Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ምድረበዳ ሲናይ ኣብ ሓደ ምስጢራዊ ትሕቲ መሬት ብበደዊን ንሰለስተ ወርሒ መመላእታ ከም ጅሆ ተታሒዞም ዝሳቐዩን ክፍሊ ኣካላቱም ዝጎድል ዘሎን 42 ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ኣፍደገ ጥፍኣት ከምዘለዉ፡ ሓንቲ ካብቶም ግዳያት ዝኾነት ኤርትራዊት መንእሰይ ምስናይ ክቱት ጭንቅትን ምርባጽን ሓቢራ። ንሳ ኣብ ሓበሬታኣ፡ እቶም ሰብ ሰብ ኮይኑ ዘይስምዖም

READ MORE

ውልቀ ዓንዳሪ ኢሳያስ ንሃገርናን ህዝባን ኣብ ድኽነትን ስደትን ሸሚሙ፡ ንሱን መሻርኽቱን ጥራይ ዘስተማቕርዋ ሃገር ብምውናን ኣብ ዘካይዶ ህይወት፡ ኣብዚ ስሱዕ ህይወትዚ ዝሳተፉ፡ ብጀካ እተን ብወግዒ ኣብ ሃገርና ዝተመዝገባ ንልዕሊ 70 ዝኾና ናይ ህ.ግ.ድ.ፍ. ትካላትን፡ ክሳብ 20 ዝበጽሓ ናይ ቻይና ኩባንያታትን ፡ ካልእ ብጉልባብ ውልቃዊ ትካላት

READ MORE

ሰመረ ዓርከይ፡ ብዛዕባ ሊቢያስባ ቅንጣብ  ነገር ኣይተዛረብካንን። ብዛዕባ ኣመሪካን ተግባራታን ክገዓር እናተዋዕለ ስደተኛታት መንእሰያትና ድኣ ከይቅየሙልና’ምበር፡ ቃዛፊ ዝኣክል ኣቦ ኣፍሪቃን ፈታው ኤርትራን ብግህዶ ክዕመጽ እናተራእየ ድምጽኻ ምህጣሙ እንታይ ንበሎ? ጻልጣ ጥልመት ድዩ ዋላስ ኣብቲ ጉዳይ ኢድ ኣጽኒሕና ኮይንና? ክልቲኡ እንተዘይኮይኑኽ መልኣከ-ሞት ዶኽን ተቐልቂሉ? መልኣከሞት ግናይ

READ MORE

እዚ፡ ‘እዚ ‘ውን ክሓልፍ’ዩ’ ዝብል ጥቕሲ፡ ኣብ ሓደ ብግድስቲ ግብጻዊት ተጣባቒት ሰብኣዊ መሰላት ብዓረብ ዝተዳለወ ቪድዮ ዶኩመንታሪ፡ ቁጽሮምን ሃለዋቶምን  ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን ግዳያት ጭውያ በደዊን ኣብ ምድረበዳ ሲናይ ኣብ ኣፍ ሞት ኮይኖም ኣብ ክንዳኦም ክዛረብ ኣብ ኣኻውሕ ዝገደፉዎ፡ ብደም ዝተጻሕፈ ናይ ቅብጸት ቃላት እዩ።  እቲ ካብ

READ MORE

Political party leaders held a consultative meeting in the Ethiopian capital yesterday, Sunday, in preparation for their long-awaited Congress – the largest Eritrean gathering yet with the aim of ending Isaias Afewerki’s unhinged dictatorship believed to be the most repressive in Africa. Over 550 participants from

READ MORE

ሰላም ኢለ ክጅምር ምኽንያቱ እንታይ ደኣ ተሃዊኹ ከይትብሉኒ እየ እምበር ኣነስ ቀልጢፈ ናብቲ ክሕብሮ ዚደለኹ ኪኣቱ ምደለኹ ዘሀውኽ ስለዝኾነ እየ። እሞ አንታይ ኣጋጢሙ ትብሉ ኣለኹም እነሆ እቲ ዘጋጥም ዘሎ ኣብ ዕለት 29/10/2011 ኣብ ኣስዋን ዚርከቡ እሱራት ኣሕዋቲና መከራ ክረኽቡላ ዝወዓሉ መዓልቲ ስለዚኾነት ኤምባስይ ኤርትራ ኣብ

READ MORE

ክቡራት ተኸታተልትና፣ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ክፋል መንዩ ፈላላዪ መዛዘሚ ጽሑፍና  ኣብዚ ካልኣይ ክፋል ናይ ህዝቢ ስሚዒታት ከነቕርብ ቃል ብዝእተናዮ መሰረት ካብ “ሳግላ ብላዕ ኣይትቕላዕ” ዝዓይነቱ ኣገባብ ተገላጊልና እቲ ዘየልቦ ግን ከኣ ህሉው ኮይኑ ከም ሕማም መናፍስቲ ኣብዘይጭበጥ ጸገም ሸሚሙና ዘሎ ፈርሱ ከነውጽዖ ኢና እኳ እንተዘይበልና

READ MORE

ኲናት ናይ መለኽትን ገበትን ንግዲ ኢዩ፡፡ውግእ ቅትለት ዕንወት ኣብ ዝኾነ ይኹን ግዜን ቦታን ቁቡል ኮይኑ ኣይፈልጥን ኢዩ፡፡ዋላ እቲ ተገዲድካ እትኣትዎ ኲናት ምረት በሰልኡ ዘንተ እለት ካብ ኣእሙሮ ዜጋታት ኣይሃስስን ኢዩ፡፡ ከም ባህሪ ቶታሊተርያን ስርዓታት ኲናት ፍቱን መጻንሒ መድሃኒቶም ኢዩ፡፡ እቲ ምንታይ እቲ እነኮ ኣብ መንበረ

READ MORE

ንመሰል ርእሰ ውሳኔን ሃገራዊ ናጽነትን ኤርትራ ዝተቓለሱ ሓርበኛ ኣቦና መሓመድ ዑመር ሃኪቶ ኣብ መበል 90 ዕድሚኦም ብ21 ጥቅምቲ ኣብ ትውልዲ ዓዶም ኣብ ዓሰብ ዓሪፎም። ንሶም ኣብዚ መወዳእታ እዋናት ብሕማም ኵሊት ይሳቐዩ ከምዝነበርይ ይንገር። ኣቦና መሓመድ ዑመር ሃኪቶ፡ ኣብ ሓምሳታት ኣባል ባይቶ ኤርትራ ዝነበሩ ኮይኖም፡ ብልቦናኦም፡ ቕንዕናኦምን

READ MORE

ንሓያለ ሰዓታት ብኣውቶቡሳት ተጓዒዞም ካብ ሊድስ፡ በርሚንግሃም፡ ማንቸስተር፡ ግላስጎ፡ ዝኣመሰላ ከተማታት ዓዲ እንግሊዝን ለንደንን ከባቢኣን ከምኡ ‘ውን ካብ ዓዲ ጥልያን ከተማ ሚላኖ፡ ሽወደን፡ ስቶክሆልም ብነፈርቲ ዝመጽኡ ግዱሳት ኤርትራውያን ደለይቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ስርዓት ህግደፍ ዝወደቦ ፈስቲቫል ኣብ ዝካየደሉ ዝነበረ ቀጽሪ ተረኺቦም ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም 90

READ MORE

ኩላትና ኤርትራ ኢዩ ድምጽና። ንግሆን ምሸትን ጸሎትና፣ መኣዲና ክንጅምር ክንውድእ ኤርትራ ኢና እንብል። እወ እቲ ምንታይ ንሳ ዝለዝኾነት ውርሻና። ኦ…መኮንናት ኤርትራ! ዕድመ ገበነኛ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምንዋሕ፣ ነታ ሰባብ ኤርትራውያን ዘጽነተት በትረ ስልጣኑ ንምሕላውን ስቓይ ሓሙሽተ ሚልዮን ህዝብኹም ንምኽዕባትን፤  ‘ተር ከም ዓተር’ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ተተቲዕኩም

READ MORE

(ምሉእ ትሕዝቶ ናይ’ቲ ኣብ ኣኼባ ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ኣብ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ዝቐረበ ወረቐት) ብዛዕባ’ዚ ሃገርን ህዝብን ዝህውጽ ዘሎ ማዕበል እንዳ ዝናን-ባህታን ምዝራብን ምጽሓፍን ካብ ዝጅምር፣ ጻዕረይ ነቲ ኣነ ዝፈልጦ፣ መሲሉ ብዝተራእየኒ መንገዲ ከንጸባርቕ ስለዝደለኹ ደኣ’ምበር፣  ፍሉይ ናይ ውድብ ፖለቲካዊ ጽልዋ ወይ ድማ ክረኽቦ ዝዓለምኩ ረብሓ የብለይን።

READ MORE

ማሕበር ኤርትዋውያን መንእሰያት ንለውጢ (EYC) ናይ 2011 ሳልሳይ መንፍቓዊ ስሩዕ ኣኼብኡ ብኽብ ዝበለ ድምቀትን ተሳታፍነትን ኣብ ጥቅምቲ 15 ኣብ ከተማ ኦክላንድ ኣካይዱ:: እዚ ኣብ መርያት ኮርትያርድ(Marriotte Courtyard) ዝተጋብአ ኣኼባ: ብቑጽሮም ብርክት ዝበሉ ካብ በይ ርኤርያን ካልኦት ከባቢታትን ዝተፈላለያ ማሕበራትን ውልቀሰባትን ዝተሳተፍዎ እዩ ኔሩ:: ቀንዲ ዕላማ

READ MORE