Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብሳላ ጸጋ ዕደመኡ ኣብ መዋእሉ 5 መንግስታት ዝረኣየ፡ መጻሕፍቲ ብምንባብን ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ምብስታፍን ዝደለቦ ፍልጠት ከምኡ’ውን ኣብ ብዙሓት ወጻኢ ሃገራት ብስራሕ ክንቀሳቀስን ዕድል ዝረኸበ ዓርከይ፡ “ብኣጋጣሚ ናይ’ዚ ዓመት’ዚ(2015)መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ህዝብና ካብ ስርዓት ኢሳያስ ዝጽበዮ ጽቡቅ ሓድሽ ነገር እንታይ ክኸውን ይኽእል” ኢሉ ምስሓተተኒ፡ “ኣንታ

READ MORE

ኣብ ምህናጽ ኤርትራ፡  መራሕትን መሃርትን፡ ቀየስትን ፈጸምትን፡ ተፋላሰፍትን ተማራመርትን፡ ተኻላኸልቲ ልኡላውነትን፣ ክኾኑ ዝግበኦም ኣሻሓት መንእሰያትን ህጻናትን ኣብ ደልሃመት ስደት ንዝወርዶም ዘሎ ቀጻሊ ቅዝፈታት ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ። ኣብ ኤርትራ፡ ቅትለት፡ መዋጸኦ ዘይብሉ ጨካን ማእሰርቲ፡ ማሕዩር፡ ሰብኣዊ ግህሰት፡ ብሓጺሩ፡ ስግር እቲ ጸላም ብርሃን ዘይራኣየሉ ህይወት፡ ቀንድን መሰረታውን

READ MORE

ንሓደ ግንቦት መዓልቲ ሰራሕተኛታት ዓለም ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተጸውዐ ሰልፊ፡ ኤርትራዉያን ደለይቲ ፍትሒ ነበርቲ ስታቫንገርን ከባቢኣን፡ ነቲ ኣጋጣሚ ብምጥቃም፡ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ከምዘካየዱ አኪል ኣሰና ካብታ ከተማ ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ንምርዳእ ተኻኢሉ። እቲ ብምረሻ ባንድ ዝተዓጀበ ሰልፊ፡ ልዕሊ ክልተ

READ MORE

መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቶም ናብ አውሮፓ ክሰግሩ ክብሉ አብ ሊብያ አብ ከቢድ ሽግር ወዲቖም ዘለው ዜጋታቱ ብሰላም ንኽውጽእ ጻዕርታት ይገብር ከምዘሎ ተፊሊጡ አሎ። ብመሰረት 28.04.15 መግለጺ ወጻኢ ጉዳይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ዶክትር ቴድሮስ አድሓኖም፤ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ሱዳንን ግብጽን ብምኻን ነቲ ስደተኛታት ናይ ምውጻእ መስርሕ የካይዱ

READ MORE

አብ'ዚ ለንቅነ ሓያለ ቤተሰባት አብ ኤርትራ አብ ማዕከላይ ባሕሪ ብዘጋጠም ዘሎ ናይ ሞት ሓደጋታትን፤ ብአሸበርቲ ጉጅለታት ብዘጋጠመ ቅጥለት ንጽሃት፤ ከምኡ ድማ ሃለዋት ደቆም ዝጠፍኦም ቤተሰባት፤ አብ ዝተፈላለየ ክፍልታት ኤርትራ ምርድእ ብዙሓት ቤተሰባት ይኩሕኩሓ አብ ዘለዋሉ ህሞት ንርከብ። አብዚ ለንቅነ አብ ገለ ዓድታት አብ ከበሳታት ኤርትራ አብ

READ MORE

ሰላምታና ብምቕዳም ኣብ ከባቢ ባየርን (Bayern) እትርከቡ ኣሕዋት እዚ ኣብ ሳሃራን ሊብያን ባሕርን ዝጠፍእ ዘሎ ህይወት ደውክብልን ስቅያት ሓፋሽ ህዝብና ከብቅዕን ከምኡ’ውን ብፍላይ ሕብረት ኤውሮጳ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ብምስምማዕ ወጢኖሞ ንዘለዉ ዘይፍትሓዊ ምምላስ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ንምቅዋምን ኣብ ከተማ ሙንሽን ማእከል ሽታኩስ (Stacus) ድምጽና

READ MORE

ደምና ከይሓተካ!   ዕዳኻ'ባ ኪፈል ባሕሪ ከሓሰና ስለኻን ንኣኻን ከምዛ ዘይደመና ከምዘን ደቂ ዛግራ እናተበትንና ዓይንኻ ዓሚትካ እትጥምተና እንታይ እዩ እቲ ጸገም እስከ ንገረና!?   ንስኻ እንከለኻ ደምና ዘስብሓካ *ብጻኦት ክንስደድ ድሕሪት ገዲፍናካ   *ብብዝሒ ትም ኢልካ ትዕዘብ ከምዘይምልከተካ ነቲ መጥፍኢና ዓገብ ዘይምባልካ ግደፍ'ባ ባሕሪ ደምና ከይሓተካ!   ንሃልሃልታ ሓዊ ብዓረር ገጺብና ህይወት ዝበጀና ንኣኻ ዓቂብና ምልኣትካ ዘውሓስና ንጹህ ደምና ኣፍሲስና እናተሰደድና ምልኪ

READ MORE

ድርብ  መሪር  ሓዘን                         ዕለት 25.04.2015 ክሳዉዲ ደቅሰብ ከም መሸላ ክጉናእ ኣራእስ ደቅሰብ ብጥይት ክጋማማዕ የሕዝን ከም ሕሱም የንብዕ ኣእምሮካ የዛናብል..ልብኻ ደም የንዝዕ ገበኖም ክርስትያን ጥራሕ  ስለዝኾኑ ከም ኣባጊዕ  ፋሲካ ብካራ ዘኽስተኑ ጽዩፍ ተግባራቶም ብዓለም ተኾኒኑ ናይ ግዜ ጉዳይ ኢዩ እንበር.. ናይ ኢዶም ክንደይ  ከይስእኑ ኣብ መሬትን ኣብ ሰማይን .. ሃልሃልታ ጋሃነም ከስሓኑ   ኣብዓዲ ሞት ፡ ኣብስደት ሞት ኣበይ

READ MORE

Most of the contributors listed on the donation table are some among the very few loyal and generous Radio Assenna financial backers who kept Assenna on air since its inception in 2009. The very people who prompted our moral pain after being overburdened with constant

READ MORE

ኣብ ከተማታትን ሓውሲ ከተማታትን ኤርትራ፡ ሕጽረትን ቅልውላውን መንበሪ ኣባይቲ ሓደ ካብ ዝዓበዩ ሕማም ርእሲ ህዝብና’ዩ። ቀንዲ መንቀሊ ናይዚ ጸገማት ድማ፡ ጋሕማጥ ምምሕዳርን ምስ ዘሎ ማሕበራውን ቁጠባውን ክውንነት ሃገርና ዘይቃዶ ኣሰራርሓን ሜላታትን ስርዓት ኢሳያስ’ዩ። መንግስቲ፡ ብዓዲ፡ ከተማ ወይ ብውልቀ ዝውነን መሪት ብኣገባብ ክወስድ ስልጣን ኣለዎ። ይኹን

READ MORE

ኣሳፊሕካ ሞት፡ ተኾርሚኻ ሞት።                               25.04.2015፡   ኣቐዲመ ፈጣሪ ንኩሎም ግዳያት ኢዱ ዘርጊሑ ክቕበሎም እምነ። ክቡራት ደቂ ኤርትራ ደቂ’ዛ ሕያወይቲ ኣደ! ቅንያቱ ኣስደሚምኩም ከምዘሎ እመስለኒ። ልዕሊ ኩሉ መን ከምዘርድእ ጨኒቕና’ዃ እንተ ሎ እቶም ተረከብቲ ግና በቢልብና ተራኺብና ኣለና። ግደ ሞራል መን ኢዩ ምስ’ዞም መርድእ ዘእውዩልና ወይ መራኸቢ ብዙሃን ክተሓ

READ MORE

ክንዲ ንሓደ ኣባሲ ምጽፋዕ ተተሓሒዝካ ብሃገርካ ምጥፋእ ‘ሲ ምስ ምንታይ ይጽብጸብ? ንሕና እቶም ነዚ ስግንጢራዊ ኩነት ኣፍቂድና ነብስና ምፍቃድ ኣጊሙና ህዝቢ ንገዛእ ርእስና ኸ ምስ መን ኢና ንቝጸር? ነዚ እንነብረሉ ዘለና ጸሊም ዘበን፣ ጸሊም ሰሙን ተወሲኹዎ፣ ግዳያቱ መድሕን፣ ሓተቲ ኸኣ መልሲ ስኢኖም ስለዘለዉ፣ ምላሽ ከይተጸበና፣ ሓዘን

READ MORE

ንግዳያት ናይ ማእከላይ ባሕርን ነቶም ብኣይስስ (ISIS) ዝፍለጥ ግብረሸብራዊ ዝተቐዘፉ፡ ኢትዮጵያውያንን፡ ኤርትራያውያንን፡፡ ቦታ    ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ሲቪክ ሰንተር 590 Shawmut Ave.  Boston , Ma. 02118 ዕለት  ሰንበት ሚያዝያ 26 (Sunday April, 26) 2015 ሰዓት፡ 5፡00 ድ.ቐ. ብደሓን ምጹ፡፡ ኣካያዲት ቦርድ

READ MORE

ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝሃለቑ መሳኪን ስደተኛታት ንምዝካር፣ ብኢጣልያውያን ተደናገጽቲ ዝተወደበ ዝኽሪ ሽምዓ ኣብ ሚላኖ፣ ኢጣልያ ን 28 ሚያዝያ ሰዓት 9፣00 ምሸት ክግበር እዩ። ኣብ ሚላኖን ከባቢኣን እትርከቡ ግዱሳት ኤርትራውያን ሸሸምዓኹም ሒዝኩም ኣብቲ ቦታ ተረኺብኩም ግዳያት ክትዝክሩ ነዘኻኽር። ዝካየደሉ ቦታ፣ ኣብ ዳርሰና DARSENA ጥቓ PORTA GENOVA  

READ MORE