Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መልቀስ ንዝኽሪ ላምባዱስ!!!!!!!!!! ወየ!!!!ወየ!!!!ወየ!!! ኢለ ክዝክሮ ዘይተርኽቦ ደበሳ!!! ክንዝክሮ ዝመረረ!!!ሓዘን ላምባዱስ ዝኸበደ ሓዘን ዘይብሉ ደበሳ ወዲ ኮነ  ጓላ ክንደይ ተረሚሳ ወላዲት መናእሰይ ከብዳ ተሓሚሳ ኮይናዶ ተርፈት ሃገርና ዘይብላ ዝደበሳ።   ክንደይ ይመርርር መዓንጣኻ ዘሕረረ ገሪሙኒ ኣነስ ሓዚነ ሓሪረ ብሓደ እዋንዶ እዚኹለ መረረ ዓለም ሓዚና መዕንጣኣ ተኾምተረ ሕልፈት ኤርትራ ኣብ ዓለም ተነግረ መንሞ ተሪፉ ሓዚኑ ዘይዘረ።   ኣብ ቦስተንን! ኣብ ኣትላንታን!!! ሓደረ ክወቕዑ ከበሮ ክንደይ

READ MORE

https://www.youtube.com/watch?v=LOc3Eagf5XI&feature=youtu.be ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብ እኩባት ደሴታት ዳህላክ ሰልስተ ዴሴታት ንኢራን ኣካርዩዋ ከምዘሎ ኢራን ከኣ መዐለሚ ናይቶም ኣል-ሑቲ ዝብሃሉ ሽዓውያን ተቓወምቲ ትጥቀመለን ከምዘላ ዶክተር ዓብደላ ዝተባህለ ውሩይ ጋዜጠኛን ተንታኒ ፖለቲካን ምስ ሓንቲ ናይ ዓረብ ቴለቭዥን ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠየቕ ሓቢሩ ። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ 126 ካብ ዝኾና እኩባት

READ MORE

Eritrea has rented 3 of its 126 islands to Iran says Dr. Abdallah, a famous journalist and political analyst in an interview with a local TV Station.   According to Dr. Abdallah, Iran's Republican Guard are training the Yemeni-Shiite armed rebel group Al-Houthis in three of the rented

READ MORE

ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ መፋርቕ ሱሳታት ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተጸምቢሩ ንናጽነት ኤርትራ ዝተቓለሰ ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ መበል 70 ዓመቱ ዝሓለፈ ረቡዕ ኣብ ካርቱም ኣብ ሆስፒታል ዓሪፉ።   ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ ዒራቕ ብሕጊ ድሕሪ ምምራቑ ኣብ

READ MORE

ሓቛፊት ደርሆ'ኳ !   'ኣታ ሓዞ! ሓዞ'ንዶታ!' 'ኣልግስ ፈንወኒ ኣይትሓዘኒ!' 'ኣንታ ቀስ'ንዶ በል! ደሓንዲኻ!?' 'ከሊየኒ ያኣኸ! ከሪአካ'የ ስራሕካ ኣታ ሓሳዊ! ኣሕዋትና ብሰንክኹም ይጠፍኡ ኣለዉ!' ብምባል፡ ዋዕዋዕ ክብሉ ምስ ሰማዕናዮም ኢና ኣነን ናስር ዓርከይን ብስንባደ ካብቲ ተቐሚጥናሉ ዝነበርና ሰድያ ተንሲእና፡ ብጉያ ተጸንቢርናዮም። ሓደ ወዲ ሓዝሓዝ ዝብሉዎ መንእሰይ፡ ንሓደ ኣቦ መንበር ሽማግለ

READ MORE

                                           ሻድሻይ ክፋል                        ኤርትራ ንኤርትራውያን ! ንመን ድኣ….? ሓሙሽተ ክፋላት ጽሑፍ ኤርትራ ንኤርትራውያን ንመን ድኣ…? ከም መእተዊ ናብቲ ቀንዲ ዛዕባናን ገለ ገለ እዋናውያን ጉዳያትን ዘጠቓለለ ኢዩ ነይሩ፡፡ ማዕረ እቶም ብወገነይ ዝቐረቡ መእተውን መረዳድእን ሓሳባት፡ ብብዙሓት ነበብቲ እዚ ጽሑፍ ዝቐረበ ርእይቶን ነቐፌታን ምኽርን እውን ጽሑፈይ ዕሙቀትን ስፍሓትን

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ብድፍኢትን ተጽዕኖን ገዳማት ኤርትራ፥ ነቶም ወኪላቱን መጋበርያታቱን ገይሩ ኣብ ቤት ጽሕፈት ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ዘጽንሖም ክልተ ካድራት  ዮፍታሄ ድሜትሮስን ሃብቶም ርእሶምን ካብ ሎሚ ጥቅምቲ 9, 2014 ካብ ስራሕ ኣባሪርዎም። እዞም ምሕረትን ሓልዮትን ዘይብሎም ኣዛብእ፥ ሞባእ ቤተ ክርስቲያን እናሸምጠጡ፥ ቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ መሕብኢ ጎሓሉን ካድራት

READ MORE

ትማሊ ሰንበት 6 ጥቅምቲ ልዕሊ 80 እሱራት ካብ ቤትማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ብምምላጥ ተሰዊሮም። እቶም ናብ ከባቢ ጻዕዳ ክርስትያን ከምዝሃደሙ ዝተረድኡ ሓለዋ ቤትማእሰርቲ ነቶም እሱራት ከርክቡ ናብ ጻዕዳ ክርስትያን ኳ እንተኸዱ ህዝቢ 'ቲ ዓዲ ድሮ ሓቢኡዎም ስለዝጸንሐ ክረኽቡዎም ኣይከኣሉን። እቶም ወተሃደራት ንዘዝረኸቡዎ ሰብ ክሓቱን ከሰራጥዩን ዝረኣየ ተገሪሁ ዝጸንሐ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ብግዴታ ብረት ኣትሒዙ ህዝባዊ ስራዊት ኢሉ ካብ ዝሰርዖም ሲቪል ነቶም ትሕቲ ሓምሳ ንታዕሊም ክብገሱ ዘመሓላለፎ ትእዛዝ ተቓውሞ የጋጥሞ ምህላዉ ምንጭታት ሓቢሮም። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝገበሮ ናይ ታሪፍ ለውጢ ንህዝቢ ኣሰንቢዱዎ ምህላዉ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ብግዴታ ብረት ኣዕጢቑ ህዝባዊ ስራዊት ኢሉ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ፥ ምሉእ ብምሉእ ምቁጽጻሩ ክጥዕሞ፥ ኣብቲ ቤተ ክርስቲያን ከምድላየይ ክዕንድር ይዕንቅፉኒ እዮም ንዝበሎም፥ ምሁራትን ለባማትን ደቂ እታ ቤተ ክርስቲያን  ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ፥ እንኮ ናይ ስነ መለኮት ምሁር ኣቡነ መቃርዮስ፥ ናይ ታሪኽ ገዳማትን ታሪኽ ኤርትራን ፈላጥ መምህር ተወልደብርሃን ዓምደመስቀል፥ ናይ ትርጓሜ መጻሕፍቲ መምህር መጋቤ ምሥጢር

READ MORE

ዝክሪ ንግዳያት ላምፐዱሳ   ኣብ በሊንዞና ካንቶን ትችኖ ወይ ሉጋኖ ከባቢኣን    ሃገር ስዊዘርላንድ ንዝክሪ ብ03.10.2013 ግዳያት የሕዋትና ኣብ ላምፐዱሳ ዝኮኑ ናይ ቦክሪ ዓመት ብዕለት 03-10-2014 ኣብ ከተማ በሊንዞና ካንቶን ትችኖ ወይ ሉጋኖን ከባቢኣን ሃገር ስዊዘርላንድ ፣ካብ ሰዓት 17.30 – 20.30 ናይ ምሸት፣ ምስ ዝተፈላለዩ ሕብረተሰብ

READ MORE

ኣብ ቦስቶንን ከባብን ዓመተ-ዝኽሪ ግዳያት ላምፓዱሳ ብውዕዉዕ መንፈስ ንቐጻሊ ቃልሲ ከቢሩ! 3 ሕዳር፡ 2014      እቲ መቐጸልታ ተደራራቢ ጥፍኣታት ዝኾነ፡ ናይ ልዕሊ 360 ህይወት ኤርትራውያን ኣቦታትን ኣደታትን፡ መንእሰያትን ቈልዑትን ዝቐዘፈ፡ ሓደጋ ላምፓዱሳ እነሆ በዚ ዕለትዚ ዓመቱ ረጊጹ። እቲ ፋሺስታዊ ስርዓት ህግደፍ ጠንቂ ጥፍኣቶም ምዃኑ ንምኽሓድ ብድንቍርናኡ ከይሓፈረ ``ዘይሕጋውያን

READ MORE

ቀዳማይ ዓመት ናይቲ 368 ኤርትራውያን ዘህለቐ ኣሰቃቒ ሓደጋ ባሕሪ ላምፐዱዛ ሎሚ 3 ጥቅምቲ፣ ገለ ካብቲ ሓደጋ ዝደሓኑ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ቤተሰብ ግዳያትን ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣጋጣሚ ኣብ ላምፐዱዛ ተዘኪሩ። ኣብቲ ዝኽሪ ዝተሳተፉ ቤተሰብ ግዳያትን ተሓጋገዝቲ ስድተኛታትን ብዝሃቡና ሓበሬታ መሰረት፣ ቅድሚ ቀትሪ ላዕለዎት ሰበስልጣን ዓዲ ጥልያንን ሕብረት ኤውሮጳን ኣብ

READ MORE

ተዝካር ንኡስ ወለዶ፡- በዅሪ ዓመት ኅልቀት ላምፐዱሳ ብፍሥሐየ መብራህቱ ኣሲረ ኣሰርኩም ኣምሪሑ ናብ ማእሰርቲ ተጎተት ተስሓብ  እንስሳ ማሕረድቲ ሓሳረ መከራ ተጎሊትኩም ርስቲ ዕድል ድዩ መርገም ታሪኽኩም ትንግሪቲ ደም ኪፈስስ ንቡርዩ ብእሾኽ ዕንቅፍቲ ሓሞት ምስዚፈስስ መዓንጣ ብልዕቲ ሱር ነቀል ህላዌ ጥፍኣት’ዩ መቕዘፍቲ ሃገር ፍለጡለይ መኅደር ዝብኢ በዓቲ? እምሮ ከይቀሰነ እነይረግእ ልቢ ልቢ ከይረግአዶ’ሞ ከይቐውም እግሪ ዓራርቦ ይወፍር ቀለብ

READ MORE

ጋዜጣዊ መግለጺ ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግምባር - ዓዲ -ኢንግሊዝ   ዓሚ፣ ልክዕ ከምዛ ሎሚ፣ 360 ሬሳታት ኣሕዋትናን ደቅናን፣ ካብ ባሕሪ ተዘቊቑ ክወጽእ ተዓዚብና። እቲ ጠላም ስርዓት፡ ንስደትን ህልቂትን ኣቃሊዑዎም ክንሱ፣ ንመንነቶም ሓኺኹ “ ዘይሕጋውያን ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት” ዝብል ስም ኣጠሚቑዎም። መላእ ኤርትራዊ ግን “ጓኖት ኣይኮኑን፣ ኣሕዋትና ኢዮም!” ኢሉ፣ ዓው

READ MORE

https://www.youtube.com/watch?v=-c_M26dVd-k   ነቲ ብጥቅምቲ 2012 ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ኣሽሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝተኸታተሉዎ ሰሚናርን ዘተን ብምሉኡ ንምስማዕ ኣብዚ ቀጺሉ ዘሎ ሊንክ ጠውቑ https://www.youtube.com/watch?v=-qchzYqubQo#t=4645 https://www.youtube.com/watch?v=_5WAx3cj8QM  

READ MORE