Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣምባሳደር ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዓዲ ጥልያን፣ ፍስሃጼን ጴጥሮስ "ገንዘብ ጥራይ ሓግዙና እምበር ዋሕዚ ስደት ኣብ ምዕጋት ምሉእ ምትሕብባር ክንገብረልኩም ኢና" ክብል፣ ነቶም ብብዝሒ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሃገራቶም ኣዕለቕሊቐን ብምህላወን ተሻቒሎም ዘለዉ ሰበስልጣን ሕብረት ኤውሮጳ ክሽሕጦም ፈቲኑ። askanews ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ካብ ዓዲ ጥልያን ብዝዘርግሖ ዜና መሰረት፣ እቲ

READ MORE

ኣብ ጉባኤ ካብ ዝተኣከቡ ጳጳሳት ሓደ ስሞም ዝዓቀብናዮም፥ “ንሕና እዚ ኩሉ ጸገምን ፈተናን ዝበጽሓና ዘሎ፥ ቤተ ክርስትያን ኣብ ክልተ ተመቐላ ዘላ ኣብ ሓደ ንምጥርናፋ፥ እታ እንኮ ፍታሕ ምስ ኣቡነ እንጦንዮስ ተዓሪቕና፥ እቲ ወጊዞምና ዘለዉ ውግዘት ኣልዒሎም ኣብ ንቡር ቦታኦም መሊስና፥ ኣገልግሎትና ምቕጻል እዩ። ሕጂ ምኽንያት

READ MORE

ጸጒረይ ክምሸጥ!   "ኣንታ ነዚ ዲኻ ተበጂኻ!? መልሰለይ'ባ!?"   ብሓቂ ዘጓነፈኒ ፍጻመ።   ኣብ ከባቢ ገዛውትና፡ ኣብ ማይጭሆት እትርከብ፡ ኣብ ቤታ ቁጅና ሳሎን ዘሎዋ መሻጢት'የ፡ ከባቢ ሰዓት ዓሰርተ ናይ ንግሆ ኣትየ። ጸጒረይ ፈቲሓ ክሳዕ ብቢጎዲኒ ትጥቕልለለይ ከኣ ናብታ ካብ ሓደ ኣንጎሎ ጀሚራ ንጸጋም ወገን ናይቲ ዝነበርኩዎ ገዛ፡ ኣብ ላዕለዋይ ኣካል ናይቲ

READ MORE

መላኺ   ፍሥሓየ መብራህቱ   ይደርደር ነጋሪት ይነፋሕ መለኸት መልኣኽ ተላኢኹ ሠራዊት ኣምሪሑ ህውከት ተቓሊሑ እቡሽ ወዲ ኣዳም ከም ሕሱም ፈሪሑ ጎይታይ ጎይታይ ይብል ኣኣዳዉ ዘርጊሑ።   ቅዱም ዝኣወጆ ንጹር ቃል መላኺ ህጡር ኃይሉ ብዘይ ሓጹር ይዳሎ ብስቱር ይኣልዮ ብህጡር ይኹን ይኹን ኢሉ ምስ ኣስመዐ ኩሉ ትእዛዝ ምስ ኣዘዘ ሴፉ ምስ መዘዘ ንዝጠራጠር ሰጋእ መጋእ ዝብል በትሪ ሥልጣን ያኢ ኣብ ዝባኑ ሽብልል ከምዛ ቆልዓ ሕዝል።   ዳግም ኣዋጅ ወጸ ንዓቢ ንኡሰ ኣይፋልን ኢሉ ንኡ ዘማዓሸ ቃሉ

READ MORE

ሚዛን ብወለዳ  ክትምረቕ ብዘይድሌታ ንዘይትፈልጦ ሰብኣይ ተመርዓወት:: ወለዳ ፍቓዶም ስለዝመልኣትሎም ምዉቕ ሓዳር መስሪታ ፈራይትን ጸጋይትን ክትኮነሎም ተመንዮም ኣፋነውዋ:: ኣብ ዓመታ ቆልዓ ተበኩራ: እንተኾነ ሰብኣያ ሓላፍነት ዘይስምዖ ብምንባሩ: እታ ብርኽቲ ውላድ ናብ ቤታ ተመልሰት:: እቲ ምርቓ ኣይጠቐማን ከይበሃል ምናልባት ካብ ሰብኣያ ብምፍልላያ ዝሓሸ ዕድል ይገጥማ ይኸውን::

READ MORE

ካብ ስዊዘርላንድ ዝለሓኹ ሰነዳት HSBC  ባንክ ከምዘመልክቱዎ፣ ኤርትራ፣ ዝበዝሐ መጠን ዶላር ካብ ዘለወን ሃገራት ተባሂላ ኣብ መበል 53 ተሰሪዓ። ኣብቲ ሰነድ ብስም ኤርትራውያን ዓማዊል ተመዝጊቡ ዝጸንሐ ገንዘብ ድምር ኣስታት $699.6 ሚልዮን ዶላር እዩ። እቲ ሰነድ 39 ናይ ባንክ ሕሳብ ዘለዎም 32 ኤርትራውያን ዓማዊል ከምዘለዉ ክጠቅስ ከሎ፣

READ MORE

ዝኸኣለ ሞት ፈሪሑ ተጸርጊፉ ዓቕሚ ዝሰኣ ድሕሪት ተሪፉ Tesfamariam Wel, 10/02/2015 Norway ሃገሩ ገዲፉ ተሰዲዱ ምስ ጸገሞ ናነብዐ ከይፈተወ ደም እናጠዓሞ እግሩ ዝመርሖ ዘይብሉ ዝዓደሞ ሃጽ ኢሉ ከደ መሬት ዓዱ ናሰ.ዓሞ   ዕድሉ ክርኢ ከም የሕዋቱ ስደት ኮይና ዕጫ ብጽሒቱ ብህግደፍ ካብ ዝሳቐ ብሂወቱ ዘብሎ ጠፊኡዎ ኣበይሞ ክኣቱ ዓዲ ጓና መሪጹ ዋላ ንሕልፈቱ   በዞም መንእሰይ መን ዘይሓዘነ ብዘይካ ህግደፋዊ ዒባታት

READ MORE

ሃለዋት   ፍሥሓየ መብራህቱ © Copyright 2003   ለይትን መዓልትን እህህታ ካብ ሓው ወድ’ኖ ስቅቕታ ምስ ጓልኖ ሕሜታ ምስ ዓርኪ ጠለም ሕንሕንታ እዚ “ኢለካሎኹ!” ስምዓታ ሕይወትና ተነፊጋ ሩፍታ ካብ ገጽና ሃዲሙ ፈገግታ ካብ ኣስናንና ርሒቑ ፍሽክታ ኣእዛን ግን ጸሚመን ብናይ ጠላዕ ወኻዕታ።   ዘለናዮ ሃለዋት እንተኾነኳ ምሰ’ኅዋት እንተ ጠዓመ’ውን ከም ገዓት ምዃኑዶ ተሪፉ መዓት ወግሐ ጸብሐ ሓዲሽ ለዓት ሕቖና ዝሰብር መንድዓት ሕልፈትዶ ክንብሎ ምጻት ኣድኅነና ፈጣሪ ካብዛ ሕማቕ

READ MORE

ኣብዚ አዋን’ዚ ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብጠቅላላ  ዕድመኡ ንመርዓ፡ ንካልኣይ ደረጃ ትምህርትን  ስድራቤት ንምሕጋዝ ን ዝበጽሐ ኤርትራዊ መንእሰይ  ድማ ብፍላይ፡ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ተሰናኺሉ ዕጫኡ ንግዱድ ዕስክርና፡ ስደትን ሕሰም መነባብሮን ኮይኑ’ሎ ።  እቲ ኣዝዩ ዘሕዝን ግን፡ ኣብ ጎደናታት ኣስመራ፡ ኤርትራውያን ኣብ ገዛእ መሬቶም ጓኖት እቶም  ብስም

READ MORE

ማሕነቆ ቃልሲ ንለውጢ መንእሰያት ስደተኛታት ኤርትራ (መንእሰይ ሮቤል እምባየ ኣባል ኤስደለ ኣብ ዘቕረቦ መግለጺ መጠናኸሪ ጽሑፍ)   ለውጢ ብዘይተሳትፎ መንእሰያት ኣይሰምርን ‘ዩ። ተራ መንእሰያት እቲ ዝለዓለ ቦታ ዝሕዝ ‘ዩ።  ኢሳይያስ ካብ ዝነቕሓሎም እቲ ቀዳማይ ነገር ናይ መንእሰያት ደላይ ለውጢ ምዃንን ነዚ ኣተሓሳስባ ምድሃኽን ‘ዩ። ኣባል ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ

READ MORE

ብጉዳይ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዝቖመት መርማሪት ኮሚሽን ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዘካየደቶ ዑደት ብዓወት ተዛዚሙ ለንደን (04.02.2015)፡ ልዕሊ 100 ዝኾኑ ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓባይ ብሪጣንያ ነታ ካብ 23 ክሳብ 31 ጥሪ ኣብ ዓባይ ብሪጣያ ናይ መርመራ ዑደት ዘካየደት ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ኩነታት ሰብኣዊ

READ MORE

06 ለካቲት 2015 ውዑይ ዜና ካብ ስዑዲ ዓረብ፣   ትማሊ 05 ለካቲት 2015 ዓ/ም ትሸዓተ (9ተ) ወታደራት ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ናብ ጎረቤት ሃገር ዝኾነት ስዑዲ ዓረብ ማለት! ምምሕዳር ጀዛን ዑቕባ ከም ዝሓተቱ ካብ ስዑዲ ዓረብ ዝመጹና እሙናት ምንጭታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ - ሕድሪ

READ MORE

Zekarias Ginbot February 3, 2015   ……..in Part I, I described how the aspirations of the Eritrean people have been dashed by PFDJ over the last 20 years and how the national service has ended up becoming a modern day slavery. In Part II, I continued to reflect

READ MORE

ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ሓጺር ጸብጻብ ውዕሎ 3ይ መዓልቲ                ውዕሎ ሳልሳይ መዓልቲ የካቲት 3, 2015 ኣብ ኤርትራ ከጋጥሙ ዝኽእሉ ሰናርዮታት፣ ረቡዕ የካቲት 3, 2015 ሰሚናር ኤስደለ፣ ትማሊ ዘይደምደሞ ናይ ከጋጥሙ ዝኽእሉ ሰናርዮታት ዝብል ኣርእስቲ ተመሊሱ ዘትይሎም 1ይ. ንኢሰያስ ኣልዩ ገለ ዘይመሰረታዊ ለውጥታት ቀይሩ እቲ ስርዓት ከምዘለዎ ምቕጻል 2ይ. ከምብዙሕነትና ደረጃ

READ MORE

አብ መጀመርያ ሰሙን ወርሒ ጥሪ 2015 አብ ዞባ ጋሽ ባርካ፣ ከተማ ባረንቱ፣ ንሓለፍቲ ዞባን ንኡስ ዞባን ብኣልአሚን መሓመድ ስዒድን ብዘምህረት የውሃንስን ተኻይዱ። ኣብዚ ኣኼባ 'ዚ ናይ 14 ን/ዞባታትን ሓለፍቲ ዞባ ጋሽ ባርካን ተሳቲፎም። ሕመረት ናይቲ ብኣልኣሚን ዝተመርሐ ኣኼባ፣ ብዛዕባ መደባት ከምኡ 'ውን ጎስጓስ ኣብ ህዝቢ ንምክያድን ዘኽእል ናይ ስራሕ መምርሒ

READ MORE