Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብምክንያት እቶም በስገዳድ ንኤርትራ ዝጥረዙ ዘለው መንእሰይት አሕዋትና ከምኡውን ብሰንኪ እቲ አብ በረኻታት ሲናይ ዘጋጥሞም ዘሎ ግፍዕታት አቤት ንምባል አብ አፍደገ ቤት ጽሕፈትውድብሕቡራት ሃገራት ጀነቭ ብምእካብ ናይ ተቃውሞ ጻዊዕትና ንዕለት 18.11.2011 ከነስምዕ ምኻና ንሕብር፣፣ ኩሉኹም አሕዋት ኤርትራውይን ካብ ምሉእ ዓለም ምሳና ሓቢርኩም ክትውዕሉ ጻዊዒትና ነቅርብ፣፣ አዳላዊት ሃገራዊት ኮሚተ አሕዋት

READ MORE

Eritrean Embassy officials in Cairo have been given free access to Aswan Prison in Egypt and are working hand in hand with prison officers there to coerce Eritrean refugees sign deportation documents and go back to Eritrea unwillingly; in breach of Human rights conventions. According to

READ MORE

እዚ ለንቕነ ኣብ ናይ ሃገራውያንን ዓለምለኻዊ ናይ ዜና ማዕከናት ተዘርጊሑ ንርእዮ ዘለና መጭወይቲ፣ ግፍዒ፣ ዓመጽ፣ ስቅያትን መቅተልትን ንጹሃት ኤርትራውያን ኣሓትናን ኣሕዋትናን ኣብ በረካ ሲናይ ሓድሽ ዘይኮነስ መቀጸልታ እቲ ናይ ዓሰርተ ዓመት ህልቂት ናይ ጉዕዞ ስደት እዩ። ኣብ እዋን ሓዘና ዝፍስሑን ብሽግርና ዝወራዘዩን ንሶም ፈጠርቲ ጸገምና ምዃኖም

READ MORE

ብመጀመርያ ዝኸበረ ሰላምታይ  እብጻሕኩም፡፡ ብምቕጻል ነቲ ከይተሓለልኩም ተካይድዎ ዘለኹም ኣዝዩ ኣድካሚ ዕዉት ስራሓት ናእዳ ዝግበኦ ምኻኑ ከዘኻኽር እደሊ፡፡ ካብ ዋዕላ ተበጊሱ ናብዚ ፍረ’ዚ ምብጽሑ ድማ እንቋዕ ሓጎሰና!!     ዝኸበርኩም ኣሰናዳእቲ ጉባኤ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ኣብ ብዙሕ መዳያት ኤርተራውያን ኣበርክቶ ክገብሩ ጻውዒትኩም ከም ዘቕረብኩም ኣይረሳዕኩን፡፡ ኮይኑ

READ MORE

ፖሊስ ሽወደን ኣብ ልዕሊ ኤምባሲ ስርዓት ህግደፍ ዝቐንዐ ነቲ ብግዴታ ካብ ዜጋታት ዝእከብ ዘይሕጋዊ ምእካብ ክልተ ካብ ሚእቲ ብዝምልከት፡ ካብ ክልተ ኤርትራዊ  መበቆል ዘሎዎም ሽወደናዉያን ወግዓዊ ክሲ ከምዝተቐበለ ኣገልግሎት ዜና ሽወደን ሎሚ 8 ሕዳር ኣብ ዝዘርግሖ ዜና ኣረጋጊጹ። እዞም ኣቶ ረዘነ ተስፋጽዮንን ኣቶ መድሃኔ ንርኣዮን ዝተባህሉ

READ MORE

ኣህጉራዊ ውድድራት ንምክያድ ናብ ወጻኢ ዝገሹ ኤርትራውያን ተጻወቲ ኩዕሶ ብተደጋጋሚ ራሕሪሖሞ ብምኻዶም ዝሰክሐ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝነብሩ 7 ኤርትራውያን ስደተኛታት ተጻወቲ ኩዕሶ መሪጹ ኣብ ኣስመራ የለማምዶም ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ እቶም ኣብ ኣስመራ ዝዕለሙ ዘለዉ ተጻወቲ 4 ካብ ርያድ፡ 3 ድማ ካብ

READ MORE

ከመይ ቀኒኹም ብስኒትን ሰላምን ሃገርና ትግደሱ ኩሉኹም። ኣብ ካልኣይ ክፋል መንዩ ፈላላይ ብዝኣተናዮ ቃል ኣኽቢርና መጺናኩም። ሓርበኛ ኣቦና ሸኽ ኢብራሂም  ሱልጣን ብኣጋጣሚ ካልኣይን ሓድነታዊ ጉባኤ ኣብ 1987 ዓ.ም ዝሰደዱዎ ናይ ድምጺ መልእኽቲ ካብ ኣእምሮ ናይ ሰማዒ ይሃስስ ማለት ዘይሕሰብ እዩ። ለበዋ ናይ ክቡር ፈታዊ ህዝቡን

READ MORE

ሓምለ 1998 ጭቃን ጨፈቃን ናይ ኣዲስ ኣበባ ከይኣክል’ሲ፣ ምስ’ቲ ካብ ገዛ ዘየውጽእ ናይ ክረምቲ-ድሚማ፣ ስግኣት ናይ’ቲ ዘመና’ምጽኦ ቁዘማ ኣብ ልቢ ሰብ ክውዕልን ክሓድርን ካብ ዝጅምር እዋን ኣይሓጸረን። ምስኡ ድማ ብረድዮ ብተለቪዥንን ብጋዜጣታትን ከም ግመን ዕምብረን ንወረን ንኣየርን ዝዕፍን ዝነበረ ዜና፣ ነውርን ቀይድን ኣይነበሮን። ከም ቁርን

READ MORE

ሰመረ ዓርከይ፡ ዓለም’ኮ ኣዕለቢጣ ኢያ።ናይ ለውጢ ግዜ ከኣ ብነብሱ ይስግር ኣሎ። መንእሰይና’ሞ ኣካን’ዃ ተዓጊሱ። ካብሕጂ ንንየው በቃ ይኣክል። ንስኻ ግና ነዚ መሪሕ መንእሰይ ክትጅልሕ’’እቶም ኣብ ወጻኢ ሃገራት ኮይኖም ዘዕገርግሩ ዘለው መንእሰያትን ምሁራትን ብልክዕ ኤርትራውያን ዝመስሉ ኢትዮጵያውያን፡ ወይ ድማ  ፍርቂ፡ርብዒ ጐድኖም ዝተለኸዩ ኢዮም“ ኢልካ ኢኻ ኣጻዊትካና።

READ MORE

ጻዊዒትንሰላማዊሰልፊ ኣብኣፍደገኤምባሲሱዳንንግብጽን ብምኽንያት እቶም በስገዳድ ንኤርትራ ዝጥረዙዘለው መንእሰያት ኣሕዋትና፣ ከምኡውን ብሰንኪ እቲ ኣብ በረኻታት ሲናይ ዘጋጥሞም ዘሎግፍዕታት ኣቤት ንምባል - ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲ ሱዳንን ኤምባሲ ግብጽ ንብምእካብ ናይ ተቃውሞ ጻዊዒትና ከነስምዕምዃናን ሕብር ። ኩሉኹምኤርትራዊያንምሳናሓቢርኩምክትውዕሉጻዊዒትናነቅርብ ። ቦታ 1. ኤምባሲግብጺ - ኣድራሻ Egyptian Embassy London 26 South Street London W1K 1DW 2. ኤምባሲሱዳን - ኣድራሻ Sudanese Embassy

READ MORE

ርሑስ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሓ ኣልሙባረክ! ህዝቢ ኤርትራ ናብ መጋርያ ጥፍኣት ኣብ  ዝተሰንደወሉ ግዜ፣ ንሕልና ኣዴታት ዝድብስ ሰብ ኣብ ዝተሳእነሉ ዘመን ኣካሒዳ፤  “እዚ ውን ይሓልፍ!”ዝብል ማህሌት፣ ኣብ ጽላት ምድረ-በዳ ሲናይ ኣንቢብና። እዚ ማህሌት’ዚ ኣብ መወዳእታ ምፍናው ሂወት፤ ብደም ኤርትራውያን መንእሰያት ዝተጻሕፈ ናትና ቃላት ኢዩ። ትሩፍ ድሕሪ ደጊም!

READ MORE

Eritreische Volksverein e.V. ኣገዳሲ ሰሚናር ኣብ ሽቱትጋርት  ምስ 1. ጉንተር ሽሮደር ( Gunther Schröder ) ተመራማሪ ስነ ታሪኽን ምኩር ክኢላን ካብ ከተማ ፍራንክፈርት 2. መንእሰይ (ተመሃራይ ሕክምና) ቢንያም ክፍላይ ( Binyam Kiflai ) ኣባል ኤስ. ፐ. ደ ፓርቲ ካብ ከተማ ሃኖቨር  ኣርእስቲ መሰል ወዲ ሰብ ኣብ ኤርትራን ናብራ ስደትን ፡ ቦታ Katholisches Pfarramt St.

READ MORE

ሰንበት ዕለት 30 ጥቅምቲ 2011 ብህ.ግ.ደፍ ዝተወደበ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ተኻይዱ።ዕላማ እዚ ኣኼባዚ  ነቲ ኣብ ሚላኖ ካብ ነዊሕ ዓመታት ዝጸንሐ ናይ ተዋህዶ ቤት ክርስትያን  ምግምማዕ ንምፍታሕ ተባሂሉ ዝተጸውዐ ኢዩ።ኣብቲ ኣኼባ ዝተሳተፉ  ብተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ወገን ኣቡነ ዲያስቆሮስ ፓትሪያርክ ተዋህዶ ቤትክርስትያን  ኤርትራ፣ ኣቶ እፍታሀ ዲሞጥሮስ- ኣማሓዳሪ መንበረ ጵጵስና

READ MORE

ካብ ዝተፈላለየ ከተማታት ስካንዲናቭያ ዝመጹ ኤሪትራውያን ሎሚ ዕለት 4 november  2011 ዕዉት  ሰላማዊ ሰልፊ  ኣንጻር  መንግስቲ ኢሰያስን ደገፍቱን አካይዶም:: ከምዚ ዓይነት  ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ምዕራብ ሽወደን አንጻር መንግስቲ ኢሰያስ ክግበር ናይ መጀመርያ እካ እንተዘይኮነ:   ብዓይነቱ: ብዕብየቱን ብትሕዝትኡን  ግና ፍሉይን ታሪኻውን እዩ ኔሩ:: እዚ ዝተወደብ  ሰላማዊ ሰልፊ  ንሰዓብቲ  ህግደፍ

READ MORE

እዚ ጻውዒት’ዚ ብድምጺ ኣሰና ‘ኳ ይመጽኣኩም እንተሎ፡ ናይቶም ኣብ ምድረበዳታት ሲናይ ጅሆ በደዊን ኮይኖም ታሪኽ ሓዱሽ መዝገብ ሕስረት ዝምዝግበሎም ዘሎ ደቀንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ኤርትራውያን ግዳያት እዩ። ንሕና ንመልእኽቶም ብኣውያት ኢና ተቐቢልናዮ፡ ኣውያቶም መሪሩ ስኽሕክሕ ኢሉኩም ብዙሓት ምስማዕ ከምዘቋረጽኩም ስለዝተገንዘብና ድማ ነቲ ኣውያት ናብ ዘረባ ቐይርና፡

READ MORE

ብመጀመሪያ ነዚ ኣዝዩ ንእሽቶ ጽሑፋዊ ኣበርክቶይ ግዜኦም ወፍዮም ዘንብብዎ ተኸታተልቲ ከመስግኖም እደሊ፡፡ ምንባብ ጥራይ ዘይኮነ ንዝረኣዮም ጉድለታት ብኹፉት ልቢ ንኽእርሞ ዘዘኻኽሩኒ፡ምኽሮም ዝልጉሱለይ፡ዘተባብዑኒ ብምዃኖም ደጊመ ብልቢ የመስግኖም፡፡ኣብ ዝሓለፈ ካልአይ ክፋል ጹሑፈይ ነቲ ኣብ ከተማ ኒውዮርክ ኣንጻር ቶታሊተርያን ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ዝተገብረ ዓቢ ናይ ተቓውሞ ሰላማዊ ሰልፊ ብዓቕመይ

READ MORE