Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ "ሻምፕዮን ናይቲ በታኒ ፖሊሲ"                   ታደሰ ኪዳነ      በርሚንግሃም                         2ይ ክፋል              07/05/2014   ኣብ ዝሓለፈ 1ይ ክፋል በዛ ትስዕብ ሕጡበ-ጽሑፍ ኢየ ተፋንየኩም። “ኣብዚ ከነጽሮ ዝደሊ፣ ገለ ካብዞም ፈላስፋታት ብዛዕባ “ምስሊ ናይ ሓደ ብቑዕ (እኹል) ዝበሃል ሰብ እንታይ ክመስል ይኽእል?” ዝብል ሕቶ ኣልዒሎም ኣይተዛረቡን ወይ

READ MORE

ኣብ ታ ትማሊ ሰንበት ካብ ዓቐን ንልዕሊ ስደተኛታት ጽዒና ካብ ቱርኪ ናብ ግሪኽ ክትሰግር ኣብ ባሕሪ ኤጅያን ዝጠሓለት ጃልባ ዝሞቱ 22 ስደተኛታት 3 ኤርትራውያን ከምዝኾኑ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ እቶም ኣብቲ ሓደጋ ዝሞቱ ኤርትራውያን ሓንቲ ንግዚኡ ምሉእ ሽማ ዘየረጋገጽናዮ  ጓል ኣርባዕተ ዝተባህለት ስንክልቲ ተጋዳሊት

READ MORE

ክቡራትን ፍቱዋትን ደቂ ኤርትራ እዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ጽሑፍ ምስ ሓደ ተባዕ ኣቦ ናይ ዕድመ ብዓል ጸጋ ዚኾኑ ዝገበርኩዎ ዕላል ኢዩ።እዞም ተባዕን ብዓል ሓቦን ዝኾኑ ኣቦን፡ኣነን ድማ ኣብ ሆላንድ ንነብር።   ዚኸበርካን ዚተፈተኻን ኣማኑኤል ወደይ   ብመጀመርያ እቲ ንወዲ ሰብ ዓንዲ ሕቆ ሕይወት ዚኾነ ጥዕና’ዩሞ፡ኣብሕይወትካ ምሉእ ጥዕና፡ ኣብ መዓልታዊ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ‘መንገዲ ኣየር ኤርትራ’ ሎሚ 6 ግንቦት ክትጅምር ምዃና ብመገዲ ኤምባሲኡ ብምግላጽ ትኬት ክሸይጥ ኳ እንተቐነየ፣ ትኬት ኣቝሪጾም ናብ ኤርትራ ክኸዱ ተቐሪቦም ዝነበሩ ብዙሓት ገያሾ ብኡ ንብኡ ጉዕዞኦም ተሰሪዙ ንዕለት 12 ግንቦት ተሰጋጊሩ ከምዘሎ ስለዝተነግሮም፣ ካብ ዕማማቶም ተዘናቢሎም የማርሩ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ዱባይ

READ MORE

ወርሒ ግንቦት፣ ህዝቢ ኤርትራ፣ መዳርግቲ ዘይብሉ ክቡር መስዋእቲ ከፊሉ መግዛእቲ ሓደ ዘበን ዝዓጸወላ፣ ናጽነቱ ዝጨበጠላ ወርሒ ብምዃና፣ ብድምቀት ክትዝከርን ክትጽምበልን ዝግብኣ ታሪኻዊት ዕለት እያ። እንተኾነ፣ ንናጽነት ኤርትራ ዋናኣ መን እዩ፣ መን’ዩ ኸ ከብዕላን ክጽንብላን ዘለዎ፣ ብኸመይ? ዝብል ሕቶ፣ ኣገዳሲ እዋናዊ ጉዳይ እዩ። እቶም ህዝቢ ኤርትራ ብዘይዕቃበ ንዝኸፈሎ

READ MORE

ብኸባቢ ሓፊር ናብ ሱዳን ክኣትዉ ብፖሊስ ሱዳን ዝተታሕዙ 45 ኤርትራውያን ንልዕሊ 45 መዓልታት ደሃይ ኣጥፊኦም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም 45 ኤርትራውያን ኣብ ሓደ ሳልስቲ ዝተታሕዙ ክኾኑ ከለዉ፣ ዘይሕጋውያን መሰጋገርቲ ምስ ሓደ ፖሊስ ተሓባቢሮም ናብ ካልኦት ክሸጡዎም እናተንቀሳቐሱ ከምዝተኣስሩ እቲ ሓበሬታ የመልክት። ብኻልእ ወገን ኣብ ወዲ ሸሪፈይ፣ 50

READ MORE

ብ13 ሓምለ 1881 ዓ.ም.ፈ ኣቡነ ቱቬ ብዓቢ ዓጀባን ዑደትን ነታ ምስሊ እኖና ድንግል ማርያም ባሪኾም ኣብ እዛ ሎሚ ዘላታ ናይ ክብሪ ዙፋና ኣብ ውሽጢ ጓንጓ ኦም ድማ (ዲራ) ዘቀመጥዋ። ካብ ርሑቅ ቦታታትን ብዓሚቊ ባህግታትን ካብ ዚንገዳ ናይ ሃገርና መካነ ንግደታት  ቀዳማይ ቦታ ሒዛ እትርከብ ማርያም ደዓሪት

READ MORE

Fetsum: Light inside the Vaccaroian movement of unification; FINAL This is my last article on Vaccaro’s recent message and please enjoy it! Vaccaro: “ተበግሶ ኩሉ ህዝብና ብሓባር ኢድ ንኢድ ተተሓሒዙ ነዚ ብኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝምራሕ ዘሎዲክተታራዊ ስርዓት ጉሒፍካ ኣብ መቓብሩ ድማ ዲሞክራሲያውን ፍትሓውን መንግስቲ ንምትካል ዝዓለመኢዩ። ኣብቲ ኩሉ ክሳብ ሕጂ ዘካየድኩዎ ሰሚናራትን ምደረታትን፣ ጻዋዒተይ ኩሉ ኤርትርዊ ነቲ ኣሎና ዝብልዎፍልልያት ኣወንዚፎም ሙሉእ ጠመተኦም ነዚ ዘሎ ስርዓት ምእላይ ቀዳምነት ክህብዎ ይግባእ ኢለ እየ ዝአምን።ስለዚ ኩሎም ፖለቲካውያን ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን፣ ውልቀሰባትን ፖለቲካዊ ፍልልያቶምብዘየገድስ ናብቲ መሰረታዊ ሃገራዊ ድሕነት ከቕንዕ ይግባኦ።” Comment: This is exactly what we have been working on. To my understanding Vacarro wants to unconditionally unify Eritreans for democracy irrespective of their differences. He defined

READ MORE

ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓዲ እንግሊዝ፣ ዶር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ኣብ ዝተረኽበሉ ኣጋጣሚ፣ ሎሚ 4 ግንቦት ኣብ ለንደን ኣብ ዘካየዱዎ ኣኼባ፣ ቀዋሚ ሽማግለ ‘ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ’ ኮይኖም ዘገልግሉ 9 ኣባላት ብዲሞክራስያዊ መንገዲ መሪጾም። እታ ካብ ለንደንን ካልኦት ከተማታትን ዓዲ እንግሊዝ ዝመጽኡ ሓያለ ኤርትራውያን ኣብ ዝተረኽቡኩ፣ ብኽፉትን ልዙብን

READ MORE

ሓድግታት ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ "ሻምፕዮን ናይቲ በታኒ ፖሊሲ"                   ታደሰ ኪዳነ      በርሚንግሃም                         1ይ ክፋል              04/05/2014   መእተዊ፦ ኣብ ታሪኽና ውልቀ-ሰብ ኣልዒልካ ምዝራብ ልሙድ ኣይኮነን። ምናልባት ታሪኽ ናይ ህዝቢ (ሓፋሽ) ኢዩ፣ ንሱ ኢዩ ብደሙን ብረሃጹን ቀያሲ ታሪኽ ካብ ዝብል ቅኑዕ ኣተሓሳስባ ዝብገስ እመስለኒ ። ይኹን’ምበር እንተ ብገንዘቦም እንተ

READ MORE

ብዘይካ እዚ  እቲ ብዙሕነት ዘለዎ  ህዝቢ  ሕጂ ዘለዎ ፖለቲካዊ ንቕሓት  ካብቲ ኣብ 1990ታት ዝነበረ ኣዝዩ ዝሓሸ እዩ፡ ስለዝኾነ  ኣብቲ ድሕሪ ምልጋስ ስርዓት ህግደፍ ኽመጽእ ዝኽእል ከም ናይ ቋንቋ ጸገማት፡ ዕብለላ ናይ ሓደ ብሄር ኣብ ርእሲ ካልኦት ብሄራት፡ ዕብለላ ሓደ ብሄር ፡ ሃይማኖት ወይ ኣውራጃ ኣብ

READ MORE

  ምዕራፍ 10፡ ክሳብ ተኽሊጥ                                                        ርግጽ’ዩ ህዝቢ ኵናት ኣይደልን’ዩ። ‘ሃየ ተወረርካ!’ ብምባል ከም ዝዋጋእ ክትገብሮ ግን ቀሊል’ዩ። ሓንሳብ ኵናት ምስ ተጀመረ ድማ ነቶም ኵናት ዝቃወሙ ሰባት ከም ትሕተ ሃገራውያን ተጸልሞም።                                                                                  ሄርማን ጐሪን ቤትማእሰርቲ ማለት ንዓይ ብዙሕ ነገር’ዩ። ነቲ ሕጋዊ መዳዩ ገዲፈ ድማ እቲ

READ MORE

እቲ  ወትሩተጻብኦንመከራንዘይመሐደጎ፣ሳላረቡን/አምላኹን  ግን  ንኹሉ  ተጻብኦታትን  ፈተነን  እንዳጠሐሰ  ሐድነቱ  ሐልዩ ንወለዶታት  ዝተሰጋገረ ተቓላሳይ  ህዝቢ ኤርትራ ሎሚ’ውን ካብ ዝተፈላለየ ውሽጣውን ደጋውን ፈተነታት አይደሐነን። ህዝቢ ኤርትራ ሐቂ ብሐቁ ተወጺዑ ኢዩ። እቲ ነጻነቱን ሐርነቱን ንምውሐስ፣ ን30 ዓመታት ዘካየዶ ብሰፍ ዘይብል ቁጽሪ መስዋእቲን  ስንክልናን ዝተሰነየ፣  መሪርን  ነዊሕን ተጋድሎኡ  ከአ ከቶ

READ MORE

ምሕደራ ህዝቢ ካብ ቁጽጽሩ ወጻኢ እናኾነ ብምኽያዱ ዝሰግአ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ ካብ ምምሕዳር ዞባ ጀሚሩ ብደረጃ ንኡስ ዞባ ኣብ መወዳእታ ከኣ ኣብ ምምሕዳር ከባቢታት ደው ዝበል ዝነበረ ቅርጺ ምሕደራዊ ኣወዳድባ ሓደ ደረጃ ንታሕቲ ወሲኹ ናብ ገዛውቲ ብምውራድ፣ ንህዝቢ ምጸቢብ ንምቍጽጻር ይሰርሕ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። እዚ

READ MORE

እቲ ሓበሬታ ከምዘመልክቶ፣ ብሰንኪ ‘ዚ ሓንቲ ብየመን ኣቢላ ኣስመራ ክትዓልብ ዝበረረት ነፋሪት ኣብ ኣስመራ ክትዓልብ ኳ እንተፈተነት ኣገልግሎት ስለዘይረኸበት ንየመን ተመሊሳ። ኣብቲ እዋን’ቲ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ጸልሚቱ ከምዝነበረ (መብራህቲ ከምዘይነበሮ) እቲ ሓበሬታ የመልክት። እቲ ጸገም ኣብታ ነፋሪት ተሰቒሎም ዝነበሩ ተሳፈርቲ ብዝሃቡዎ ቃል ‘ውን ክረጋገጽ ክኢሉ። ብቕድሚ ትማሊ፣ ብካይሮ

READ MORE

ስዉእ ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር፤ ኣብ ታሪኽ ናይ ቃልስታት ናይ ደቂ-ሰባት ምስ እንውከስ፣ ቡዙሓት ሰብ ዝናን ሰራሕቲ ታርኽን፣ ክሓልፉ ከለዉ፣ ታሪኾም ግን ከም ህያው ኮይኑ፡ ንውርሻን ንትምህርትን ክነብር ንርኢ። ታሪኽ ክንብል ከለና ድማ፡ ክልተ ገጽ ዝሓዘ እዩ፣ ማለት ኣዎንታውን ኣሉታውን።  እቲ ኣዎንታዊ ሸነኹ ንውርሻን ከም ኣብነት

READ MORE

ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ናይጀርያ ዝነበረ ገዲም ተጋዳላይ መሓመድ ዓሊ ዕማሮ፣ ከምኡ ‘ውን ሓላፊ ኤምግሬሽን ናይቲ ስርዓት ለቴናል ኮለኔል መሓሪ ብርሃነ (ወዲ ብርሃነ) ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከምዝተኣሰሩ ምንጭታት ሓቢሮም። ማእሰርቲ ክልቲኦም ሓለፍቲ ከምቲ ኣብ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝተለምደ ዛጊት ምኽንያቱ ብወግዒ ኣይተፈልጠን። ኣምባሳደር ዕማሮ ኣብዚ ራብዕቲ

READ MORE

“እዞም ሕዪ ዝጻኦቱ (ብጃምላ ምስዳድ) ዘለው መንእሰያትከ ናበይ የብሉ ኣለዉ? ብሓደ ሰሚሮም፡ ነዚ ጒልሓይ (ተባላዕን ቀዛፍን ሕማም ከብቲ) ዚኾነ ስርዓት ክፋለሙዎዶ ይዳለዉ ኣለዉ?” በሉኒ ክሳዶም ናባይ ጠውዮም ዓይኒ ዓይነይ እናጠመቱ። ‘ኣይ! ናይ ጣዕሳ ወረቐት ብምምላእ፡ ክልተ ካብ ሚእቲ ከፊሎም፡ ኣብ ቅድሚ’ቲ ብሕሰም መከራ ዝሳቐ ዘሎ’ሞ ገዲፎሞ ዝወጹ

READ MORE

ሓደ ካብቶም ኣብ ከተማ ቦስተን ዝነብር ናይ ፌስቡክ የዕሩኸይ: ኣብ ማራቶን ቦስቶን ኤርትራዊ መቦቆሉ ይመርሕ ኣሎ ዝብል ጽሑፍ ምስ ኣውጽአ: ኣብ ቦታ ስራሐይ ኮይነ: ነቲ ውድድር ላይቭ ተኸታቲለዮ:: ዋላ'ኳ ከም ኣመሪካዊ ይወዳደር: እታ ሕደ ትገብረና ኤርትራዊ መቦቆል ትብል: ናይ ስጋ ስለ ዝቐንጠወትኒ: ከምቲ ቐደም ውድድር

READ MORE

ነዚ ኣብ መላእ ህዝብና ብሓፈሻ፣ ኣብ መንእሰያትን ኣዴታትን ቆልዑን ድማ ብፍላይ ዝወርድ ዘሎ መከራን መቕዘፍትን ግቡእ ቆላሕታ ረኺቡ ንምድሓኖም ኩሉ ዝምልከቶ ኣህጉራዊ ትካላትን  መንግስታትን ማሕበራትን ንምኩሕኳሕ ብህጹጽ ግዲኦም ንኽገብሩ ዝጠልብ - ዓቢ ሰልፋዊ ጉዕዞ ንድሕነት ህዝቢ - ዓርቢ 23 ግንቦት 2014 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ  ክካየድ

READ MORE

ሕጂ’ውን ዝራብዕ ኣይለምልም መንእሰይ ኣይሳለም!!               28-04-14፡ ሰላም ከመይ ቀኒኹም ክቡራት ተኸታተልቲ። ሓንቲ ሓጻር ነገር ንምባል ኢየ ነዚ ኣርእስቲ ተመሊሰዮ። ኩሉኹም ዝበልኩሞ ብንጹር ተረዲአዮ ክኸውን እትስፎ። “ጭሩስ ብዓቕማ ትሕጎም”፡ ከምዝባሃል ሎሚ እንተተባሃሃልና ንዝሓሸት ጽባሕ’ምበር ሰዓርን ተሳዓርን፡ ረታዕን ተረታዕን ኰንና ክንፈ ላለ ኣይኮነን። ብመሰረቱ ሓሳብ ንሓሳብ ክጋጮ ዘድልየሉ ምኽንያት

READ MORE

   ታደሰ ኪዳነ!   ናይቲ መድፍዓጂ ቀዳድ ድርዒ ታንኪ በጦሎኒ ፍትሒ ደሃዩዶ ኣሎኪ? ዋላ ሓደ ይኹን ካብዞም ሰራዊትኪ ጸጸር ካብ ምድርባይ እንተ በዂሩኪ ደሃዩ ግበሪ ኣሰና ቀልጢፍኪ!                ደምበ ደላይ ፍትሒ’ወ ህዝባዊት ኣሰና              ደሃዩዶ ኣሎኪ ናይ ቃልሲ ብጻይና?              ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ድሮ ልደትና              ሕማም ኣውራጃነት ምስ ኣስተምሃረና              ኣዋርሕ ሓሊፉ ካብ

READ MORE

ምዕራፍ 10፡ ክሳብ ተኽሊጥ                                                          ርግጽ’ዩ ህዝቢ ኵናት ኣይደልን’ዩ። ‘ሃየ ተወረርካ!’ ብምባል ከም ዝዋጋእ ክትገብሮ ግን ቀሊል’ዩ። ሓንሳብ ኵናት ምስ ተጀመረ ድማ ነቶም ኵናት ዝቃወሙ ሰባት ከም ትሕተ ሃገራውያን ተጸልሞም።                                                                                  ሄርማን ጐሪን ኣባላት ባዶ ትሽዓተ ምስ ተኣስሩ እንዳ ወንጀል ከም ስርዓት’ያ ተበጽቢጻ። ኣነ

READ MORE