Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብዙሓት ትግርኛ ናይ ምስማዕ ጸገም ዘለዎም ተኸታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና፣  እቲ ብድምጺ ኣሰና ዝፍኖ ዘሎ ቃለመጠየቕ ብእንግሊዝ ተተርጕሙ ክዝርግሓሎም ብተደጋጋሚ ይሓቱና ስለዘለዉ፣ ነቲ ቃለመጠየቓት ክትርጉሙ ፍቓደኛታት ዝኾንኩም ወለንተኛታት በዚ ኢመይል ክትረኽቡና ንጽውዕ። aseye.asena@googlemail.com ኣሰና ፋንውንዴሽን

READ MORE

እቲ ን 15 ዓመታት ብዘይ ገበንን ፍርድን ኣብ ማሕዩር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ክሳቐ ጸኒሑ ብጅግንነት ምቑሕ ናይቲ ጨካን ስርዓት ሰይሩ ብትብዓቱን ብልሓቱን ነጻ ዝወጽአ ፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል ምስ ድምጺ ኣሰና ብዝገብሮ ዘሎ ግሉጽን ዓሚቝን ተኸታታሊ ቃለመጠየቕ ንባርባርነትን ውዲትን ኢሳይያስን ስርዓቱን ዝገብሮ ዘሎ ጽጹይ ምቅላዕ

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ብ 24 ግንቦት ብምኽንያት ጽምብል ናጽነት መበል 23 ዓመት ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ምንዳፍ ሓዱሽ ቅዋም ክጅመር ምዃኑ ሓቢሩ። ህዝቢ ኤርትራ ንምንዳፉ ሰለስተ ተኸታታሊ ዓመት ዝወሰደሉ፣ ብ1997 ዝጸደቐ ሃገራዊ ቅዋም ‘ኳ እንተለዎ፣ ውልቀመላኺ ኢስይያስ ብዛዕባ ትግባረ ናይቲ ኮነ ኢሉ ዘባኸኖ ድሉው ቅዋም

READ MORE

ለበዋ ንመንእሰያት ኤሪትራ 2ይ ክፋል ከመይ ትኾኑ ተኻታተልቲ መርበብ ሓበረታ ኢንተርነት ኣብ ቀዳማይ ክፋለይ ብዛዕባ ክብረት ሰብ ንመንእሰያት ተላብየኩም ኔረ እዚ ኣነ ብዝፈልጦ ወገን ኮይኑ ግን ኣብ መላእ ኤሪትራ ኣብ ወወረድኡ ወይ ምምሕዳሩ ግፍዒ ዘይወረዶ ለባም ወይ ዘይደሃልዎ ሽማግለ የለን። ንኣብነት ኣብ ሰማንያታት ኣብ ባርካ መንእሰያት ክገፉ

READ MORE

ኤርትራውያን ነበርቲ ኖርወይ ናብ ሱዳን ይኹን ናብ ኤርትራ ከይገሹ ተኣጊዶም። ኣብ ኖርወይ ኢዶም ዝሃቡ መንእሰያት፡ መንግስቲ ኖርወይ ምስ ተቐበሎም፡ ናብ ቤትጽሕፈታት ናይቲ ዓኽ ኢሎም ጡፍ ዝበሉሉ ህግደፍ እናኸዱ ናይ ጣዕሳ ፎርም ብምምላእ ተሓቢኦም ናብ ኤርትራ ክገሹ ጸኒሖም። ናብ ኤርትራ ዝገሹሉ ሓደ ኣገባብ ድማ ብመንገዲ ሱዳን ኮይኑ፡

READ MORE

መግለጺ ዓውደ-መጽናዕቲ ኤምዲሰመ 2014 Page 1 መግለጺ ዓውደ-መጽናዕቲ ኤምዲሰመ ፕሪቶርያ - ደቡብ ኣፍሪቃ 1. መእተዊ ንሕና፡ ካብ ዝተፈላለየ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ኣውስትራልያ፡ ኤውሮጳን ሰሜን ኣመሪካን ዝመጻእና ኤርትራውያን፡ ንበርጌሳውያን ማሕበራትን ነብስና ዝወከልና ውልቀ-ሰባትን ካብ 9 ክሳብ 11 ግንቦት "ስትራተጂካዊ ጠመተ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ናይ ፖለቲካን ማሕበረ-ቁጠባዊ ቅልውላዋትን ሳዕቤናቱን፤ ክኽሰት ዝኽእል ተርእዮታትን መፍትሒታቱን" ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ

READ MORE

ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሓያለ ሰዓታት ብመካይን ተጓዒዞም ናብ ዋሺንግተን ዲሲ ዝመጽኡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ንመበል 23 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ብሰላማዊ ሰልፍን ዘተን ንኽልተ መዓልታት ዘኪሮማ ውዒሎም። ኣብቲ ብዓርቢ 23 ግንቦት ብሰልፊ ዝጀመረ ጽንብል ዝኽሪ መበል 23 ዓመት፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ውድቀት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስን ምምጻእ

READ MORE

ኣብ ምዕራባዊ ካናዳ ክፍሊ ሃገር ኣልበርታ ኣብ ዝርከባ ዊኒፔግ፣ ካልጋርን ካልኦት ከተማታትን ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ገሊኦም ማዕረ 1300 ኪሎሜተር ብመካይን ተጓዒዞም ናብ ከተማ ኤድመንተን ብምጋሽ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ንመበል 23 ዓመት ዝኽሪ ናጽነት ንክልተ መዓልታት ብውዕዉዕ ሃገራዊ መንፈስ ጸምቢሎሞ። ኣብቲ ብ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ዝተወደበ ብዝሒ

READ MORE

ብሰንኪ ጸጥታውን ፖለቲካውን ውዲት ኤርትሮ ሱዳን፣ 577 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብሓይሊንኤርትራ ተመሊሶም። ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ሱዳንን ኣብ በበይኑ እዋን ክልተኣዊ ርክባትን ናይ ምትሕግጋዝ ውዕላትን ክግበሩ ከምዝጸንሑ ብማዕከናት ዜና ክግለጽ ጸኒሑ’ዩ። ግና ሓደ ካብ ተደጉሉ ዝጸንሔ ዘይተገልጸ ሚስጥር፣ ጸጥታውን ፖለቲካውን ውዲትን ውዕልን እዩ። በዚ ሚስጥራዊ ውዲት ድማ ኣማኢት ኤርትራውያን

READ MORE

ወልፊ ስልጣን በዓል ቈጽሊ፡ በዓል ሓይሊ፡ በዓል ጽልዋ ምዃን ደስ ይብል። ብዘይ ዓቃሪቦ ግን ኣይኮነን። ስልጣን ንመዓልታዊ ህይወት በዓል ስልጣንን ንንቡር ዝምድናታቱ ኣብ ስነሓባራዊ ናብራን ይቕይሮ። ርግጽ፡ ስልጣን ኣብ በዓል ስልጣን ኣዎንታዊ ጽልዋታት ይፈጥር እዩ። ነፍሰ ንቕሓትን እምነትን ክብ የብል። ነቲ በዓል ስልጣን ብመጠነ ስትራተጂን ረቂቕን

READ MORE

  ሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ "ሻምፕዮን ናይቲ በታኒ ፖሊሲ"                    ታደሰ ኪዳነ           በርሚንግሃም                     5ይ ክፋል           22/05/2014   ኣብ 4ይ ክፋል በዛ እትስዕብ ሑጥበ-ጽሑፍ ኢየ ተፋንየኩም፦ “እዚ ክብ ኢሉ ዝተጠቕሰ ሓሳባት፣ ብማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ህግደፍ ናብ ኩሉ ኣብ ደገ ዝነብር ኤርትራዊ ዝተዘርግሐ ሓደገኛ ፖሊሲ ኢዩ። ብዓቐኑ ዝፈላለ’ኳ እንተኾነ ኣብ ኩሉ

READ MORE

ስኒት ኤርትራውያን ኣብ ሚነሶታ ብምኽንያት መበል 23 ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ ብምግባር፡ ንኹሎም ኤርትራውያንን ፈተውቲ ኤርትራን ንቀዳም 24 ጉንበት 2014: መዓልቲ ናጽነት ነብዕለሉ ቦታ ክትመጹ ንዕድም።   ቦታ፡   1227 Montreal Ave, St. Paul MN ሰዓት፡  12 ድሕሪ ቀትሪ   ስኒት ኤርትራውያን ኣብ ሚነሶታ

READ MORE

ኤርትራ ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ኢሰይያስ ኣፈወርቂ ከም ዝፍለጥ ህዝቢ ኤርትራ ካብ 1555 ጀሚሩ ክሳብ 2014 ኣብ ትሕቲ ዝተፈላለዩ ገዛእቲ ጸኒሑን ኣሎን። እቶም ንኤርትራ ዝገዝኡ ስርዓታት ቱርኪ፡ ግብጺ፡ ጣልያን፡እንግሊዝ፡ ኢትዮጵያን ኢሰያስን ኢዮም። መግዛእቲ ቱርኪ ካብ 1555 ክሳብ 1865 ንከባቢ 300 ዓመታት፡ መግዛእቲ ግብጺ ካብ 1865 ክሳብ 1885፡

READ MORE

ብምቝሕ ሰንሰለት ምልካዊ ርዓት ኢሳይያስ ንልዕሊ 15 ዓመታት ዝተሳቐየ፣ ካብ ቤትማእሰርቲ ካርሸሊ ኣብ ወርሒ መጋቢት ፈንጢሱ ባዕሉ ነብሱ ሓራ ዘውጽአ ጅግና ኤርትራዊ ፓይሎት ደጀን ዓንደ ሕሸል፣ ብምኽንያት መብል 23 ዓመት ናጽነት ምስ ድምጺ ኣሰና ፍሉይ ቃለመጠየቕ ኣካይዱ። ንሱ ኣብቲ ምስ ድምጺ ኣሰና ንፈለማ ግዜ ድሕሪ ምፍንጣስ

READ MORE