Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ከም ዓረም ክሓልቡ!                     (መኸተ ኣንጻር ጓይላ ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ፡ 3ይ ክፋል)   ጃንዳ ህግደፍ፡ ከምቲ ንደገፍቱ ዝመስሎም መንግስቲ ኔሩ እንተ ዝኸውን፡ መንግስቲ፡ ሓላፍነት ህዝብን ሃገርን ስለ ዘሎዎ፡ ብዘይዚኾነ መተካእታን ሓበሬታን ነታ ንነዊሕ ዓመታት ብውሑስን ጽፉፉን መገዲ፡ ንህዝብን ሃገርን ተገልግል ዝነበረት ነፋሪት ሉፍታንዛ፡ ብሓንሳብ ደው ኣይመበላን! ብውሕዱ ‘በሉ

READ MORE

 ገይሻ እምበር እንተ ትህልው ገድሊ….? ሎሚ እታ ንስለ ናጽነትን ሓርነትን፡ ንመሰልን ፍትሕን፡ ንስለ ዕቤትን ብልጽግናን ንስለ ሰላምን ቅሳነትን ሕሩያት ቀያሕቲ ዝኸፈልናላ፡ ብመንጽሩ ስዉኣትና ዝገደፉልና ረዚን ሕድሪ መብጽዓና እነሐድሰላ፡ ቅሰኑ ሰማእታትና ኢልና ማሕላናን ድምጽናን እነቃልሓላ ዕስራ ሰነ (20 ሰነ) መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኢያ፡፡ መበል ዕሰራን ሰለስተን ዓመት

READ MORE

መርድእ ኣቶ መዋእል መብራህቱ ብዝሓደሮ ነዊሕ ሕማም ኣብ ትሕቲ ሓልዮት ስድራ ቤቱ ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ ሎሚ ሰነ 17, 2014 ኣብ መበል 80 ዓመት ዕድሚኡ (09-11-33 06-17-14)  በዓልቲ ቤቱን፡ 3 ደቁን፣ 5 ደቂደቁን ሓዲጉ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ ኣሎ። ናይ ቀብሪ ስነ ስርዓት ንቀዳም ሰነ 21, 2014

READ MORE

ንሕና ምስ ጳጳሳትና ሸጥ መዓንጣና   ሎሚ እዛ ቅድስቲ ሃገረ ኤርትራ ዓውደ ኩናት ናይ ርኹሳንን ቅዱሳንን መናፍስቲ ኮይና ኣላ። ቅዱሳን መናፍስቲ ሕሰም ህዝብና ክዛዘምን፡ ነባሪ ፍስሃን ራህዋን ክሰፍንን፡ ብስርዓተ ሕግን ዘንግን እትምራሕ ሃገር ክትህልወናን፡  ኣርባዕቱ ወንጌላውያን ብስም ኣርባዕቱ ጳጳሳን ካብ ጽርሃ ጽዮን ወሪዶም ደወል „ተለዓል,, ይወቕዑ ኣለው።

READ MORE

ክልተ ሞት ኣብ ሓደ ህሞት                ኤርትራ ህያብ ስውኣትና ኢያ      16/06/2014 ታደሰ ኪዳነ   በሰላታት ኲናት ካብ ኣእምሮኻ ክርሕቕ ቀሊል ኣይኮነን። ዋላ’ቲ ኲናት ተወዲኡ ዓመታት እንተሓለፈ፣ ምስ ገለ ፍጻሜታት ተኣሳሲሩ ኢዩ ደበኽ ዝብለካ። ብፍላይ ብገለ ሰባት፣ ኣብ መንጎ’ቲ ንሃገራዊ ናጽነት ዝተኸፍለ መስዋእትን፣ ድሕሪ ናጽነት ሕድርና ብዝጠለሙ ውልቀ- ሰባት ስልጣን

READ MORE

መጸዋዕታ ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ቦሎኛ   ህግደፍ መበል 40 ዓመት ቦሎኛ ብማለት ካብ  4-6.7.2014 ፈስቲቫል ኣብ ቦሎኛ ኣብ ልዕሊ ደም ግዳያት ላምፓዱሳን ካልኦት ህይወቶም ዝሓለፉ ዘጋታትን ከካይድ መዲቡ ኣሎ:: ኩሉ ዓለም ዘሕዘነን ገና ዘሕዝን ዘሎ ህልቀት ዘጋታትና ዘይግድሶን ንዕኦም ኣብኡ ንክበጽሑ ዝገበረ ስርዓት ህግደፍ ናይ ቁጠባዊ ጠቅምን ኣለኹ

READ MORE

ትፈልጦዶ?ሕግታት ኣገዛዝኣ።4ይ ክፋል    16-06-14። Robert Greene on his 48 laws of power: 'I'm not evil – I'm a realist'“ኣነ ተንኮለኛ (ክፉእ) ኣይኮንኩን - ኣነ ሓቀኛ(ውዱዕ) እየ’”። ብ1959 ኣብ ኣመሪካ ካሊፎርኒያ ዝተወልደ ጸሓፍን ተመራማርን ሮበርት ግሪን ገና ብሂወቱ ኣሎ። ንሱ ነዛ 48 ናይ ኣገዛዝኣ ዓንቀጻት “ሕግታት ስልጣን”፡ (laws

READ MORE

ብምስምስ…… ብ.ኣበባ ኣብራሃ (ቶሮንቶ ካናዳ)15/06/14 ብምስምስ ኣይሰላም ኣይኲናት እንዳረአኻ ዓይንኻ ምዕማት ሕማቕን ጽቡቕን ብዘይምግማት ተነቊትና ጸኒሕና ኣብ ጸልማት፡ መዓሩ ገዲፉ መዓር ክደሊ ሰላሙ ክደሊ ናብ ከውሊ ተዝነብሮ ሰላም ራሕሲ ጠሊ ከመይ ጌሩ ምበላዓዱ ድሓንዓሊ፡ ተመስገን ኣምላኽ ተመስገን ፈጣሪ ጸሎት ውጹዓት ሰሚዕካዮ ብግብሪ ጳጳሳት ሊኢኽካ ጳጳሳት ሰላም ሃገር ከይባደመት በቲ ጠላም፡     እግዚዮ’ዩ ዘድልዮ እዚ እዋን ተባሂሉ     እግዚዮ ኢሉ ህዝበይ

READ MORE

ኣብ ከባቢ ትራብሎስ ኣብ ዝርከብ ኣርባዕተ ኣብያተ-ማእሰርቲ ብውሑዱ 2000 ዝኾኑ ክሳብ 80 ዝኣኽሉ ቆልዑን ቁጽረን ብልክዕ ዘይተፈልጠ ነብሰ-ጾር ኣዴታትን ዝርከቡዎም ኤርትራውያን ብኢሰብኣዊ መንገዲ ተታሒዞም ተስፋ ኣብ ዘይብሉ ኩነታት ይሳቐዩ ምህላዎም ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ሓቢሮም። እቶም ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ንኣሰና ኣብ ዝሃቡዎ ሓበሬታ፣ መብዛሕትአን ካብ'ተን  ኣብ ሱልማንን

READ MORE

ጠንቂ ማእሰርቲ ናይቲ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝተቐየደ ብሪጋደር ጀነራል ፍጹም (ወዲ መምህር)፣ ኢሳይያስ፣ እቶም ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ እዋናት ብረት ዝዓጠቑ ብ ህዝባዊ ሰራዊት ዝፍለጡ ኤርትራውያን ምስ ኣሃዱታት ትግራዎት ተቓወምቲ (ደምሒት) ተሓናፊጾም ክንቀሳቐሱ ንዘቕረቦ ሓሳብ ምቅዋሙ ምዃኑ  ምንጭታት ሓቢሮም። ብሪጋደር ጀነራል ፍጹም (ወዲ መምህር)

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ኣስመራ፣ ቤት መኻእ፣ ህዝቢ እቲ ዓዲ ቅድሚ ሓያለ ዓመታት ኣብ ዝተዋህቦ መሬት ንዝስራሕ ዝነበረ ኣስታት 70 ኣባይቲ ወተሃደራትን ፖሊስን ብምውፋር ብቡልደዘራት ከምዘዕነዎ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ኣባይቲ ኣብ ቅድሚ ቅድሚ ዓይኒ እቲ ስርዓት ንሓያለ ኣዋርሕ ክህነጽ ዝጸንሐ ‘ኳ እንተኾነ፣ ገንዘብን ጉልበትን

READ MORE

ጳጳሳት ኤርትራ!   ኣቱም ጓሶት ህዝቢ ኣብ ሃገር ዘለኹም ትማል ነቢብናዮ ረዚን መልእኽትኹም ዓለም ሰሚዓቶ ናይ ፍትሒ ዶጒዓኹም ለካ መራሕትናስ ብህይወት ኣለኹም ቁጥዐ ድያብሎስ ከይትንኪ ክብርኹም መንፈስ ናይ ፈጣሪ ይግበሮ ድርዕኹም!   ተባዓት ጳጳሳት *ኣብሊስ ዘየርዓዶም   *ሰይጣን ካብ ሽግር መከራ ክትድሕን’ዛ ዓዶም ናብ ሰላምን ራህዋን ከቕንዑ መገዶም ንህዝብን መንግስትን ብጥበብ ምዒዶም!   መዘና ዘይብሎም በላሕቲ ኣቡናት ጉዕዞና መዚኖም ብኹሉ ወገናት ኣላጋጭ ከብቅዕ

READ MORE

ኣርባዕተ ሐዋርያት                           ዕለት 14.06.2014     ኣርባዕተ ጓሶት ንህዝቦም እንታይ በሉ፡ ኣባጊዖም ከይብትበታ ብቶኻሉ፡ ንቅድሚት ወጺኦም ክካላኸሉ፡ ናይ ሓቅን ርትዕን ዋልታኦም ገተሩ።     ብሃይማኖት ሎሚ ኮሪዕና፡ ካቶሊክና፣ ተዋህዶና፣ ከኒሻና፣ኣስላምና፡ ብሓቅን ርትዕን ክንጓዓዝ ሰላም ክወርደና፡ ሓላፍነትና ተረዲእና  ክንገብር ሕልና።     ናብ ዓለም  ዘምጻእናዮ የብልናን፡ ካዓለም ንወስዶ እዉን የብልናን፡ ስለምንታይ ድኣ፧ _ ንኽሕድ፣ ንጠልም፣ ንሓዉና፣ ሓፍትናን፡ _ ደቅና ኮይኖም  ቀለብ ዓሳን ኣሞራን፡ _ ምእንቲ

READ MORE

መብጸዓ ግንቦት ማሕሙድ ሳልሕ ህዝቢ ኤርትራ፡ ድሕሪ ናይ 30 ዓመታት መሪር ኲናትን ከቢድ መስዋእት ብ1991 ነቲ ዕማም ምሕራር መሬቱ ክዛዝም እንከሎ፡ ዕስራን ሰለስተን ዓመታት ድሕሪ ምጭባጥ ናጽነቱ፡ ደቁ ዓዶም መሪርዎም ናብ ሞት ሃጽ ክብሉ፡ ካብ እንስሳ ሓሲሮም መዛረቢ ዓለም ክኾኑ እዮም ዝብል ትጽቢት ኣይነበሮን። ምእንቲ ክብሩ ኣዝዩ

READ MORE

እቲ ንማሕበራት መንእሰያት፡ ንሲቪካዊ ማሕበራትን ሰልፍታትን ዝጥርንፍ ጽላል ደለይቲ ፍትሒ ኖርወይ ካብ ዕለት 13/06/14 ክሳብ 14/06/2014 ዓመታዊ ኣኼባኡ ኣካዪዱ። ኣብቲ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ስራሓት ጸብጻብ ተነቢቡ ኣብ ዝተፈላለየ ዛዕባታት ብምዝታይ ድማ ኣገዳሲ ውሳኔታት ኣሕሊፉ። ጽላል ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኖርወይ፡ ጸረ ህግደፍ ንዝኾኑ

READ MORE

Unfiltered Notes: Are we losing the deeper message of Eritrea’s courageous Catholic Bishops? By Tewelde Stephanos, June 14, 2014                    Email: testifanos@gmail.com   Many have commented on the exemplary moral leadership of the four Catholic Bishops articulated in the now famous document titled “Where is Your Brother?” 1,2.  Such courageous

READ MORE

ኣማኢት ሰማእታት ላምፐዱዛ ወግዓዊ ቀብሪ ኣብ ዘይረኸቡሉ፣ ወለዶም ሬሳ ደቆም ስኢኖም ሰንፈላል ኮይኖምሉ ኣብ ዘለዉሉ ኣጋጣሚ፣ ኣብ ቦለኛ፣ ዓዲ ጥልያን ‘መበል 40 ዓመት ቦለኛ’ ብምምኽናይ ናይ ዳንኬራ ጽምብል ክገብር ዝሸብሸብ ዘሎ ሰብኣዊ እንዶ ዘይብሉ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ እቲ ናይ ፈንጠዝያ ዳሱ ከይጽሙ መታን፣ ኣዴታት ዓዲ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ንሃገርና ኤርትራ ናብ ቅልውላው ሸሚሙ ንህዝብና ብምብትታኑ “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ” ዘርእስቱ ሰፊሕ ሰነድ ብምዝርጋሕ ብጋህድን ብትርን ዝነቐፉዎ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ኣርባዕተ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ብምውንጃል ስጉምቲ ምእንቲ ክወስደሎም ሳተላይቱ ብዝኾና ሃሱሳት ወብሳይታት ሰፊሕ ናይ ጸለመ ፕሮፖጋንዳ የካይድ ኣሎ። እቶም ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ፣

READ MORE

ኣብ መፋርቕ ወርሒ ጉንቦት ኣብ እንዱርማን (ካርቱም) ተኣኻኺቦም ብመሰጋገርቲ ተመሪሖም ናብ ሊብያ ካብ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ዛጊት ልክዕ ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ኤርትራውያን፣ ኣብ ምድረበዳ ሰሃራ ብማይ ጽምእን ጥምየትን ከምዝሞቱ ካብቲ ኩነታት ዝደሓኑ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ሓቢሮም። እቶም ተጻውሮ ዘይንበሮም ትሕቲ ዕድመ ምዃኖም ዝእመነሎም ግዳያት፣ ካብቶም ካብ ሱዳን ሒዞሞም

READ MORE

ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ግዝኣት ጆርጅያ ከተማ ኣትላንታን ከባቢኣን ዝነብሩ ኤርትራውያንን ኤርትራዊ መበቆል ዘለዎም ኣመሪካውያንን፡ ሓድነት ሕመረት መፍትሒ ናይ ኩሎም ጸገማትና ምዃኑ ብምእማን፡ ናይ ሓድነት ምትእኽኻብ ንምምስራት ዝተፈላልዩ ኣኼባታትን ልዝባትን ከካይዱ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብዕለት 8 ሰነ 2014 ፡ “ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት

READ MORE