Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ፓርላማ ሆላንድ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ መሓውሩ ናብ ወጻኢ ብምዝርጋሕ ዘካይዶ ዘሎ ዘይሕጋዊ ተግባራት ንምእዳብን ውሕስነትን ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምሕላውን ኣብዚ ቀርባ መዓልታት ዘሕለፎም ኣገደስቲ ውሳኔታት ኣብነታውያን ምዃኖም ብምግንዛብ፣ እተን ዝነብሩለን ሃገራት ተመሳሳሊ ስጉምታት ክወስዳ ዝተወሃሃደ ጻዕሪ ከካይዱ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም። ፓርላማ ሆላንድ

READ MORE

እዚ ቅድሚ ትማሊ ሓሙስ፣ 23 ሰነ 2016 ጎደናታት ከተማ ጀኔቫ ሰንጢቑ ብምውሓዝ ኣብ ፊት ቤት ጽሕፈት ቤትምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተኻየደ ካብ መላእ ኤውሮጳ፣ ካብ ካናዳን ኣመሪካን ከይተረፈ ኣሽሓት ማይላት ተጓዒዞም ዝመጽኡ ልዕሊ 12 ሽሕ ውፉያት ዝተዋስኡሉ ደርማስ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ኣብቲ ኣብ ኤርትራ

READ MORE

ሎሚ ሓሙስ 23 ሰነ 2016 ካብ መላእ ኤውሮጳ እንተላይ ካብ ኣመሪካን ካናዳን ናብ ጀነቫ ዝወሓዙ ልዕሊ 12 ሽሕ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ነቲ መርማሪ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዝፈጸመ ዘሕለፎ ውሳኔ ብምድጋፍን ነቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብምልኪ ተዓፊኑ ዘሎ ዉጹዕ ህዝቢ

READ MORE