Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ድምጺ ሓቂ ዝኸበርኩም ኣሰናዳእቲ ድምጺ ኣሰና ብመጀመርያ ነዚ ዝቐነየ ናይ ኢንተርነት ሽግር ፈቲሕኩም ድምጽኹም ዳግም ስለ ዘስማዕኩሙና ኣዝየ አመስግነኩም። ኣንቲ ድምጺ ሓቂ እንታይ ኢኺ ትብሊ መዓስ ተቐይሩ ራኢስ ትሩቡሊ ዓብደል ጀሊል ኣርኢኽና ኣብ ስእሊ እቲ ሓው መዓመርከ መሓዛ ትማሊ ደሃዩ ሃብና ውዕሎ ኣይትኸዉሊ ስምኪ ልበስዮ ንሓቂ ዶው በሊ! ብኸመይ ቀዛፊ ስልጣን ኣረኪቡ ብሕማምዶ ኮይኑ

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ሳምንቲ መንግስቲ እስራኤል ዋሕዚ ኣፍሪቃውን ስደተኛታት ንምግታእ 160 ሚልዮን ዶላር ባጀት ሰሊዑ ክወስዶም ወጢኑዎም ዘሎ ስጉምታት፡ ከምኡ ‘ውን ቀዳማይ ሚኒስተር ናይታ ሃገር በንጃሚን ናታንያሁ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሃገራት በጺሑ ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ባይታ ንምጥጣሕ ወጢኑዎ ዘሎ መደብ ነቶም በቲ ጽንኩር ጉዕዞ ሲናይ

READ MORE

ዓኮሴኤ (ICER) ሃለዋት እቶም  ኣብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዝርከቡ ስድተኛታት አማዕዲኻ ምርአዩ እቲ ዝቐለል ኢዩ።  ውሽጡን ውሻጤኡን ንምድህሳስ ምስ እትህቅን ግን ኣስከሕካሒ ምዃኑ ኣነጺርካ ትግንዘቦ። ምናልባት’ውን ጊዜዊ ጋሻ ኴንካ ንቅሩብ መዓልታት ጸገሞም ምስ እትካፈል ወይ ከአ ካብ ቁጽሮም ብርክት ዝበሉ ስደትኛታት ካብ ትረኽቦ መጀመርያ ምንጪ ኣብ ዘስካሕክሕ

READ MORE

ኣቦ ወንበር ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ዮሱፍ ብርሃኑ ምክትል ኣቦወንበር ዮሃንስ ኣስመላሽ ጸሓፊ ዓብደራሕማን ጣሃ ተሓጋጋዚ ጸሓፊ ዑመር ኢብራሂም   ምምሕዳርን ፋይናንስን ሓላፊ ምምሕዳርን ፋይናንስን ብሩኽ ተኽለ ኣባል ምምሕዳርን ፋይናንስን ሰመረ ገረዝጊሄር   ወጻኢ ዝምድናታት ሓላፊ ወጻኢ ዝምድናታት፡ መሓመድ ጠሃ ሸንገብ ኣባል ዶክተር ተወልደ ሃይለሚካኤል ኣባል እድሪስ ዓሊ ስዒድ ኣባል ካሕሳይ ጉፍላ ኣባል ሙኒር ዓብደል ሓይ   ዜናን ፕሮፖጋንዳን ሓላፊ ዜናን ፕሮፖጋንዳን፡ ተወልደ

READ MORE

ሃዋሳ፡ ኢትዮጵያ ስለ ኩሎም ናይ ሕሊና እሱራት ኤርትራ ኩላትና ተንሲእና ናይ ሓንተ ደቂቕ ናይ ሕሊና ጸሎት ነዕርግ። ዝከብርኩምን ዝኸብርክንን ጉባኤኛታት፡ ሎሚ ኣብ ቅድሜኹም ተረኺበ፡ ነቲ ንነዊሕ እዋናት ዝተዛረብኩሉን፡ ዝተቓለስኩሉን ጉዳይ ከም አንደገና ምሳኻትኩም ክዛተየሉ አዝዩ ባህ ይብለኒ። ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ማለት እታ ብ330 ዓ.ም. ብሓዋርያዊ ስብከት

READ MORE

ሰማይ ነቢዑ ብኽያተይ  ሰሚዑ ሰማይ ነቢዑ ነዊሕ ተገዚአ ትንፋሰይ ሞሊቑ ቈርበተይ ተናዒቑ ስጋይ ተዓሚጹ ዓጽመይ ደቒቑ መንነተይ  ተጓዕጺጹ ታሪኸይ ተሰሪቑ ቋንቋይ ተናዒቑ ናብ መሬት ወዲቑ ተዋሪደ ተሓሪደ ተሰዲደ ኣብ ገዛእ  ቤተይ ተዓሚጸ ኣብ ገዛእ መሬተይ ተረጊጸ ተዃዒተ ተፋሒረ ተበሲዐ እወ፡ ተመዝሚዘ  ለፊዐ ሽንቲ ርሂጸ ደም ነቢዐ እዚ’ውን ክሓልፍ’ዩ በልኩ ሓመድ በሊዐ ንሱ  ከኣ ሓለፈ እንክሓልፍ ብዙሕ ትንፋስ  ኣሕለፈ እንትኾነ ሓለፈ ሓሊፉ ግን ኣይሓለፈን ደጊሙ ተመልሰ ከም’ቲ ወርትግ  ካብ’ቲ

READ MORE

ሓላፊ ምቍጽጻር ወተሃደራት ከተማ ኣስመራ (ምንቺፕዮ) ዝነበረ ኣቶ ኣማኑኤል ተኪኤ፡ ነቲ ሓለፍቲ ስርዓት ህግደፍ ኣባይቲ እናመረጹ ብኢደወነኖም ማዕጾታት ሰይሮም ዝገብሩዎ ፋሉላዊ ምስፋር ደው ከብሉዎን ብሕጋዊ መንገዲ ክሓቱን ክወሃቦምን ናብ ቤትጽሕፈት ፕረዚደንት ደብዳበ ድሕሪ ምጽሓፉ ንኣስታት 6 ወርሒ ኣብ ቤትማእሰርቲ ተዳጕኑ ድሕሪ ምጽንሑ፡  ከምዝሞተ ‘ሞ፡ ከምቲ

READ MORE

ካብ ዝተፈላለይያ ስቴትስ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝመጽኡ ልዕሊ 400 ኤርትራውያን ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ፊት ቤት መንግስቲ ዋይት-ሃውስ ተረኺቦም ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝፍጽሞ ዘሎ ደረት ዘይብሉ ዘስካሕክሕ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዝዅንን ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብቲ ብምኽንያት ‘ቲ ትማሊ 10 ሕዳር ተዘኪሩ ዝወዓለ ኣህጉራዊ

READ MORE

በቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ግዳያት ሲናይ ዝተፈጸመ ዘስካሕክሕ ባርባራዊ ግፍዒ፡ሕልንኡ ዘይተተንከፈ ሰብኣዊ ዝዀነ ሃገራዊ ዜጋ ስለዘየለ፡ ምእንቲ ወጽዓ ናይ ዞምንጹሃት ክቕላዕን በደልቶም ብሕጊ ክቕጽዑን መሪር ኣውያቶም ናብ መላእ ዓለም ክቃላሕ ነፍስወከፍ ብኤርትራውነቱ ዝሕበንን ዝቚርቈርን ዜጋ፡ በብዘሎዎ እጃሙ ከበርክት ሰብኣዊ ግዴታ ጥራይ ዘይኰነ ብዓቢኡ ሃገራዊ ሓላፍነት

READ MORE

ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዘለኹም ደቂ ህዝቢ ኤርትራ ዝኸበረ ሰላምታይ ይብጻሕኩም። እነሆ እምበኣር እቲ ‘ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ’ ከምኡ’ውን ‘ዋዜማ ዘመነ-ቅብጸት ኢሳይያስ’ ብዝብል ኣርእስትታት ቅድሚ ዓሰርተ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ዝተጀመረ፤ 35 ክፋላት ጽሑፋት ‘ኣለና’ ናብ መደምደምታ በጺሑ ኣሎ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ንኩላቶም ኣብ መርበባብት ኢንተርነት ብተገዳስነት ዝሰቐልዎ፤ ብረድዮታት

READ MORE

ኣብቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዝተኻየደ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣቦ ወንበር ፈጻሚ ሽማግለ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኮይኑ ዝተመርጸ ዶር ዮሱፍ ብርሃኑ፡ ቀዳምነት ናይቲ ንሱ ዝመርሖ ፈጻሚ ሽማግለ ሓድነት ኤርትራውያን ኣረጋጊጽካ፡ ህዝባዊ ተሳታፍነት ኣብ ቃልሲ ብምዕባይ፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ምምጻእ ምዃኑ ሎሚ ምስ ድምጺ ኣሰና ኣብ

READ MORE

ነገር ለውጥን ዓቀላላዕን ዘምጽኦ እንድዩ፡ እዚ መዕለበጢ ግዜ ከይወሓጠና ኣይተረፈን።። ሰሚዕኩሞ ከምእትኾኑ ሎሚ ቅነ ኣብ ኣስመራ ናይ ይምሰል ማእሰርቲ ናይ ገለገለ ኣብዛ ከተማና ኮይኖም መናገፊ ህይወት ናይ ኣብ ሲና ዝተታሕዙ ኤርትራውያን ገንዘብ ክቕበሉ ዝጸንሑ ካድረታት ህግደፍ ከምእተኻየደ፡፡ ብፍላይ ከኣ ኣተሓሕዛ ናይቲ ጉዳይን መግለጺ መንግስትናን ኣስደሚምና

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ኣብዚ ዓቕሉ ጸቡቡዎ ዘለወሉ በዳሂ እዋን፣ ካብ ሞት ንምድንጓይ ናይ ኮን’ዶ’ኾን ተግባራት በጋሚንዶ ናብ ምትግባር ካብ ዝኣቱ ኣይወሓደን። እዚ ብዘይካ ብስርዓተ-መሮርን ኣራዊታዊ ሕጊን  ብሕጊ ሕብረተ-ሰብ ዘይቅየድ ፋሉል ስርዓት፣ ሎሚ ኣብ ኣጋ ሞቱ ዶላራት ንምምእራር ሰፊሕ ናይ ኮንትራባንድ ስራሓት የካይድ ኣሎ። ኣብ ናይ ኣጥፊእካ ምጥፋእ

READ MORE

              ከምዚ ትሕት ኢልኩም ትርእዩዎ ዘለውኹም፡ ኣብ ናይ 25 ሕዳር 2011 ሕታም ሓዳስ ኤርትራ ኢሳይያስን መሓዮኡ ዓሊ ዓብዱን ብብርዒ ስም ዝጸሓፉዎ ‘ርዝን ንበል’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ከምዚ ዝብል ተረካብ ዘረባ ይንበብ። “

READ MORE

ክብደት ናይቲ ኤርትራ ሃገርና ወዲቓትሉ ዘላ ፖለቲካዊ ቅልውላው ንምርዳእ ዓሚቝ ትዕዝብቲ ኣየድልን። ነቲ ኣብ ኣኻውሕ ሲናይ ብፊደላት ግእዝ ዝተጻሕፈ፡ “እዚ ‘ውን ይሓልፍ” ዝብል ሓጺር ሓረግ ኤርትራውያን ግዳያት ሓንሳብ ቁሊሕ ኢልካ ምርኣይ ጥራይ ኣኻሊ እዩ። ነዚ ሓረግ’ዚ ከም ኣርእስቲ ህያው ታሪኽ ኤርትራ ሓንሳብ ኣብ ሓንጎልካ ኣቐሚጥካ

READ MORE

ሰሜን ኣመሪካ ካናዳን ዶር ኣፈወርቂ ጳውሎስ ጀማል ኣማን ተወልደ ሃብተሚካኤል ኣማኑኤል ሕድራት ወልዴሱስ ዓንደማርያም መሓመድ ሳልሕ እድሪስ ኢሳቕ ሕይደጎ ሰሚራ ሳልሕ ሓሰን ህይወት ኣድሓኖም ተስፋጋብር ኣብርሃ ኣበባ ኣብርሃ መንግስ ምሕረታኣብ ሱሌማን ዕንቱራ ህይወት ዮሃንስ ፎዚያ ሓሰን   ኤውሮጳ   ነጋሽ ዑስማን ጸጋይ ዮሃንስ ፍረወይኒ ሃብተማርያም ዳኒኤል ወልደትንሳኤ ሓምድ ዑመር እዛዝ ዓብደልዓዚዝ ሳልሕ ወይኒ ኣርኣያ ዓሻ ጋዓስ ኣስገደት ተስፋዮሃንስ ሰማይነሽ ካሕሳይ ኑርያ ሓሰን መስፍን ፍትዊ ኢሳያስ ጸጋይ ፍስሃየ ሓጎስ ኣሕመድ ነጋሽ ደቡብ ኣፍሪቃ ብሩኽ ተኽለ በረኸት ገዛኢ ገብሩ ኢትዮጵያ መንግስትኣብ ግርማይ ትዕግስቲ ብርሃነ ኣባዲ ገብረመስቀል ኣልቤርቶ ኣራዳዲ ለቱ

READ MORE

ASSOCIATION OF ERITREAN JOURNALISTS IN EXILE (AEJE) The AEJE Sends Message of Condolences to the Family of                         Journalist Solomon Abera The Association of Eritrean Journalists in Exile (AEJE) was shocked to learn the sudden and untimely death of its member and prominent Journalist Solomom Abera.  Solomon was

READ MORE

ኣብ እስራኤል (11-25-11) ኣብ ቅድሚ ኣመሪካን አምባሲ ኣብ ዝተገብረ ሰላማዊ ሰልፊ፣ “ወዲ መድህን በራድ” ትብል ሓረግ ብተደጋጋሚ ትስማዕ ኔራ። ብሸለልትነት ወይ ድማ ብስምዒት ዝሞሉቕ ከምኡ ዓይነት ኣበሃህላ’ሲ፣ ነቲ ዝተሓስበ ዕላማ ከሰናኽል እንተዘይኮይኑ ረብሓ’ብሉን’ሞ፣ ሃየ ደኣ ካብ ታሪኽ እቲ ዝጠቅም-ዝጠቅም ጥራይ መሪጽና እንዳተማላእና ንቕድሚት ምጥማት ኣይንሕመቕ።

READ MORE