Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

  ሓውኻ ኣበይ ኣሎ፧ ሓውኻ ኣበይ ኣሎ፧ ክበሃል ከሎ መልኽዕ ናይ ሃይማኖትናን ባህልናን እምነትናን እዩ። ሓደ እዋን ሓሙሽተ ኣጸቢቆም ዝፋተዉ መንእሰያት ከም ኣጋጣሚ እቶም ሰለስተ ተዋህዶ ክኾኑ እንከለዉ፣ እቶም ክልተ ከኣ ካቶሊክ ኮይኖም ሳላ ናይ ክሕደት ትምህርቲ ናይ ሻዕብያ ኣብቲ ሃይማኖት ብዙሕ ተገዳስነት ዘይብሎም ዕርክነቶም ግን ካብ

READ MORE

እዚ ህጹጽ እዋናዊ ጻውዒት እዚ ብፍላይ ንዓኻ ነቲ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኮንካ ተገልግል ዘለኻ ኤርትራዊ ዜጋ ዝምልከት ጻውዒት ኢዩ። እዚ ጻውዒት እዚ ብፍላይ ናባኻ ናብ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዘቕንዓሉ ቀንዲ ምኽንያት፡ ኣብዚ ሃገርካ ኤርትራ ባዲማን ዓንያን ከም ዘይነበረት ክትከውን ህዝብኻ ብባርነትን ሕስረትን ተበታቲኑ ክጸንት

READ MORE

ሰብ ኣብዛ ዓለም ነባሪ ኣይኮነን። ኩሉ በብጽሕፍቶኡ ይሓልፍ ኢዩ። እገለ ዓሪፉ ኣብ ዝበሃለሉ እዋን ግን፡ ገለ ታሪኽ ወይ ውዕሎ ንምዝካር፣ ዝን ምባል ልሙድ ኢዩ። ቅድሚ ሒደት ሳምንታት መርድእ እቲ ሃገራዊ መልህቅ ኤርትራውነት ዝነበረ ነፍስ-ሄር መዋእል መብራህቱ ተሰሚዑ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/07/A-habtemaryam_Mewael.pdf"]  

READ MORE

ኣቱም መጣቓዕቲ *ኣተና ዘይብልኩም   *ሓሳብ፡ ዕላማ ነዚ ውፉይ ዜጋ ኮማንዶ ሓርነትኩም በታ ክንቲት ደርሆ መሽረፈት ኣቢልኩም ምስራሕ ክትከልኡዎ ስሙ እናኣጸለምኩም ሰላም ዘይትቡዎ እንታይ እዩ ጌሩኩም!? [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/07/Mesinas_Asena_14.pdf"]  

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ 10 መዓልታት፣ ካብ ሱዳን ተበጊሶም ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ሊብያ ካብ ዝጓዓዙ ዝነበሩ 119 ዜጋታት፣ መሬት ሊብያ ቅድሚ ምርጋጾም ኣብ ምድረበዳ ሰሃራ 7 ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ብሓደጋ ከምዝሞታ ምንጭታት ሓቢሮም። ገለ ካብተን ግዳያት ኮይነን ዘለዋ ኣዴታት ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ዝሓዛ ክኾና ከለዋ፣ ደቀን ኣብቲ በረኻ ዘኽቲሞም

READ MORE

ኣብ ኣስመራ፣ ሓይሊ ኤለትሪክ ብተኸታታሊ ንሓያለ መዓልታት ብዘይ ምቍራጽ ደው ብምባሉ፣ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ናይ ደም ባንክ ነቲ ከዚኑዎ ዝነበረ ኩሉ ካብ ህዝቢ ዝተለገሰሉ ደም ክጉሕፎ ከምዝተገደደ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ምስዚ ብዝተኣሳሰር ቀጥታዊ ምኽንያት፣ ኣብ ሓደ ሆስፒታል ናይ ክልተ ሰባት ሞት ከምዘጋጠመ ‘ውን እቲ ሓበሬታ

READ MORE

ካብ ዝሓለፉ አርባዕተ አዋርሕ ጀሚሩ ከተማታት ኤርትራ ብዘይ ሓይሊ ኤለትሪክ አብ ድቕድቕ ጸልማት ይርከባ አለዋ። አብ መላእ ኤርትራ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ሓይሌ ኤለትሪክ የለን፤ ስለዝኸነ ድማ እቲ ጸገማት አዝዩ ተሓላሊኹ ይርከብ። አብታ ዋና ከተማ ኤርትራ ዝኾነት ከተማ አስመራ ዳርጋ ንዝሓፈ 20 መዓልታት ብተኸታተታሊ መብራህቲ ዝብሃል የለን።

READ MORE

ኣብቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ብስም መበል ኣርብዓ ዓመት ፈስቲቫል ቦለኛ ንኣዋርሕ “10 ሽሕ ሰብ ክስሕብ እየ” እናበለ ዑብ ዝበለሉ፣ ካብ 4 ክሳብ 6 ሓምለ ኣብ ቦለኛ ዝተኻየደ ፈንጥዝያ-ፈስቲቫል፣ ኣብ ሰለስቲኡ መዓልታት 2200 ጥራይ ከምዝተሳተፉዎ ሽያጥ ትኬት ብምውካስ እሙናት ምንጭታት ሓቢሮም። እዚ ቁጽሪ’ዚ ሓደ ሕምሲት ናይቲ ምልካዊ

READ MORE

ፈስቲቫል ሓሽሽ ስርዓት ህግደፍ ኮይኑ፣ ወልፉ ከይልክመና ንጠንቀቕ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ውኒኡ ዝፈልጥ ህዝቢ ነቲ ብተደጋጋሚ ዝውዕሎ ዘሎ ሞራላዊ ስነምግባሩን ሰብኣውነትን ዝጠፈሸ ሸለውለው ዝበለ ህውቱት ምሕደራኡ ክስዕቦ ከምዘይክእል ስለዝተገንዘበ፣ ሓደ ካብቲ ብቐጻሊ ክጥቀመሉ ዝጸንሐ ምህዞ እንተልዩ ንህዝቢ ኤርትራ ብጓይላን ፈንጠዝያ ፈስቲቫላትን የዐዊንካ ሃለዋቱ ከምዝጠፋኦ ጌርካ ምግዛእ

READ MORE

Naming and shaming those who danced on the grave of the 357 Lampedusa victims መተሓሳሰቢ፣ ምድላው ጸሊም መዝገብ ኣብ መቓብር ናይቶም ኣብ ላምፐዱዛ ዝተቐዝፉ 357 ኤርትራውያን ግዳያት ዝሳዕስዑ ሕልና ኣልቦ እቲ ጥፍኣት ህዝብናን ዕንወት ሃገርናን ድምብርጽ ዘይብሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ስድራቤት ናይቶም ኣብ ላምፐዱዛ ዝተቐዝፉ 357 ኤርትራውያን

READ MORE

ጋዜጣዊ መግለጺ ሳልሳይ ዳግመ-ርኽክብ ገዳይም ተጋደልቲ  ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ። ኣብ ከተማ ኣትላንታ (ጆርጂያ)፡ ካብ ሰነ 27 ክሳብ 29 2014፡ ሳልሳይ ዓመታዊ ርኽክብ ገዳይም ተጋደልቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተሳላሲሉ።  ውህሉል ናይ ሓባር ተመኩሮታት ብስእሊ፡ ብቃል፡ ብጽሑፍ ንምስናድን ብመንጽር ዝተፋላለየ ኣረኣእያታትን ተመኩሮታትን  ንምድህሳስን ትርጉም ንምሃብን ዝዕላማኡ ዳግመ- ርኽክብ፡ እዚ

READ MORE

ናይ ደገፍመልእኽቲ ህዝባዊ ምልዕዓል ሰሜን ኣሜሪካ ንተባዕ መልእኽቲ ካቶሊካዊ ጳጳሳት ኤርትራ ክቡራት ካቶሊካዊ ጳጳሳት ኤርትራ፣ ኣብ ትሕቲ ልዑል ኣምላኽ ንዝተዋህበኩም ሕድሪን ሓላፍነትን ኣብ ምሉእ ፍቕርን፣ ሓቅን፣ ፍትሕን ዝተመርኮሰ፣ ንልቢ ኩሉ ኤርትራዊ ዝኹሕኩሕ መልእኽቲ ሕልናን ሓልዮትን ብምምሕልላፍኩም ክብ ዝበለ ልባዊ ምስጋናና ነቕርብ። ህዝቢ ብራዕዲ ተሸቑሪሩ ኣብ ዘለወሉ እዋን፣ ሓይሊ

READ MORE

ካብ ዓዲ እንግሊዝ፣ ሽወደን፣ ነርወይ፣ ሆላንድ፣ ጀርመን፣ ስዊዘርላንድ ዝኣመሰላ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ፣ ብነፈርትን ባቡራትን ከምኡ ‘ውን ብመኻይን ማዕረ 14 ሰዓታት ተጓዒዞም፣ ነቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ልዕሊ ሬሳታት ላምፐዱዛ ንምስዕሳዕ ዘዋደዶ ፈንጠዝያ ንምቅዋም ናብ ቦለኛ ዝኣተዉ ደለይቲ ፍትሒ፣ ብ ዓርቢ 4 ሓምለ ኣብ ፊት ‘ቲ

READ MORE

ደልይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ካብ ወርሒ ሓምለ ወርሓዊ ንኣሰና ከዋጽኡ ጀሚሮም   ደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ከምቲ ኣብ ኹሉ መዳያት ንፍትሒ ዝገብርዋ ቓልስን ተወፋይነትን ንሬድዮ ኣሰና ንምስሳን ብወልንተኦም  ካብ ወርሒ ሓምለ ዝጅምር ወርሓዊ 10 (ዓሰርተ)ዶላር ንምውጻእ ወሲኖም።   እዞም ደለይቲ ጽቡቕ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾኑ ተቐማጦ ላስቬጋስ ነታ ዘይትሕለል ሬድዮ ኣሰና ንምስሳንን

READ MORE