Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስኒት ማሕበር ኤርትራውያን ካናዳውያን ደቀንስትዮ ብ16ነሓሰ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ብወግዒ ምስ ህዝቢ ተፋልጣ። ኣብቲ ነታ ማሕበር ምስ ህዝቢ ናይ ምልላይ ስነስርዓት ካብ ሮቸስተር (ኒውዮርክ)፣ ዊኒፔግ፣ ኦታዋ፣ ኪችነርን ካልኦት ከተማታትን ንሰዓታት ተጓዒዞም ዝተረኽቡ ግዱሳት ዜጋታት ዝተሳተፉ ክኾኑ እንከለዉ፣ ጽሓፊት ናይታ ማሕበር ወ/ሮ ኣበባ ኣብርሃ መደረ ኣስሚዓ። ኣቶ

READ MORE

ፈስቲቫል ዓዋሉ ፈሺሉ (1ይ ክፋል) ብወልደየሱስ ዓንደማርያም ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ በይ-ኤርያ፡ ምስ ተቓወምቲ ጥራይ ዘይኮነስ ምስ ተደናገጽቱን ደገፍቱን፡ ፈስቲቫሉ ኣበይ ከምዝግበር ንኸይፍለጥ ተጸጊሙ፡ ኣተሓባብእን ጭርጭር ዓበደን ክጻወት እዩ ዝቐነየ። ኣብ  መጨረሽትኡ ዝቐነዮ ሕፍረት ከይኣኽሎ፡ ካብኡ ዝገደደ ኣብ ፍሽለትን ክስራንን  እዩ ደምዲሙ። ንዓና ንደለይቲ ፍትሒ ግና፡ ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ  በይ-ኤርያ

READ MORE

ኤርትራዊ ኣትሌት ንጉሰ ኣምለሶም፣ ትማሊ ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተኻየደ ናይ 10 ሽሕ ሜትሮ ናይ ሻምፕዮናት ቅድድም ኣፍሪቃ ወርቂ ማዳልያ ብምሽላም ታሪኽ ሰሪሑ። ንጉሰ ንሞሮኮኣዊ ሻምፕዮን ምስጦፋ ኣልዓዚዝ፣ ንኬንያዊ ተሸላሚ ጁንየር ሻምፕዮንና ዓለም 2008 ከምኡ ‘ውን ተሸላሚ ብሩር ናይቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ግላስጎ ዝተኻየድ ጸወታታት ሓባራዊ

READ MORE

ድሕሪ ቦሎኛ'ኸ ናበይ? ሕጂኸ እንታይ ክንገብር ከም ዘለና እንዳተሓበርና፣ እንታይ ኢና ክንገብር ኢልና ክንሓትት ዲና? ኣብ'ዚ ግዜ'ዚ ንህዝቢ ኤርትራ ተጋሂዱሉ ከምዘሎ፡ ኢሰያስ ኣፍወርቂ ኣብ'ዚ ዝሓላፈ 40 ዓመታት ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ሃገርናን ዝፈጸሞ ገበናት ጸብጺብካ ዝውዳእ ኣይኮነን። ንሱ ጸላኢ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ምዃኑ ኣዳዕዲዕና ካብ ዝፈለጥናሉ ግዜ ንድሓር

READ MORE

መደበሩ ኣብ ዱባይ ኮይኑ ከም ሓላፊ ዕድጊ ክሰርሕ ዝጸንሐ የማናይ ኢድ ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ (ሓጎስ ክሻ) ኣቶ መሓሪ ወልደስላሰ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሑ ናብ ኣመሪካ ከምዝኸደ ምንጭታት ሓቢሮም። ኣቶ መሓሪ ካብ ኤርትራ ዝተዓደነ ወርቂ ዝርከቦም ጸጋታት ንወጻኢ ዝሸይጥ፣ ናብ ውሽጢ ሃገር ክኣቱ ዝድለ ንብረት ካብ

READ MORE

  ህዝብና ኣብ ባሕሪ ይጥሕል ሕግደፋዊ ተሓጒሱ ይዘልል Tesfamariame W/giorgis 17/08/2014 Oslo Norway ህግደፋውያን ተማዒዶም ዘይሰምዑ መርከብ ኣብ ባሕሪ ጥሒላ ተሰምዑ ንሓዘን ናብ ደስታ ቀይሮም ዝስዕስዑ ዎኖም ዝልዓሎም ህዝቦም እናጠፍኡ   ህግደፍ ተንኮለኛ ኣርዮስ ተካል ግብሪ ኣብ ክልተ ደምበ ገሚዑና ኣትዩናቁሪ ሓደ ወገን ተባዕ ብህዝቡ ተስቆርቋሪ ትሓደ ወገን ድማ ፈሽኳል መቀባጠሪ   ኣቲ ወርቂ ሕልማ ደረቕ ኣቻዮ ማህጸና ድህልቲ ውቃቤ ጋኒን

READ MORE

ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ትሪቡሊ፣ ኣብዚ ሰዓት’ዚ ውግእ ሕድሕድ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ቦታ ኣስታት 700 ኣብ ቤትማእሰርቲ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ብኹሉ ኩርናዓት ብውግእ ተኸቢቦም፣ ህይወቶም ንምድሓን ናብ ዘብሉዎ ጠፊኡዎም ኣብ ከቢድ ራዕዲ ይርከቡ ከምዘለዉ ኣብቲ መዋጥር ዝርከቡ መሳኪን ኤርትራውያን ግዳያት ብቴለፎን ኣብ ዝሃቡና ሓበሬታ ኣፍሊጦም። ንሳቶም ልዕሊ

READ MORE

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/08/Bay_area_Article-Aug.pdf"]   Richmond, Mayor Gail McLaughline ድሓር ብኣካል ኣኼባና ንደሞክራስያዊ ቃልስናን ንማሕበርናን ናይ ደገፍ ደብዳቤ አስዒባ ሊኢኻትልና (ቕዳሕጥብቆተመልከት)። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/08/Letter-From-The-Mayor-Tigrigna.pdf"] [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/08/Letter-to-BA-EDC-from-Mayor-McLaughlin.pdf"] [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/08/Auditorium-Proposed-Policy-on-Human-Rights.pdf"]

READ MORE

እዚ ጽሑፍ እዚ ኣብ ዞባ ቴለማርክ ኣብ ከተማ ሽየንን ከባቢኣን (ኖርወይ) ብጕልባብ ማሕበረሰብ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐስ ጕኦይትኦም ዝተባህለ ወይጦ ህግደፍ ዝምልከት እዩ። ጎይትኦም፡ ንሓያሎ ዓመታት ኣብ ስዑዲ ንህግደፍ ከገልግል ድሕሪ ምጽናሕ ቅድሚ ሸውዓተ ዓመት ኣቢሉ ናብ ኖርወይ መጺኡ። ካብ ሽዑ ኣትሒዙ ድማ ብዘተፈላለየ መልክዕ መጋበርያ

READ MORE

ሬሳ ከይትቐብር *በድኒ ናይ ሃገርካ         *ካብ ዝመውት ነዊሕ ዝገበረ ሬሳ ኣብ ስደት ክትመውት ካብ ፌራ ሃዲምካ ኣንታ ሓዊ ስውእ ናጽነት ዘምጻእካ ኣንታ ወዲ ስውእ'ወ ዶባትካ ዘውሓስካ *ንዘላሚ ስርዓት ብበትሩ ቀጺዕካ              *ንረጋጺ፡ ንጨቋኒ ታሪኽ ዘይትደግም ቅያ ኣያታትካ!   ሕድሪ ስውኣትና ቃልካ ከይትፍጽም ጸላም ተጎልቢብካ ካብ ሬሳ ክትሃድም ክሳዕ መዓስ ኢኻ ብስደት ክትሓልም ተበራበር'ንዶ ስቓይና ከኽትም!   እቲ ኣብ *ዙይን ዘሎ

READ MORE