Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓምሻይ ክፋል                       ኤርትራ ንኤርትራውያን! ንመን ድኣ….? ሓምሻይ ክፋል ተኸታታሊ ጽሑፍ ኤርትራ ንኤርትራውያን! ንመን ድኣ…? ኣብ ድሮ እቲ ጸሊም ናይ ታሪኽ መዝገብ፡ ድሮ 18 መስከረም የዳልዎን ይዝርግሖን ብምህላወይ፡ ነቲ ዕለት ዝያዳ ከድህበሉ ክግደድ እየ፡፡ ስለ ዝኾነ ነቶም ሃዋርያ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝኾኑ ሓርበኛታት መራሕቲ ገድሊ ኤርትራን ልሳን እቲ

READ MORE

መስከረም!   መስከረም፡ እዚ *ደማሒዶ በዲሉኪ     *መላኺዶ ጻዕዳን ጸሊምን ታሪኽ ኣሕቊፉኪ ድምጺ ህዝቢ ክትዓብሲ ጌሩኪ እንታይ'ሞ ክትገብሪ ህግደፍ ፈሪዱኪ!   ኣይተዓጽዋን ግና እተን ድምጺ ህዝቢ ኒን ይብሎኦ ኣለዋ ንህግደፍ ከም ንህቢ፡ ብኣንጻሩ እኳደኣ ከም ሽቶል በሊሐን ድምጺ ናይ ውጹዓት ብዓውታ ኣቃሊሐን!   እዚ ዓዋን *ባልዋ ፍጹም ዘየስተውዕል   *ኣርሓ መፍለስ ካብ ዓራግ ዘይወጸ ካብ በረኻ ሳሕል ድምጽና ዓቢሱ ህዝቢ ንኸታልል ተኽሊ

READ MORE

250 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ ከባቢ ሊብያ፣ 500 ድማ ኣብ ከባቢ ማልታ ጥሒሎም ዝብል ስግኣት ኣሎ። ሓንቲ ጃልባ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ብምጥሓላ ኣማኢት ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ይግለጽ ኣሎ። ብመሰረት ሓበሬታ ሰበ ስልጣን ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ካብታ 250 ስደተኛታት ጽዒና ዝነበረት ጃልባ 26 ሰባት ጥራሕ ኢዮም

READ MORE

መልቀስ ድሓን ኩን !!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ኣብራሃም ገብረ ገርግስ (M.I.T) ወየ!!!!ወየ!!!!!ወየ!!!! ኣነ!!!!!ወየ!!!ኣነ!!!!!! መርድእ በጺሑና ብጸላም ብለይቲ ካብ ንዩዮርኪ ያኢ!! ተላእከ! መልእኽቲ ማኣዉይቲ ተላኢኹ ገስጊሱ ብለይቲ ንኹሊ ፈታዊ ክንገር ብትዕግስቲ ዓቢ ሰብ ሞይቱ!! ልዑል ካብ ዓበይቲ!! ዘይመዉት ሞይቱ!!! ሃገርከ! ትዝመቲ ኣንታ! ነይሮምንዶ!! ዝበዝሑ ጠለምቲ ዕድሚኦም ክነውሕ! ንሃገርና! መጽነቲ።   ወየ!!!!!ወየ!!!!ወየ!!! ኣነ!!!!ወየ!!!ኣነ!!!!! ወድያ ገብረ ገርግስ  ንኹሉ ዝሓልፎ!!!!! ወዲ ማይ ጻዕዳ!! ወዲ ገዛ ገብራይ! ወዲ

READ MORE

ሓጺር ታሪኽ ህይወት ሓው ኣብርሃም ገብረጊዮርጊስ (MIT)! *ስፊሕ ኣእምሮ፡ ሕያዋይ ወላዲ፡ እሙን ዓርኪ፡ ጽኑዕ መትከል!* ሓው ኣብርሃም ካብ ወላዲኡ ነፍስሄር ኣቶ ገብረጊዮርጊስ ገብረዮሃንስን ካብ ወላዲቱ ነፍሰሄር ወ/ሮ ሰበነ ካሕሳይን  ብ 7 ሓምለ፡ 1949 ኣብ ዓዲ ዃላ ተወሊዱ። ምንም`ኳ ወለዲ ኣብ  ኣስመራ/ኣብ ዕዳጋ ዓርቢ ይቕመጡ እንተ ነበሩ፡ በቲ ኣብቲ

READ MORE

ደቀይ ተንስኡ'ባ!?   እዚ ህዝብስ  ደሓን፡ ፈሪሁ ርዒዱ ምልኪ ከየሕቕቖ ኣብ *ካፍሮት ቀፊዱ   *ንእሽቶ ጉድጓድ ሕማቕ እናረኣየ ይደፍኦ ክሳዱ፡ ንኣይ ግን ኣስመራ እንታይ ኣፍሪሁኒ ዓገብ እንተ በልኩ ሰላም ክህበኒ ካብዚ ንላዕሊሲ እንታይ ከይመጸኒ!?   ዘዝወለድኩዎም እናተመንጠልኩ ኣብ ስቓይ ክነብር ወትሩ እናነባዕኩ ክሳዕ መዓስ ሓዘን እፎይ እንከይበልኩ፡ ይኣኽለኒ ሎምስ ሓዘነይ ይደበስ ምልኪ ተነቒሉ ራህዋን ፍትሕን ይንገስ!  ኢላ ጀሚራ ኣላ

READ MORE

ስዊደናዊ-ኤርትራዊ ምሕዝነት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት መጀመርያ ዓመት ዝኽሪ ግዳያት ላምፐዱሳ 365 ዝኾኑ ኤርትራውያን ዓሚ ወርሒ ጥቅምቲ 2013 ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሕይወቶም ዝሰኣኑ ንምዝካርን፣ ነቲ ቀጻሊ ስደተኛታት ኤርትራውያን ዝጓነፎም ዘሎ ስቅያትን ሞትን ኣብ ስደቶም ኣህጉራዊ ማሕበረ ሰብ ኣቃልቦን ክከላኸሎን ምሕጽንታ ንምቅራብ ንኹሉኹም ኤርትራውያንን ዘኤርትራውያንን ምሳና ከተምስዩ

READ MORE

ዕግርግር ኣብ ሳዋ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብቲ ዝተጸበዮ ንታሕቲ ብትሑት ቁጽሪ ዝወረዱ ኣባላት መበል 27 መበል 28 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ መደበር ታዕሊም ሳዋ ድሕሪ ምእታውም ኣብ ሳዋ ዕግርግር ተኸሲቱ 'ሎ። ነቶም ኣብ መበል 26 ዙርያ ካብቲ ኣክዳምያዊ ፈተና ዝተረፉ ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ ብእግሮም ናብቲ ምልካዊ ስርዓት

READ MORE

18 ባሕረኛታት ኤርትራ፣ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሖም ብሓንቲ ጃልባ የመን ድሕሪ ምስጋር ኣብ’ታ ሃገር ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ በኸምዚ ዝኣመሰለ ጥርኑፍ ኣገባብ ናብ የመን ኮነ ስዑዲ ዓረብ ኢዶም ክህቡ ሎሚ ናይ መጀመርያ ኣይኮነን። ብዘይካ ‘ቶም በብወርሑ መሳርዕ ሓይልታት ምክልኻል ራሕሪሖም ናብ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብዚ ቐረባ መዓልታት ጀሚሩ መውጽኢ ቪዛ ምሃብ ደው ኣቢሉዎ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ምንጭታት እቲ ስጉምቲ ስለምንታይ ከምዝተወስደ ቁርጺ ምኽንያት 'ኳ እንተዘይሃቡሉ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ክፋላት ሕብረተሰብና እናዓበየ ምስ ዝመጽእ ዘሎ መንጸግቲ መምርሒታት ናይቲ ስርዓት ዝተኣሳሰረ ክኸውን ከምዝእል ኣሚቶም። ብመሰረት ሓበሬታኦም፣ እቶም ኣብ

READ MORE

                                       ራብዓይ ክፋል                  ኤርትራ ንኤርትራውያን! ንመን ድኣ…? ሰለስቲኡ ክፋል ናይዚ ዘልዓልኩዎ እዋናዊ ዛዕባና ላዕሊ ላዕሉ እምበር፡ ነቲ ምትኳስ ዘድልዮ ጡጥ ኢሉ ዝሓበጠ ቁስልና ኣይተናኸፍክዎን፡፡ እዚ ጽሑፍ ኣብ ማእከል መሬት ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኮይነ እየ ዝጽሕፎ ዘለኹ፡፡ ገለ ገለ ወሃብቲ ርእይቶ ኣብ ኢትዮጵያ ስለ ዘለኻ ኢኻ እምበር

READ MORE

ሓድነት መንእሰያት ኤርትራዉያን ንዲሞክራስያዊ ለዉጢ ዓባይ ማንቸስተር  ጽምብል ባሕቲ መስከረም ብዓቢ ድምቀት ተባዒሉ   ሓድነት መንእሰያት ኤርትራዉያን ንዲሞክራስያዊ ለዉጢ ዓባይ ማንቸስተር  ዝዳለዎ  ድሙቕ ጽምብል መበል 53 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ  ኣብ ከተማ ማንቸሰተር ተባዒሉ። እዚ ብዙሓት መንእሰያትን ኣቦታትን ኣዴታትን ደለይቲ ፍትሒ ዝተሳተፍዎ ብዓል ብዉዕውዕ መንፈስ  በቀዳም 06-09-2014

READ MORE

ህግደፍ ኣሕነቕኒቑ!   ኣብቲ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ መበል 53 ዓመት ሳህር (ባሕቲ) መስከረም፡ ኣብ ድሮ ባሕቲ መስከረም ብካድራት ህግደፍ ኣብ ሲነማ ሮማ ዝቐረበ ምርኢት፡ ሓንቲ መልቀስ ሞት ውሽማ ዝዓይነታ ሙዚቃዊት ድራማ ተዓዚበ። እወ፡ መዘምራን ህግደፍ፡ ነዛ 'ህግደፍ' እትብሃል መንጠሊና ካብ መጠን ንላዕሊ ከም ዝፈንፈኑዋን ከም ዝተጸየፉዋን፡ ብኣንጻሩ ድማ

READ MORE