Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዝኸበርካን ዝኸበርክን ሓውን ሓፍትን እቲ ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ስርሃት ህ.ግ.ዲ.ፍ. ዝወርዶ ዘሎ ግፍዕታት መከራን ብፍላይ ከኣ ነንምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣመልኪቱ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብፍሉይ ኮሚሽን ተታሒዙ መጽናዕቲ ከካይደሎ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ስዊዘርላንድ ጀነቫ ኣብ ዝርከብ መጋባእያ ሕቡራት መንግስታት ከም ዝቐርብ ተፈሊጡ ኣሎ:: ነዚ ጉዳይ

READ MORE

ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ናይ ሕ/ሃገራት ዝመዘዛ መርማሪት ኮሚሽን ናይ ስርሓ ጸብጻብ ብዛዕባ ኤርትራ ምስ ኣቕረበት፡ ቡንደስታክ (ባይቶ ጀርመን) ብዕለት 10/06/2015 ብዛዕባ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ተዘራሪቡን ተመያይጡን’ዩ። ህዝቢ ንኽፈልጦ ብምባል ቀቀንዱ ብትግርኛ ነቕርቦ እነሄለና። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/06/Bubndstag-Part-II.pdf"]  

READ MORE