Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ሰያትል ዝርከቡ ደለይቲ ፍትሒ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ን 16 ነሓሰ ኣብ ካሊፎርንያ ከካይዶ መዲቡዎ ዘሎ ፈንጠዝያ ፈስቲቫል ንምፍሻል ኣብ ጎድኒ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ተሰሊፎም ክውዕሉ ይሻባሸቡ ከምዘለዉ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ ኣባላት ቦርድ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንፍትሕን ደሞክራስን ሰያትል ኣብ ዝገበሩዎ ኣኼባ፣

READ MORE

መጠንቐቕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ስደተኛ ተደናጋጺ ህ.ግ.ደ.ፍ ብሰንኪ ክቱር ፍርሒ፡ ፍሉይ ረብሓ ወይውን ምሒር የዋህነት ምስ ህ.ግ.ደ.ፍ ትደናገጹ ዘለኹም፡ ኣብ ሕ.መ.ኣ፡ ካናዳ፡ ኤውሮጳ፡ አወስትራልያን ማእከላይ ምብራቕን ትነብሩ ዘለኹም ስደተኛታት ኤርትራውያን ኩሉኹም። እዚ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲትኩም መሰል ናይ መስርሒ ፍቓድ፡ መንበሪ ፍቓድ፡ ዜግነት፡ መንግስታዊ  ደገፍ (ሓገዝ ናይ መግቢ፡

READ MORE

መልሲ ንሕቶታት ኣንበብቲ፡ ቁጽሪ ሽዱሽተ፥   ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣንበብቲ፡ ብመጀመርያ ሰላምታይ ብምቕዳም፡ ንሎሚውን ከምቲ ልሙድ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ ዘቕረብኩሙለይ ሕቶታት ንኽምልስ፡ በዛ ቀጺላ እትቐርብ ኣገዳሲት መልእኽቲ ሓውና ጸሃየ ኣቢለ ክሓልፍ ፍቐዱለይ?   “There is no doubt that language is not just a communication tool. It is more than that.

READ MORE

ኣብ ሊብያ ምስራታ ኣብ ዝተባህለ ቤትማእሰርቲ ተኣሲሮም ካብ ዝርከቡ ልዕሊ 650 ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ተተኮስቲ ናብ መካይን ክጽዕኑ ዝተገደዱ ደቂ ተባዕትዮ ብዝተፈንጀሮም ቦምባ ከቢድ ብረት ይኹን ነታጕ ዛጊት ዘይተረጋገጸ ተተኳሲ 7 ክውግኡ ከለዉ፣ ዝሞቱ ክህልዉ ከምዝኽእሉ፣ ነቶም ቁሱላት ደቂ ተባዕትዮ ብዓይነን ዝረኣያ እሱራት ደቀንስትዮ ምስ ድምጺ

READ MORE

ግፋ ባኒ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ኣስመራ፣ ሹቕ፣ ከባቢ እንዳደርሁ፣ ወተሃደራት ከተማ ብምውፋር፣ ኣብ ጽርግያ ንዝሽየጥ ዝነበረ ባኒ፣ ክገፍፍ ውዒሉ። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ባኒ ብመቝነን ከም ዝሽየጥ ስለዝገብሮ፣ ስድራቤታት ከኣ እቲ ብዓቐን ዝወሃበን ባኒ ስለዘይኣኽለን እየን ካብቲ ናይ ጽርግያ ክገዝኣ ዝግደዳ ዘለዋ። ኣብዚ እዋን’ዚ ንሓደ ኩንታል

READ MORE

ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፣ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ጭፍርኡን ንጥፍኣትካ ተዓጢቖም ከምዘለዉ ክሳብ ሕጂ ኣይተገንዘብካዮን ኣይንብልን። እቲ ኣመና ዝእግም ነገርስ፣ ጸላኢኻ ንጥፍኣትካ ክዕጠቕ ከሎ፣ ንድሕነትካ ዘይምዕጣቕካ እዩ። ከምቲ ካብ ቃላት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ደጋጊምካ ዝሰማዕካዮ፣ ነቶም ወርሓዊ ክልተ ሽሕ ንሱዳን፣ ክልተ ሽሕ ንኢትዮጵያ፣ ካብኡ ብዝወሓደ ቁጽሪ ኸኣ ንጅቡትን

READ MORE

 AFP/  DONGOLA (Sudan)  - Hundreds of exhausted illegal migrants reached the safety of a northern Sudanese town Saturday after 10 people died when human traffickers abandoned them in the desert. A convoy of trucks escorted by armed security forces delivered the migrants to Dongola after a journey of hundreds

READ MORE

UPDATE: ብዛዕባ ‘ታ ብ 28 ሰነ 2014 ካብ ሊብያ ምስ ተበገሰት ደሃይ ኣጥፊኣ ዘላ ጃልባ። ኣብ’ዚ ሳልስቲ፣ መርድእ ናይ ሓደ ካብቶም ኣብ ሊስታ ደሃይ ዘጥፍኡ ኤርትራውያን፣ ተመዝጊቡ ዝነበረ ሓምደ ዩኤል ከም ኣሰር ናይታ ካብ 28 ሰነ ኣትሒዛ ደሃይ ኣጥፊኣ ዝወረሐት፣ ኣፈናዊ ሓበሬታ ሂብናኩም ኔርና። እንተኾነ፣ ሓምደ

READ MORE

ትማሊ ሰኑይ ካብ ዓዲ ዃላ ናብ ሳዋ ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃን መበል 28 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎትን ሒዛ ትጓዓዝ ዝነበረት ኣውቶቡስ ኣብ ከረን ሕልፍ ኢላ ኣብ ጸድፊ ጥንቁልሓስ ከቢድ ሓደጋ ኣጋጢሙዋ፣ 25 ቆልዑ ብኣሰቃቒ ኩነታት ከምዝተቐዝፉ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ብዙሓት ብኸቢድ ዝቖሰሉ ውን ስለዘለዉ ቁጽሪ ናይቶም ምዉታት

READ MORE

ብዛዕባ ክብረትን ሕስረትን ኣኽብሮተ ካልኦት ካብ ነፍሰ ክብረት ይብገስ። እቲ ነፍሱ ዘየኽብር ንካልኦት’ውን ኣየኽብርን። እቲ ንካልኦት ዘየኽብር ድማ ኣብ መጠረስትኡ ነፍሱ የሕስር። “ምሳኻ ምንትራኽ ትሕቲ ክብረተይ’ዩ!” - እዚ እቲ ንርእሳቶም ኣብ ረሳሕ ጭቃ ቋንቋን ሕልናን ተግባርን ወዲቖም ንዓና’ውን ናብ’ቲ ዝወደቑዎ  ጭቃ ክጎሱና ንዝጽዕሩ ሕሱራት፡ ምስ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ካብ ዙባ ደቡብ ካብ ያታዊ መነባብሮኦም ኣመዛቢሉ ኣብ ከባቢ ሓጋዝ፣ ቀምጨዋ ኣብ ዝብሃል ቦታ ከክልተ ሄክታር መሬት ሂቡ ክሓርሱ ኣዋፊሩዎም ዝጸንሐ ኤርትራውያን ዜጋታት፣ ብዓሶን ካልኦት ሕማማትን እናተወድኡ ብዘይ ዝኾነ ሓገዝ ጠንጢኑዎም ድሕሪ ምጽናሕ። ኣብዚ ቕንያት’ዚ፣ ውጺኢታዊ ስራሕ ኣይገበርኩምን ብዝብል ምስምስ፣ ነቲ መሬት ኣሕዲጉ፣

READ MORE

ሚኒስተር ነበር ሳልማ ንሓጺር ግዜ ኣብ ቀይዲ ድሕሪ ምእታዋ ተለቂቓ።   ሚኒስተር ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ዝነበረት፣ ሕጂ ደስኪላ ዘላ ወ/ሮ ሳልማ ሓሰን ኣብ ተሰነይ ዓዋተ ዝተባህለ ብኣቶ በሽር ዝውነን ሆቴል ኣብ ዝነበረትሉ ግዜ፣ እቲ ዝነበረትሉ ሆቴል ብሰራዊት ተኸቢቡ፣ ሳልማን ኣብቲ ቕንያት ዝተመርዓወ ወዱ ንዋና ሆቴልን፣ ኣውቲስታኣን ኣብ

READ MORE

TUSCALOOSA, Alabama – An Eritrean national was sentenced Wednesday to 10 years in federal prison, followed by likely deportation, for his conviction earlier this year for possession and intent to distribute about a pound of cocaine, federal authorities announced. Biniam Asghedom, 47, was sentenced by  U.S. District Judge L. Scott

READ MORE

Asian Pacific / Fly Olympic ዝተባህለ ምስ ግሪኽ ምትእስሳር ዘለዎ መንገዲ ኣየር ብምጥፋሹ ኣብዚ ቕንያት ካብ ዓዲ እንግሊዝ፣ ጀርመንን ሽወደንን ጥራይ ናብ ኤርትራ ክገብሮ መዲቡዎ ዝነበረ 12 በረራታት ስለዝሰረዘ፣ ሓያለ ንኽክምታዊ ዕረፍቲ ናብ ኤርትራ ትኬት ዘቝረጹ ኤርትራውያን መገሻ ከምዝተዘናበሎም፣ ገለ ስድራቤታት ካብ 4- 5 ሽሕ

READ MORE

ኣብ ሊብያ ኣብ መንጎ ምልሻታት ናይቲ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ውግእ ኣዝዩ ጻዕጺዑ ብምህላዉ፣ እቲ ብመንገዲ ሊብያ ዝካየድ፣ ኣሽሓት ኤርትራውያን ዘዘውትሩዎ ዘይሕጋዊ ጉዕዞ ስደተኛታት ካብ መጠን ንላዕሊ ሓደጋኛ ኮይኑ ከምዘሎ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ካብቲ ሃገር ሓቢሮም። ኣብ ከምዚ ኩነታት እቶም ብመሰጋገርቲ ተመሪሖም፣ ካብ ወግዓዊ ትካላት ይኹን ኣህጉራውያን

READ MORE

ብ27- 28 ሰነ ቁጽሮም ብልክዕ ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሒዛ ናብ ዓዲ ጥልያን ዝተበገሰት ጃልባ ክሳብ ሕጂ ደሃያ ኣይተረኽበን። ኣብ ሻቕሎት ንዘለዉ ስድራቤታት ጠቒስና፣ ኣሰር ናይዞም ኤርትራውያን ንምርካብ ብ26 ሓምለ ዝዘርጋሕናዮ ምሕጽንታ ‘ውን ፍረ ኣይተረኽቦን። ሰለ’ዚ ኣሰር ናይቶም ኤርትራውያን ኣሓትን ኣሕዋትን ንምፍካብ እንተሓገዘ፣ ኣብ ሽግር እንተለዉ ረዲኤት

READ MORE

                                          ካልኣይ ክፋል                   ኤርትራ ንኤርትራውያን! ንመን ድኣ..?     ካብቲ ዝመጻኒ ብዙሕ ርእይቶታት ገለ ምስቲ ኣነ ዝጽሕፎ ዘለኹ ሓሳብ ዘይሳነ ሕቖን ከብድን ኮይኑ እየ ረኺበዮ፡፡ ስለ ዝኾነ ነቶም ጽሑፈይ ምስ ሰሚት ቦለኛ ብምትእስሳር ናብ ካልእ ጫሌዳ መገዲ ከተትሕዝዎ ዝፈተንኩም፡ ኣይፋልኩምን እዚ ጽሑፍ ምስ ሰሚት ቦለኛ ዝኾነ ዘራኽብ

READ MORE