Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

 ውሳኔ“ፍትሓ ነገስት”።      6ይ ክፋል።             06-04-14። ትማሊ ዘይፈለጣ ጽባሕ ኣይትራኣዮን ኢያ!! ውዕሎ መዓልቲ ውግእ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ገሊጸዮ ስለዝኾንኩ ንተክኒካዊ መዳያቱ ኣብዚሐ ኣይክዛረበሉን ኢየ። ብሃታሃታ ዝተጀመረ ጉዕዞ ወጋሕታ ንጀነራላት ፈረንጂ ብዘይተረድኦም ምኽንያት ካብቲ ብሰንሰለት ክተኣሳሰሩ ዝነበረ ኣበጋ ግሳኦም ተበታቲኾም ብኪሎሜተራት ዝኣክል ሃጓፋት ተራእየ። ብተወሳኺ ቅርጺ መሬት፡ መራሕቲ ዝሓዝዎ ካርታን

READ MORE

ምዕራፍ 8፡ ጕዕዞ ናብ ኣካን ቀብር  ንጹሃት ሰባት  ብዘይ ፍትሒ ኣብ ዝእሰሩሉ ግፍዐኛ ስርዓት እቲ ሓቀኛ ቦታ ናይ ቅኑዓት ሃገራውያን ቤትማእሰርቲ’ዩ።                            ሄንሪ ዴቪድ ቶረ ኣብ ካሜራ ዓሰርተ ሓሙሽተ ካብ ዝኣትው ሰሙናት ሓሊፉ ከብቅዕ ዝኾነ ሕቶ ወይ መርመራ ኣይቀረበለይን። መኪና ዝሸጥኩሉ ኣባል ጸጥታ ጥራይ ሓንቲ መዓልቲ መጺኡኒ

READ MORE

ሰለሰተ ዓበይቲ ህዝባዊ ፍጻሜታት ኣብ ሓደ መዓልቲ፡ ቀዳም ሾመንተ መጋቢት፡ 2014   ኣዝዩ ሰፊሕ መደብ ኣብ ውሽጢ ሓጺር ጊዜ ክንፍጽም ኣለና ኢልና ተበጊስና። ንኽእሎ ኢና! ኢልና ነቲ ስራሕ ብድፍረት ጀሚርናዮ። ዘተኣማምን ባይታ ግን ነይሩና፣ ኤርትራውያን ነበርቲ ደንቨርን ከባቢኣን። ኤርትራውያን ወነንቲ ንኣሽቱ ቢዝነስ፡ ውሑዳት ሃብሮማት ብገንዘብን ብሞራልን ዱልዱል ሕቖ

READ MORE

ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ጽባሕ 5 ሚያዝያ ናብ ካርቱም (ሱዳን) ክኸይድ ምዃኑ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ዕላማ ዑደቱ እንታይ ምዃኑ ብንጹር ኣይተፈልጠን። እቲ ዋና ፖለቲካዊ መጋበርያ መላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኮይኑ ዘሎ የማነ ማንኪ ንምስሊ ናይቲ ዝወድቕ ዘሎ ስርዓት ከመሓይሽ ላዕልን ታሕትን ይብል ኳ እንተሎ፣

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንሜጀር ጀነራል ሮመዳን ኣውልያይ ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል (ኣስመራን ከባቢኣን) ክኸውን ከምዝመዘዞ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ሜጀር ጀነራል ሮመዳን ኣውልያይ ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ ኣዛዚ ክፍለሰራዊት ከቢድ ብረት፣ ድሕሪ ናጽነት ከኣ ሓላፊ ኮምሽን ስፖርት ኮይኑ ኳ እንተሰርሐ፣ ነቲ ዋና ከተማ ኣስመራ ዝርከቦ ዞባ

READ MORE

ስነ-ስርዓት  መብራህቲ ሽምዓ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ትማል ዕለት 04/02/2014 ብኽብሪ ኣብ ላስ-ቬጋስ ተዘኺሩ። እቲ ብመብራህቲ ሽምዓን ጸሎትን ብፕሮጀኽተር ዝተሰነየ ስእልታትን ግጥምን  ዝተጀመረ ዝኽሪ ሓርበኛ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ቐጺሉ ብኣቶ ስብሓት በርሄ ታሪኽ ሂወትን ዝናን እቲ ሓርበኛ ተነቢቡ ገለ ኻብቲ ትሕዝቶ ሓርበኛ ኣሕመድ ናስር ንዓመታት ኣብ ቓሉን

READ MORE

መጸዋዕታ ክፉት ኣኼባ ንኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ስዊዝ ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ነበርቲ ስዊዝ : ነዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ሓቢርካ ንምምካትን : ከም ኤርትራውያን መንነትናን ክብረትናን ዝኽበረሉ ብሓድነትና ስለ ዝኾነን ስለዝረጋገጽን ንዕለት 04/05/2014 ንመላእ ኤርትራዊ ደለይ ፍትሒ ዘሳትፍ ክፉት ኣኼባ ስለዘለና ኩሉኹም : ዝተወደብኩምን 

READ MORE

800 ጉምቦ ኣእዳውን ክንድኡ ሚኢቲ ጉምቦ  ኣእጋርን።  5ይ ክፋል፡                02-04-14፡ “ጠንቂ ስዕረት ወራሪ ግዝኣት ጣልያን ኣብ ውግእ ዓደድዋ እንታይ ነበረ? ኣብቲ ዓወት ኣስተዋጽኦ ደቂ-ኤርትራን ዓስቦምንከ እንታይ ነበረ? ‘ጥልመት’ዶ ኢልኩም ሓቀይ”! ኢለ ንዘበገስኩዎ ሓሳባት፡ “ዓወት ዓድዋን ግዳያቱን” ብዝብል ኣርእስቲ ኢና ንኣር ባዕተ ክፋላት ሓጸርቲ ታሪኽ ነጋውስ ኢቲዮጲያ

READ MORE

ኤርትራ ሃገርና ሽሕ እኳ ብጸጋታት ዝተዓደለት ሃገር  እንተኾነት  ብሰንኪ  እቲ  ኣብ ሃገርና ዘሎ  ቀይዲ ኣልቦ ስርዓትን ቁጠባዊ ፖሊስታትን፡ ህዝቢ ኤርትራ ተጠቃሚ ጸጋታቱ ኩይኑ ሃገሩ ከማዕብልን  ፍትሒ ዝመለልዪኡ  ሰላማዊ ሂወት ክመርሕን  ኣይተዓደለን።  እዚ ዘሎ ስርዓተ ምሕደራን  ቀየስቱን  ከይተኣልዩ  ከኣ ኣብ  ኤርትራ  ቁጠባዊ  ምዕበላ ዝሰረቱ  ፍትሓውን ሰላማውን

READ MORE

ቅሉዕን ምስጢራውን ዜናታት ደንበ ህግደፍ   ምንጭታት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ካብ 24 ክሳብ 25 መጋቢት 2014 ብገባቲ ኢሳይያስን የማነ ገብርኣብን ዝተመርሐ ላዕለዎት  ሓለፍቲ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ጥራይ ዝሳተፈ ወተሃደራዊ ኣኼባ ኣብ ዶንጎሎ ምክያዱ  ተገሊጹ። እዚ ኣኼባ’ዚ ሓድሽ ምዕብልናታት፡ ውሽጣዊ ኩነታት ሓይልታት ምክልኻል፡ ዳግመ ውደባን ስርርዕን ኣብ

READ MORE

Eritrea: UN expert warns about persisting human rights violations linked to the national service GENEVA, Switzerland, March 31, 2014/African Press Organization (APO)/ –The United Nations Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea, Sheila B. Keetharuth, today expressed deep concern about persisting human rights violations

READ MORE

ክቡር ሐርበኛ ተቓላሳይ አሕመድ ናስር ድሐን ኩን   ሞት ዝነበረን ዘሎን ዝመጽእን ምዃኑ ንኹሉ ብሩህ’ኳ እንተኾነ፣ ደቂ ሰባት  ግን ብባህርያቶም አብ ቀረባ ወይ ከባቢኦም ዘንብዩ ክሳብ ዘርክቦም አለና ብምባል ይዝንግዕዎ። ብኡ መጠን ከአ  እቲ ብሂወቶም ከለዉ ሕድሕዶም ክለጋገስዎን  ክወሃሃቡዎን ዝግብኦም ክብሪን ሐልዮትን በቲ መዓልታዊ ሂወት ዝወለዶ  እዋናዊ

READ MORE

ሎሚ ሃገርና ኤርትራ ብሰንኪቲ ኣብ እንግድዓአ ተሰቒሉ ብኹለንትናአ አረማሲሱ ዘህልኻ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፣ አብ ዓሚቝ ድኽነትን ቅልውላውን እትርከብ ሃገር ኮይና አላ። እዚ ብዝኸፍአ መልክዑ ናብ ዝገደደ ገጹ ብህጸት ዝምርሽ ዘሎ ሐደገኛ መስርሕ’ዚ፣ ንትሕዝቶ ሰብአዊ ዓቕሚታት ኤርትራ በታቲኑ አብ ብርሰትን ዕንወትን ዘብጽሐ ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ከም ሃገር’ውን

READ MORE

ክቡር ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር ተሰዊኡ። እዚ ጅግና እዚ ታሪኹ ከም ዝምስክሮ፡ ናጽነትን ሓርነትን ሃገሩን ህዝቡን ንምድላይ 50 ዓመታት ተጋዲሉ። ሞት ዘይተርፍ ጽሕፍቶ ወዲ ሰብ’ኳ እንተኾነ፡ ከም ኣሕመድ ዝኣመሰለ ጅግናስ ፍረ ጻማ ቃልሱ ክርኢ፡ ሞሳ ናይቲ ዝተቃለሰሉ ዓመታት ከስተማቕር ምተገብአ። ኣሕመድ ንቃልሲ ኢሉ ካብ ዝተበገሰላ ዕለት

READ MORE

ናይ እዚ ኩሉ ናይ ኤርትራውያን ሽግርን መከራን ሞትን መቕዘፍትን ማእሰርትን ቀዳማይ ተሓታቲ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ እኳ እንተኾነ ንስኪውን ካብቶም ቀዳሞት ድሕሪ ኢሳይያስ ትስርዒ ኣእምሮን ሕልናን ዝጎደለኪ ኣንጻር ፍትሕን ዲሞክራስን ህዝቢ ኤርትራ ኣትሪርኪ ትሰርሒ ዘለኺ ኢኺ። እንሀልኪ በሊ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ ን ብር/ ጀነራል ኣማኑኤል ሃንጀማ ቅድም

READ MORE

Def:   Reconciliation 1. To reestablish a close relationship between. 2. To settle or resolve. 3. To bring (oneself) to accept:      He finally reconciled himself to the change in management. 4. To make compatible or consistent: reconcile my way of thinking with yours.  Reconciliation with whom  & who should be initiating it ?   The digital media has

READ MORE

ናይ ሓዘን መግለጺ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ) ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ፣ ብምኽንያት ሞት ሓውና ተጋዳላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ። ተጋዳላይ ሓው ኣሕመድ፣ ድሕሪ ኣስታት 50 ዓመታት ቃልሲ ናይ’ቲ ዝተጋደለሉ ዕላማ ሓርነትን፣ ደሞክራስን፣ ኣብ ኤርትራ ከየስተማቐረ፣ ኣብ ስደት ምስውኡ ነቲ ሞት ድርብ ምረት

READ MORE

ምዕራፍ 8፡ ጕዕዞ ናብ ኣካን ቀብር   ንጹሃት ሰባት  ብዘይ ፍትሒ ኣብ ዝእሰሩሉ ግፍዐኛ ስርዓት እቲ ሓቀኛ ቦታ ናይ ቅኑዓት ሃገራውያን ቤትማእሰርቲ’ዩ።                            ሄንሪ ዴቪድ ቶረ ኣብ ካሜራ 15 ካብ ዝኣቱ ነቲ ሓጸጽ ሓጸጽ ዝብል፡ ንማለቱ ዓደስ ኣትዩዎ ዝብሃል ጸብሒ ብዕድል ሓንቲ መዓልቲ’ኳ ጥዒመዮ ኣይፈልጥን። ሰብ ኣይጽላእካ

READ MORE

መበል ካልኣይ ጉባአ ኤርትራዊ ማሕበር ኣካለ-ጽጉማን ሰሜን ኣሜሪካ   ካልኣይ ጉባኤ ኤርትራዊ ማሕበር ኣካለ-ጽጉማን ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኣብ ከተማ ኣትላንታ-  ጆርጂያ ኣብ ሰነ/June 28 2014 ክጋባእ እዩ። ዕላማ ምጥዋር ውጉኣት ሓርነት፡ ካብ መበገሲ ዕላማ ዳግመ-ርኽክብ ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተቓለስቲ ናይ ዝነበሩ፡  ዘይፍለ ብምዃኑ፡ ምስ መደባት ዳግመ-ርኽክብ፡ ካልኣይ ጉባአ

READ MORE

መስራቲን ሓላፊን ኣሰና ፋውንዴሽን ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፡ ትማሊ ኣብ ህይስተን ሰፊሕ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብ’ቲ ብሓይሊ ዕማም ህይስተን ዝተዳለወ ኣኼባ፡ ኣማኑኤል ናይ’ቲ ኣኼባ ቀንዲ ዕላማ፡ ሰፊሕ ህዝባዊ ሰረት ዘለዎ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንምምስራት ከምኡ’ውን መራኸቢ ብዙሓን ንምሕያል ምዃኑ ገሊጹ።” ህዝባዊ ሓይሊን፡ ሓይሊ ሜድያን ተደሚሩ፡ ለውጢ የረጋግጽ። ውሕስነት ለውጢ

READ MORE

[መጋቢት 29, 2014] ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ብዛዕባ እቶም ካብ ቤት ማእሰርቲ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ክሰጋገሩ ዝደልዩ ኤርትራውያን ሕቶኦም ግብራዊ መልሲ ክረክብን ናይቶም ናብ ካልኦት ሃገራት ክሰጋገሩ ዝደልዩ ጉዳይ ብዕቱብ ክርአን ምስ ላዕለዎት ኣካላት መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምኡ’ውን UNHCR ተራኺቡ ተዘራሪቡ። ብመሰረት እቲ ብኣባላት ስምረት

READ MORE