Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ውርይቲ ደራፊት ኤልሳ ኪዳነ ኣብ ወርሒ ሰነ 2011 ምስ ወዲ ትሕቲ ሓደ ዓመት ዕሸል ውላዳ ብስርዓት ህግደፍ ኣብ ኣስመራ ከባቢ ቤት መኻእ ኣብ ዝርከብ ቤት ማሕቡስ ከምተኣስረት ደንጕዩ ካብ ምንጭታት ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። ብመሰረት ሓበሬታ ናይቶም ምንጭታት፡ ኤልሳ ኪዳነ፡ ሓደ ዓቢ ወዳ ናብ ሱዳን ኣህዲምኪ

READ MORE

ብስም ኩሉ ደላይ ሰላመን ደሞክራሰያዊ ለውጥን ኣገናዕ ምንቅስቓስ መናእሰያት  E.Y.G.M. ኣመሪካ፡፡እቲ ኣብ ልዕሊ ማፍያዊ  መሪሕነት ህ.ግ. ደ.ፍ. ኢሳይያስን መሰልቱን ዝወሰድኩሞ ተባዕ ተበግሶ፡ ውጹዓት ወገናት ጸባ ዘስተየን ባብ ለውጢ ምሉእ ብምሉእ ንኽርሓው ንዝተታኸስና ዘበራበረን እዋናዊ ጉዳያትና ኢዩ፡፡ኢሳይያስን መሳስይቱን ድሕሪ ደጊም ገጽ ኒውዮርክ ኣይክርእዩን ኢዮም፡፡ ዘይከም ሓሶታዊ

READ MORE

ንሕና ኤርትራውያን ስዊደናውያን ተጣበቅቲ ደሞክራስያን ሰብኣዊ መሰላትን ኣብ ሃገረ ስዊደን ከም ኣካል ናይ ዓለምለኸ ኤርትራውያን በቲ ብዕሱባትን ደገፍትን ገባቲ ስርዓት ዓርቢ ዕለት 7october ካብ ሰዓት 12.00--16.00 ተመዲቡ ንዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ነጻ መራኸቢ ብዙሓን ስዊደን ንምፍሻሉን ንምክሽሑን ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻሮም ከነካይድ ወሲናን ፍቃድ ፖሊስ ኣውጺእና

READ MORE

                                                                                                                                                                                                                                                                                         

READ MORE

ካብቶም 365 ብመንግስቲ ሱዳን ኣብ ሽማሊያ ፍሉይ ስሙ ድንጓላ ዝባሃል ቦታ ተኣሲሮም ካብ ዘሎዉ ኤርትራዉያን ስደተኛታት 5 ሰባት ብሓይልታት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ተጨዉዮም ከምዘሎዉ ክፍለጥ ተኻኢሉ ኣሎ። እቶም ኣስታት ቅድሚ ሓደ ሰሙን ኣቢሉ ምስ ዘይሕጋዉያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ብሔረ ራሻይዳ እንዳተጓዕዙ እንከለዉ ምስ ፖሊስ ሱዳን ተኹሲ ድሕሪ

READ MORE

ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ናብ ጀርመን ዝወሓዙ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ፡ ኣብ ከተማ ጊሰን ንውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝዅንን ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ከም ዘካየዱ እቲ ሰላማዊ ሰልፊ እናተኻየደ ኸሎ ምስ ድምጺ ኣሰና ብቐጥታ ኣብ ዘካየዱዎ ዝርርብ ሓቢሮም። እቶም ኣብ ውሽጢ ሳልስቲ ብዝተገብረሎም መጸዋዕታ ካብ ስዊዘርላንድ፡ ሽወደን፡ ሆላንድ

READ MORE

እቶም ትማሊ ሰንበት 25 መስከረም ንመላኺ ኢሳይያስ ክውድሱ ኒውዮርክ ተኣኪቦም ዝነበሩ 3 ሽሕ ኤርትራውያን: ‘ዘማች’ ምዃኖምስ ኣረጋጊጽና ኣለና። ‘ቀባሮ’ ድዮም ‘ኮማሮ’ ንምጽራይ ግን ገለ ሕጡበ-ጽሑፋት ከድልየና እዩ። ‘ዘማች’ በቲ ንቡር ትርጉሙ፡ ‘ወፋሪ’ ማለት ስለዝኾነ ዘጕሂ ኣይኮነን። ጥቁው ወፍሪ ‘ሎ እኩይ ወፍሪ ሎ። ‘ዘማች’ በቲ ናይ ሳሕል

READ MORE

ንሰንበት ዕለት 2 ጥቅምቲ 2011 ኣንጻር‘ቲ ሕሱም ዲክታቶርያዊ ጉጅለ ህግደፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ፊት ኤክስፖ (መሰ Messe Giessen) ከተማ ጊሰን ሰዓት 4 ድ.ቀ. (16) ክጀምር ምዃኑ ንኵሎም ግዱሳት ኣሕትን ኣሕዋትን ደጊምና ብኽብሪ ነፍልጥ። ቆጸራና ኣብ መቐመጥ መኻይን ናይ ሽላኽትሆፍ ስትራሰ Schlachthofstraße ኣውቶቡሳት ንኣሽቱ መኻይን መቐመጢ ኣብ Schlachthofstraße(ብነጻ) ኩነታት

READ MORE

ኣብ ጀርመን እንርከብ ኤርትራውያን ተቓወምቲ፡  ሲቪካውያን ማሕበራትን ግዱሳትን ንዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ብምዅናን፡ ኣብ ክንዲ ‘ቲ ብዓመጽ ህግደፍ ዝሳቐ ዘሎ ህዝብና ድምጽና ንምስማዕ ን 2 ጥቅምቲ 2011 ኣብ ጊሰን፡  ሜሰ ሃለ፡ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ከነካይድ መዲብና ስለዘለና፡  ኣብ ጀርመንን መላእ ሃገራት ኤውሮጳን እትርከቡ ደለይቲ ለውጢ ምሳና

READ MORE

ካብ  ዝሐለፈ መፋርቕ ወርሒ ነሐሰ 2011 ዓ/ም እቲ አብ መበል 21 ክ/ዘ ጸሊም ዘይርሳዕ ገበን አብ ልዕሊ ገዛእ ህዝቡን ሃገሩን ዝፈጸመ ኤርትራን ኤርትራውነትን ፍጹም በታቲኑ ብምብራስ ካብ ዝከፈአ ናብ ዝገደደ መዓሙቕ ድሕረትን ድኽነትን ዝሸመመ ገባቲ  መሪሕነት ህ.ግ.ደ.ፍ. ብላዕለዋይ ማፍያዊ መራሒኡ ተማእዚኑ ነቶም ድሕሪ ጸሐይ ብራቕ

READ MORE

ከተማ ኒው ዮርክ ነቲ ሃሲሱ ዝነበረ ታሪኽ ጅግንነትን ዘይተምበርካኽነትን ኤርትራውያን ዝኾልዔ ሓድሽ ቅያ ወቂራ። እቲ ንዝሓለፈ ኣስታት ዓሰርተ ዓመታት ንሃገርና ኣብሪሱ ንህዝብና ዘጽንት ዘሎን ንታሪኽ ጅግንነት ህዝቢ ኤርትራ ብኽድዓትን ጥልመትን ዝበረዘ ውልቀ መላኺ ኣብ ህይወቱ ንመጀመርታ ጊዜ ዓቢ ውርደትን ፍሽለትን ኣጋጢሞዎ። ኢሰያስ በቶም ንዓመታት ኣብ

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሎሚ ኣብ ኒውዮርክ ንደገፍቱ ድሕሪ ዘካየዶ ኣኼባ Pain Le Quotidien ኣብ ዝተባህለ እንዳ ፒሳ ክምገብ ድሕሪ ምእትዉ፡ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ክገብሩ ዝወዓሉ ኣባላት ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን መንእሰያት (EYGM) ደድሕሪኡ ስዒቦም፡ “ቀታሊ፡ ሓራዲ” ኢሎም ስለዝሸደዱዎ ዝኣዘዞ መግቢ ከይጠዓመ ናብ ካልእ ኣብቲ 43rd

READ MORE