኣብ መርበባት ሓበሬታ ክንዝርገሖ ምዃና በዚ ኣጋጣሚ ነፍልጥ።                                                      ባይቶ ስኤመድሃ                                                      ዕለት 13/02/2012

READ MORE

(( ኣገዳሲ ሓበሬታ )) መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ሎንደን ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ናይ እግሪ ግዕዞ ካብ KINGS CROSS STATION ጀሚሩ ክሳብ ኤምባሲ ኤርትራ 96 WHITE LION ST. ንዓርቢ 22.02.2013 ካብ ሳዓት 12፡00 ( ፍርቒ ማዓልቲ ) ክሳብ ሳዓት 5፡00 ምሸት ይኣክል ንውልቀ ምልኪ፡ ሕቶ ሕዝቢ

READ MORE

ዓርቢ ዕለት 8 2013 ድሕሪ ቐትሪ ካብ 12፡00 ኣብ ቅድሚ ኣደባባይ ሕቡራት መንግስታት ንሕና ውን ምስ ሰብ ፎርቶ ኣለና ዕሰልየ ሆ ዕሰልየ ዕሰል ዝናርካ ዕጠቕ ነ’ቦኻ ምሰል!!!! እናበልና ነዚ ዓንዲ ሕቖኡ ዝተሰብረ፣ ኣስናኑ ነቕነቕ ዝበለ፣ ዓይኑ ዝሓውለለ፣ ስርዓት ኣልቦ ፋሺስታዊ ዲክታቶራዊ ምሕደራ ኢሳያስ ይኣክል!!

READ MORE

መጸዋዕታ ነሰላማዊ ሰልፊ ንጨቃኒ ስርዓት ህግደፍ ብምቅዋም ኣብ ጎኒ ህዝቦም ደው ንዝበሉ ጀጋኑ ኣባላት ምክልኻል ሰራዊት ኤርትራ ብምድጋፍን ድምጺ ህዝብና ንምስማዕን ንቀዳም 9 ለካቲት 2013 ካብ ሰዓት 1፡00-4፡00ድ/ቀ ዉዕውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ክግበር ስለ ዝኾነ፡ ኩሉኹም ኤርትራውያንን የዕሩኽ ኤርትራን ኣብቲ ቦታ ተረኺብኩም ድምጽኹም ከተስምዑ ብትሕትና ንጽውዕ። ዝግበረሉ ቦታ

READ MORE

ኣብ እስራኤል ዝርከቡ መንእሰያትን ደለይቲ ለውጥን፡ ንስርሒት ፎርቶ ሓይልታት ምክልኻል ብምድጋፍ ጽባሕ ዓርቢ ኣብ ቴልኣቪቭ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ከካይዱ ይሸባሸቡ ኣለዉ። [embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/01/Israel_demo1.pdf[/embed]

READ MORE

ጽባሕ ዓርቢ 1 ለካቲት ካብ 12፡30-17፡00 ካብ መላእ ዓዲ እንግሊዝ ዝተዋጽኡ ኤርትራውያን መንእሰያትን ደለይቲ ለውጥን፡ ነቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተኻየደ፡ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝጠልብ ምንቅስቕሳስ ተባዓት ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ብምድጋፍን፡ ስርዓት ህግደፍ ስልጣን ለቒቑ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ክተኣታቶን ዝጽውዕን ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ኣብ ለንደን

READ MORE

ኣገዳሲ  ሓበሬታካብካስል ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደለይቲ ፍትሕን ሰላምን ኤርትራዉያን መንእሰያት ኣባላት ፖለቲካዊ ዉድባትን፣ በርጌሳዉያን ማሕበራትን ከምኡ ውን ብሓፈሻ ጉዱሳት ኤርትራዉያንንዕለት 05.05.2012 ቐዳም 15:00 ድሕሪ ቀትሪ ሓዉና ተጋዳላይ ኣቶ ረድኢ መሓሪ (ኣለና) ደራሲ መጽሓፍ„ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ“: ህዝባዊ ኣኼባ ኣዳሊናልኩም ኣለና::ዛዕባታት እቲ ኣኼባ: 1. ኩነታት ህዝብን ሃገርን 2. መጽሓፍ „ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ“

READ MORE

እቲ ካብ ነዊሓ ግዜ ብጽሑፋቱ ክንከታተሎን ክንስዕቦን ዝጸናሕና ”ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ ሞት ክናና ንኢሰያስ” ዝብሉ ኣርእስታት ምጥቃስ ይከኣል። ንስርዓት ህግደፍ ብፍላይ ድማ ንኢሰያስን ሰዓብቱን ብትብዓት ዘቃልሔ ኣለና ተጋ. ረድኢ መሓሪ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ኤውሮጳ ዝገብሮ ዘሎ ዕዶቱ ኣብ ስቶክሆልም እውን ምስ ህዝቢ ሰፊሕ ኣኼባ ከካይድ

READ MORE

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ኑርንበርግ ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶን ዞባ ኤውሮጳን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ኑርንበርግ ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም። ዕለት፡

READ MORE

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ሰ.ኣመሪካ ኣብ ከተማ ኦታዋን ከባቢኣን ህዝባዊ ሽማግለ ንምቛም ኣኼባ ክካየድ ስለ-ዝዅነ ንኹሉ ብሃገሩን ህዝቡን ዝግደስ ኤርትራዊ ኣካል ናይዚ መስርሕ’ዚ ኰይኑ ህዝብን ሃገርን ንምድሓን ኣብ ምእላይ ኣረሜናዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍን ኮራኩሩን እጃሙ ከበርክት ብትሕትና ንጽውዕ። ዕለት -ቀዳም 21/04/12 ቦታ -Jack Parcel

READ MORE

ኣገዳሲሓበሬታሰፊሕሰሚናርንድሙቕበዓልንአብከተማሉዘርን ኤርትራዊምንቅስቓስመንእሰያትንለውጢኣብስዊዘርላንድ Eritrean Youths Movement For Change In Switzerland በዓልፋስጋናይሰላምንፍቅርንናይጽንዓትንመኸተንዓወትንክኮነልናንመላእህዝቢኤርትራልዑልምንዮትናእንዳገለጽናንኩሉኩምደለይቲፍትሕንሰላምንኤርትራዉያንመንእሰያት፣ ኣባላትፖለቲካዊዉድባትን፣ በርጌሳዉያንማሕበራትንከምኡውንብሓፈሻጉዱሳትኤርትራዉያን ንዕለት21.04.2012ሓዉናተጋዳላይኣቶረድኢመሓሪ (ኣለና) ደራሲመጽሓፍ „ትልሚንዘርኢክርዳድ“: ህዝባዊኣኼባኣዳሊናልኩምኣለና:: ዛዕባታትእቲኣኼባ: ኩነታትህዝብንሃገርን መጽሓፍ „ትልሚንዘርኢክርዳድ“ ምኻኑንሕብር. ኩሉግዱስኤርትራዊኣብዚኣኼባኪሳተፍብኽብሪንዕድም:: ኣኼባዝግበረሉቦታ Sackweidhohe 13, 6012 Obernau Bus n.1 von bahnhof Luzern Rectungkriens ዕለትቀዳም 21.04.2012ሰዓት 12.00   ብደሓንምጹ፣

READ MORE

ሓፍትናን ኣዴናን ወይዘሮ ጻዕዳ በለጠ ብዝሓደራ ሕማም ሎሚ ዕለት 15.04.2012 ኣብ ትሕቲ ሕክምና ክትእለ ድሕሪ ምጽናሓ ዓሪፋ፡ በዚ ኣጋጣሚ ስርዓተ ፍትሓትን ምፍናውን ዝግበረሉ ቀዳም ዕለት 21.04.2012 ኣብ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሚካኤል፡ ቱቢንገን እዩ። ኣድራሻ ST.Michael Kirche Hechingen str.45 72072 Tübingen ሰዓት 12፡00 ቅድሚ ቀትሪ   ኣጋይሽና እንቕበለሉ ቦታ ድማ Carl-Sonnenschein-Haus Schickhardt Str.9 72072 Tübingen   ምልክታ ክበጽሑ ንዝደልዩ ድማ ኣብ ገዝኣ ካብ

READ MORE

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደለይቲ ፍትሕን ሰላምን ኤርትራዉያን መንእሰያት፣ ኣባላት ፖለቲካዊ ዉድባትን፣ በርጌሳዉያን ማሕበራትን ከምኡ ውን ብሓፈሻ ጉዱሳት ኤርትራዉያን ንዕለት 15.04.2012 ሓዉና ተጋዳላይ ኣቶ ረድኢ መሓሪ (ኣለና) ደራሲ መጽሓፍ „ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ“: ህዝባዊ ኣኼባ ኣዳሊናልኩም ኣለና:: ዛዕባታት እቲ ኣኼባ: ኩነታት  ህዝብን ሃገርን መጽሓፍ „ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ“  ምኻኑ ንሕብር. ኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ ኣብዚ

READ MORE

መጸዋዕታ ንኹሉ ግዱስ ኤርትራዊ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ንኹሉ ኤርትራዊ ዘሳትፍ ኣኼባ፣ ንምቋም ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ኣመሪካ ጨንፈር ቶሮንቶን ከባቢኣን፡ ንዕለት ሰንበት 08/04/2012 ካብ 1፡00 ድ.ቀ.-6፡00ድ.ቀ. ኣብ…YORK CIVIC CENTRE 2700 EGLINTON AVENUE WEST, TORONTO ONTARIO. Eglinton & Keele (One block west of Keel) ምሳና ክትውዕሉ

READ MORE

ንቐዳም ዕለት 31 መጋቢት 2012 ንህሉው ኩነታት ሃገርናን፡ ሓፈሻዊ ንጥፈታትን ክውንነተን ኣተሃላልዋን ናይ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምብራህን፡ ከምኡ እውን ካብ ህዝቢ ንዝመጽእ ኣራምን ሃናጽን ርእይቶታትን ሕቶታትን ንምቕባል፡ ብኣቦ-መንበር ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን፡ ዶር ኣፍወርቂ ጳውሎስን ካልኦት ኣባላት ባይቶን ዝምራሕ ህዝባዊ ኣኼባ ክካየድ

READ MORE

ኣቦና ኣቦይ ባሻይ ተዓረ ኣቦና ኣቦይ ባሻይ ተዓረ፡ ካብ ኣቦኦም ቀሺ ተኽለሃይማኖት ወልደሚካኣኤልን ካብ ኣዴኦም ወ/ሮ ለተጋብር ተኪኤን ብዕለት 16 ግንቦት 1916 ዓ. ም. ፈ. ኣብ ዓዶም ትኹል ሮቡራ እገላ-ሓመስ ኣከለ-ጉዛይ ተወሊዶም። ዕድሜኦም ዓቕመ-ኣዳም ምስ በጽሑ ኣብ ውትህድርና (ፊልድ ፎርስ) ተዓስኪሮም ክሳዕ 1971 ኣገልጊሎም። ብድሕርዚ ኣብ

READ MORE

ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ በይ- ኤርያ፡ ዕማማት ሃገራዊ ባይቶ ንምትግባር፡ ምስቲ ደላይ ለውጢ ዝኾነ ህዝብና ንኽንዝትን ኣብ ስራሕ ንኽንዋፈርን፡ ንዕለት 03.31.2012 ኣኼባ ኽንገብር መዲብና ኣሎና። ኹሉ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ንውድቀት ህ.ግ.ደ.ፍ ንምቅልጣፍ፡ ንመደባት ሃገራዊ ጉባኤ ከም ቀዳማይ ዕላማኡ ሰሪዑ፡ ንኽነጥፍን ብዘለዎ

READ MORE

ንተቓለስቲ ኣዴታት፡ ጅምዓ ዑመር፡ ሰማይነሽ ካሕሳይ፡ መርየም በሽር፡  ካብ ሽወደን፡ ኣስገደት የውሃንስ፡ ህይወት ዮውሃንስ ኣብ ሆላንድ፡ ኣዜብ ሃብተማርያም ኣመሪካ፡ ከምኡ ‘ውን ንኹልኽን ንናጽነት ኣብ ክንዲ ውላድክን ርኢኽን ምእንቲ ሃገር ዝተወፈኽን ኣዴታት፡ ብምኽንያት መዓልቲ ኣዴታት (Mothers Day) ዮሃና እብለክን። ኣኽባሪትክን ሩት ኣሕመዲን ካብ ጀዳ ስዑዲ ዓረብ

READ MORE

እዝኒ መሰታ ቐዳሞት ኣብ ዕዳጋ ንኣብ ስደትን ወሽጢ ሃገርን ንዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ጆባእ ገጸ በረኸት ያታ ኣስታት 270 ገጽ ዝሓዘት መጽሓፍ እዝኒ መሰታ ቀዳሞት ንዓመታት ከቢድ ጻዕሪ ዘካየድኩላ መጽሓፍ ኮይና ኣስታት 300 ማሰን መልቀስን ናይ ልዕሊ 50 ማሰኛታትን መላቐስትን ፍርያት ዝሓዘት ኢያ። ብጀካ’ዚ ኣብ ነፍሲ

READ MORE