Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብምኽንያት ናይ ሓዘን ማዓልቲ ሓውናን ብጻይናን ኣሕመድ መሓመድ ናስር ኣብ ከተማ ኮለን (Köln) ክቡር ሓውናን ናይ ቃልሲ ብጻይናን፡ ኣሕመድ መሓመድ ናስር፡ ምሉእ ህይወቱ፡ ኣብ ኤርትራ  ፍትሕን ደሞክራስን ክረጋገጽ፡ ከይተሓለለን ከየዕረፈን፡ ክቃለስ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብሃንደበት ብናይ ልቢ ሕማም ምኽንያት፡ ብዕለት 26. 03. 2014 ኣብ ሃገር ሽወደን ካብዛ

READ MORE

‘’ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና !!!’’ ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና ዝብል ኣዘራርባ ብተደጋጋሚ ሰሚዕክሞ ከምትኾኑ ርግጸኛ እየ። ንሓያሎ ዓመታት ትርጉም ናይዚ ኣዘራርባ ንምፍላጥ’ውን ፈቲንኩም ትኾኑ። ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና ዝብል ዘረባ ብዝኾነ መገዲ ካብ ዝኾነ ሰብ ክትሰምዑ ከለኹም ፍሉይ ባህታ ከም ዝስመዓኩም ድማ ዘካትዕ ጉዳይ ኣይኮነን።እቲ ኣንጻር ባዕዳውያን ገዛእቲ ዝገበርናዮ

READ MORE

ሽያብ አይተጸውዕ ለባም ጸውዕ መለሲ ንኣቶ ዓበዱ ሓቢብ (march 27/2014   ነዚ ዝስዕብ ጽሐፍ ንኽጽሕፍ ዘገደደኒ፤ ኵነታት እቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ መስከረም.ነት፤ ብዓበዱ ሓቢብ ናይ ኢመይል ምልልስ ዝብል፤ ብዛዕባ ጎይትኦም ጸጋይ (ጌቱ)፤ ጽሑፍ ምስ አንበብኩ ብጣዕሚ ተገሪመ፤ ንጎይትኦም (ጌቱ) ክም ሓደ ፍትሐዊን አብ ኤርትራ ድማ ፍትሒ ንኽነግስ፤

READ MORE

ወየ!!!!!!ወየ!!!!!ወየ!!!!! ኣንታ ጥዑም ወረዶ ተሳእነ ኣንታ እንታይ ክንብል ሎሚቕነ ህዝቢ ኤርትራ ቅሳነት ስኣነ ኣብ ዘዘለዎ ርእሱ እናድነነ ኣብ ሃገሩ ንኸይነብር ተኾነነ ዝነበር ሓመድ ሃገሩ እምበር ሰኣነ።   ተጋዳልይ መሓመድ ናስር ብሃገሩ ክሓስብ ከይደቀሰ ዝሓድር ዲሞክራስያዊት ሃገር እናበለ ዝምድር ዓዱ ከይተመልሰዶ! ኣብ ስደት ይሓድር ኣብዚነኻ ጉድ ዓዲ ዘየጋብር ሕልና ዘለዎ ወድ ሃገር ይጠርነፍ ይመድር።   መሓመድ ናስር በጽሒ ናይ ስሳታት ሃገርይ ኢሉ

READ MORE

መስዋእቲ ሃገራዊ መራሒ ተጋደላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር   ሃገራዊ መራሒ ተጋደላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ሕማም ብዕለት 26 መጋቢት 2014 ኣብ ሃገረ ሽወደን ከተማ ስቶክሆልም ካብዛ ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ።   ስዉእ ተጋደላይ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ኣብ ሃገራዊ ሓርነታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ዓቢ ተራ ዝነበሮን

READ MORE

አብ ከተማ ኣስመራን ከባቢአን ዝብሃል ዘሎ ከነዕልለኩም : አብዚ እዋን ዓብይ መዛረቢ ጉዳይ ኮይኑ ዘሎ ሞት ብርጋዴር ጀነራል አማኑኤል ሃይለ (ሃንጀማ)፤ ብርጋዴር ጀነራል መብራህቱ ተኽለ (ቫይናክ)፤ ከምኡ ዉን ደሱ ተስፋጺን ሓላፊ 09 ነበር ዘጋጠመ ሞት አመልኪቱ ሰብ ዝተፈላለየ ርእይቶታት ይህብ አሎ። እንተኾነ ከምቲ ህግድፍን ካድረታቱን

READ MORE

ናይ ዕደና ወርቂ ኩባንያ ሳንሪጅ (Sunridge Gold Corp) ድሕሪ ምኽፋል ግብሪ (Post-Tax Value) ዝርከብ መኽሰቡ ናብ $428 ሚልዮን ዶላር ክብ ከምዝበለ ተሓቢሩ - እዚ፡ ንኤርትራ  እንታይ ትርጉም ክህልዎ ይኽእል? By Yohannes Tseggay, London, 27 March 2014   ብመሰረት 27 መጋቢት 2014 ብ’ማርኬት ዎች (Market Watch) ተሓቲሙ ዝወጸ ናይ

READ MORE

ኤልሳ ጭሩም! ኣቲ ጓል’ዞም ጭሩም ፍቕርን ክብርን ባህሎም እዞም ንኣሽቱ ኣሕዋትክስ ክንደይ ተዓዲሎም ንመሰልን ፍትሕን ክትጣበቕሎም ናብ ምልእቲ ዓለም እናጎየኽሎም ሎሚ’ዉን በጃኦም ጾምኪ ቀኒኽሎም! እታ ሓብቲ ትብሃል ከማኺ’ያ ኤልሳ ናጽነት ዘምጸአት ትማል ተቓሊሳ ሎሚ’ዉን ንፍትሒ ዳግም ተበጊሳ ኣራዊት ከይበልዖም ናይ መሮር እንስሳ ኣብ መዓሙቕ ባሕሪ ከይዉሕጦም ዓሳ ድባብ ናይ ኣሕዋታ ዘይትሐለል ጓሳ ቃላት ስኢኑላ ልበይ ክምጉሳ! ኣንቲ ሓበን

READ MORE

ኣይግድን እንዳ ዜና ማሕሙድ ሳልሕ ሓበንን ሓዘንን ተፋሪቑኒ ከሎ እየ እጽሕፍ ዘለኹ።  መበል ሳላሳ ዓመት ምድምሳስ ውቃው እዝ ኣብ እነብዕለሉ ዘለና ወርሒ መጋቢት፡ ድሮ ኣርባዕተ መስረትትን መራሕትን ህዝባዊ ሰራዊት ኣፋኒና ኣለና። ወርሒ መጋቢት ብሓመድ ድቤ ውቃውን ናደውን እዝታት ክንዝክሮ ምደለና። ምሉእ ሓጎስ ምመረጽና። ነቶም ኣብቲ ዓመት ኣብ

READ MORE

Date : 26/03/2014   ዝኸበርኩም ኤርትራውያንን ፈተውቲ ህዝብናን ድሕሪ ሰላምታ፡ ሎሚ መዕላቲ ዕለት 26/03/2014 ልክዕ ሰዓት 05.15 ወጋሕታ፡ ሓርበኛ ሃገራዊ መራሒ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ድሕሪ ሓጺር ሕማም፡ ካብ’ዛ ዓለም ብመስዋእቲ ተፈሊዩና ምህላዉ መሪር ሓዘን እናተሰማዓኒ ክሕብረኩም እፈቱ። ንብጻይናን መራሒናን ኣሕመድ ናስር ረቢ ብጽቡቕ ይቀበሎ፣ ንምሉኣት ስድራ ቤቱን ብጾትን

READ MORE

ብወግዒ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ጽኑዕ ቤትማእሰርቲ ተመቝሑ ን15 ዓመታት ክሳቐ ዝጸንሐ ምኩር ፓይሎት ዕባይ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ደጀን ዓንደ ሕሸል፣ ካብቲ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ጽኑዕ ቤትማእሰርቲ፣ ካርሸሊ፣ ፈንጢሱ ምስ ወጽአ ተሸሪቡ ከምዘሎ፣ እቶም ክረኽቡዎ ንክልተ ሰሙን መመላእታ ሸበድበድ ክብሉ ንኣስመራን ኤርትራ ብሓፈሻን

READ MORE

ዓቢ መራሒ ተቓውሞ ኤርትራ፣ ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር ብሕማም ወቕዒ ተጎዲኡ ሓደ መዓልቲ ኣብ ሕክምና ድሕሪ ምጽናሕ ሎሚ ረቡዕ 26 መጋቢት 2014 ኣብ ስቶክሆልም፣ ሽወደን ዓሪፉ። ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር ኣብ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣቦ ወንበር ተሓኤ ዝተመርጸ ሓደ ካብ ፍሉጣት መራሕቲ ናይቲ

READ MORE

ወተሃደራዊ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ መድረኻዊ ትልሚ ዕዮ ፖለቲካዊ ቤት ጽሕፈት ብምብጋስ፡ (ኩሉ ዓቕምታትና ንምቀልጣፍ ውድቀት ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ይቅናዕ!) ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጭርሖ ንምዑታት ተጋደልቲ ኣባል ውድባት ኤዲኪ ዘሳተፈ ዕዉት ሓባራዊ ወተሃደራዊ ሰሚናር ካብ ዕለት 25 ክሳብ 26 መጋቢት 2014 ኣብ

READ MORE

ዳይረክተር ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኤልሳ ጭሩም፣ ኣብ ቤትማእሰርቲ ጅቡቲ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ኤርትራውያን ፍታሕ ክረኽቡ፣ ኣብ ቀጽሪ ቤትጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኤምባሲ ጅቡቲ፣ መግቢ ናይ ምሕሳም ተቓውሞ ተካይድ ከምዘላ ካብ ራድዮ አረና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረዲኡ። ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ቀጽሪ

READ MORE

"ዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ዘሎ ዕድላትን ብድሆታትን" መስፍን ሓጎስ ፕሪቶርያ: 22 መጋቢት 2014  ምኒስተር ምክልኻል ነበርን ኣባል ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነን ኣቶ መስፍን ሕጎስ ብዕለት 22 መጋቢት ኣብ ከተማ ፕሪቶሪያ ደቡብ ኣፍሪቃ ንኹሉ ኤርትራዊ ክፉት ዝኾነ ሰሚናር ኣካይዱ። ኣቶ መስፍን ኣብ ኣስተምህሮኡ ፕለቲካዊ ናጽነት ናይ መወዳእታ ዓላማ ገድሊ ኤርትራ ከመዘይነበረ እንታይ ድኣ ዲሞክራሲ ንምርግጋጽ

READ MORE

Ethiopia: Telecom Surveillance Chills Rights Foreign Technology Used to Spy on Opposition inside Country, Abroad (Berlin, March 25, 2014) – The Ethiopian government is using foreign technology to bolster its widespread telecom surveillance of opposition activists and journalists both in Ethiopia and abroad, Human Rights Watch said in a report

READ MORE

ክብሪ መሰል ነፍስወከፍ ወዲ ሰብ ፡ ምስ ዝኾነ ክብሪ መሰል ወዲ ሰብ ፡ ዘይወዳደር እዩ፡፡ መሰል ወዲ ሰብ ክኸበር፡ ኣብ ውድድር ዝኣቱ ኣይኮነን፡፡ መሰል ናይ ሓደ ሰብ ፡ ኣብ ሓንቲ ሃገር ክቡር እንተ-ኾይኑ ፡ እቲ ካልእ ዘጋ ድማ መሰላቱ ሕሉው እዩ፡፡ ኣብዛ ዓለምና ንርከብ ፡

READ MORE

ኣሰናዳኢ ኣሰና ኣማኗኤል ኢያሱ፣ ብቕድሚ ትማሊ ቐዳም 22 መጋቢት ኣብ ቺካጎ፣ ትማሊ ሰንበት 23 መጋቢት ከኣ ኣብ ቶሮንቶ ካናዳ ተኸታታሊ ህዝባዊ ኣኼባታት ብምክያድ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ውድበይ ወድብካ፣ ማሕበረይ ማሕበርካ ከይተበሃሃሉ፣ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ናይ ምርግጋጽ ዕማም ብምትኳር በብኸተማኦም ኣብ ሓደ ህዝባዊ ምንቅስቓስ

READ MORE

አብ መላእ ኤርትራ አብዚ እዋን ዓብይ መዛረቢ ጉዳይ ኮይኑ ዘሎ ሞት ብርጋዴር አማኑኤል ሃይለ (ሃንጀማ)፤ መብራህቱ ተኽለ (ቫይናክ)፤ ደሱ ተስፋጺን ዘጋጠመ ሞት አመልኪቱ ሰብ ዝተፈላለየ ርእይቶታት ይህብ አሎ። ህግደፍ ብመንገዲ ቴቪ ኤረ ዘሰምብድን ብዘስደምም አገባብን ነቲ ጉዳይ አቕሪብዎ። አብ ሞንጎ ቀዳምነታት ዘይውሃቦ ጉዳይ ነታ ዜና አስማት መወቲ

READ MORE

ብገስረጥ ምሕደራ ህዝብና ክደኪ ንባኒ ክስራዕ ኣብ ናይ ኩፖን *ሃልኪ         *ድኻም፡ ላዕልን ታሕትን ምባል ኣብ ስኽራን ትሓድሩ ክትጭንጉዑ ዊስኪ ኣብ ጓይላ እትዘሉ ወላዲት ክትበኪ ጽባሕ ምስ ተኣልየ መንቢዒና ትኪ ወይልኹም ግኡዛን ኣሳሰይቲ ምልኪ! ኣቱም ዓስቢ ኣልቦ ልኡኻት *ዘላሚ    *ረጋጺ፡ ጨቋኒ ኣብ ዝባንኩም ከሎ ናይ ሓደራ ሰኽሚ ህዝቢ ብመላኺ ክቖስል ክደሚ ትም ኢልኩም ክትርእዩ ንግዜያዊ ጥቕሚ ፋይዳ ምግዳልኩም

READ MORE

አብዚ ዝሓለፈ ወርሒ አብ ኤረ ቲቪ ሓደ ሰብ ክህውትት ተሰሚዑ አነ ሓቂ ይሓይሽ ጥዕና ዘይብሉ ዘረባ ስለዝዛረብ ካብኡ ዝጽበዮ ቁምነገር ስለ ዘይብለይ አይሰምዖን ኢየ፡፡ ብሓቂ ድማ ክትሰምዖ ዝዕድም አይኮነን ናይ ቃላት ኩምራ እንተዘይኮይኑ ሚዛን ዘለዎ ዘረባ ሰሚዔሉ አይፈልጥን፡፡ ብመጀመርያ እዚ ሰብ እዚ እታ ሓንቲ ጭንቀቱ

READ MORE

ግሪኻውያን፡ ነዙ ዓወት እዙ ክገልጹ ከለዉ፡ ንሕና አብ ኵናት ዜተዓወትና፡ ሓሳብካ ናይ ምግላጽ መሰል ስለ ዜነበረና ኢና ይብሉ። ንሕና አቴናውያን: ሰራዊትና ሰራዊት ዯሞክራሲ ስለ ዜኾነ: ንሰራዊት ታዪራንት ፐርሽያ ከሸንፍ ስነ መጎታዊ እዩ፡ ኢልና ንኣምን ዴማ ይብሉ። አብዙ ውግእ እዙ አቴናውያን፡ ንስፓርታውያን ጎረባብቶም፡ ንሓገዜ ጸዊዖሞም ነበሩ

READ MORE

ኪንቲት ንረዘንቲ ብመኽንያት ዝኽሪ ጀጋኑ   20 መጋቢት ዝኽሪ ጀጋኑ ሎምዓንቲ፡ ሕድሪ ዝጠለሙ ኣኪቦም ቀበርቲ፡ ኪንቲት ኣልዒሉ ኣንቢርዎም ንረዘንቲ።     ጀጋኑና ዝሓለፉ ንናጽነት ነፍትሒ ፡ ስሱዕ ኣብ ስልጣን ህዝቢ መሳፍሒ፡ ፀሓይና ኣዕሪቡ ዝኸወለ ወርሒ።     ማይ ንዓቀብ ኮይኑ እዋኑ፡ ዓፅሞም ታኣኪቡ ካልኣይ ክድፈኑ፡ ብኽንቲት ተላዒሎም ረዘንቲ ጀጋኑ።     ኣንታ ኩቡር ህዝቢ ግደፍ’ባ ግደፍ፡ ዓፅሚ ጀጋኑ ክላዓል ብጠላማት ህ.ግ.ደ.ፍ፡ ገመል ሸሊምኩምዎ ክንዲ ግደፍ

READ MORE

ምዕራፍ 8፡ ጕዕዞ ናብ ኣካን ቀብር   ንጹሃት ሰባት  ብዘይ ፍትሒ ኣብ ዝእሰሩሉ ግፍዐኛ ስርዓት እቲ ሓቀኛ ቦታ ናይ ቅኑዓት ሃገራውያን ቤትማእሰርቲ’ዩ።                            ሄንሪ ዴቪድ ቶረ ካልኣይ ዳግመ ስርርዕ ክሳብ ዝውዳእ ምጽባይ ቀሊል ኣይነበረን። ምኽንያቱ፡ ከም ኤርትራ ኣብ ዝኣመሰለት ድሕርቲ ሃገር ተሓታትነትን ናይ ኣሰራርሓ ግሉጽነትን ስለ ዘይነበረን

READ MORE

ሓቀኛ ናፍቖትን ምድፍናቕን ዝደረኾ፡ ድሕሪ ካብ ዕስራ ዓመታት ንላዕሊ፡ ናይ ብርክት ዝበሉ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ. ነበር ናይ ቃልሲ ኣሕዋትን ኣሓትን ናይ ኣጋጣሚ ርክብ ዘበገሶ ጉዳይ`ዩ ኔሩ። ኩሎም እቶም ኣብዚ ኣጋጣሚ`ዚ ዝነበሩ ኣባላት ሓደ ንመጻኢ ብቐጻሊ መልክዕ ዘራኽቦም መንገዲ ክህሉ ዘለዎም ሓያል ድልየትን ስምዒትን  ኣንጸባረቑ። ናበይን ከመይን

READ MORE

ልሳን ህግደፍ! ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ኤርትራውያን፡ ብዛዕባ’ዚ ንምንታይ ከም ዝተጋደለ ረሲዑ፡ ነቲ ራእን ሕልምን ጀጋኑ ስውኣትና ብምርጋጽ፡ ቃል ስውኣትና ጠሊሙ፡ ብሕሰምን መከራን ህዝብና ዘጽንት ዘሎ ገበል፡ ክሳዕ ዕለተ ሕልፈቱ ብተኣማንነት ዘገልገለ ሜጀር ጀነራል ገ/ሄር ዓ/ማርያም (ውጩ) ኣብታ ልሳን መላኺ ዝኾነት ቲቪ ህግደፍ፡ በቶም ኣብ ግዜ

READ MORE

ኣውቲስታ ናይቶም ሞይቶም ዘለዉ ሰለስተ ሰበስልጣን ምስኣቶም ከምዝሞተ እንተኾነ፣ ተራ ኣባል ስለዝኾነ ህግደፍ ክዛረቡሉ ከምዘይመረጹ ኣብ ኣስመራ ይወረ ኣሎ። ብ ሜጀር ጀነራል ሮመዳን ኣውልያይ ዝምራሕ ስፖርት ኮምሽን ብ ህዝቢ ዝተመርጸ ኣባል ፈጻሚት ኣካል ናይ ተክኒክ ቅድድም ፈደረሽን ብሽክለታ ኤርትራ ዝኮነ ኣቶ መዋእል መዓሾ ብዛዕባ ኣብ ስፖርት

READ MORE

ኣብ ገድሊ ንናጽነት ብተወፋይነቶምን ጅግንነቶምን ፍሉጣት ዝነበሩ ኣብ ዘበነ ህግደፍ ግን ሃሲሶም ዝጸንሑ ገዳይም ተጋደልቲ ብሪጋደር ጀነራል መብራህቱ ተኽለኣብ (ቫይናክ) ብሪጋደር ጀነራል ኣማኑኤል ሃይለ (ሃንጀማ) ከምኡ ‘ውን ኣቐዲሙ ሓላፊ ናይቲ ብህግደፍ ዝካየድ ቀይሕ ባሕሪ ኮርፖረሽን ዝነበረ ደሱ ተስፋጽየን ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ  ብ 20 መጋቢት ከምዝዓረፉ

READ MORE

እዛ ስድራ ድሕሪ ጥሪ 21 ፣ 2013 ክሳብ ኢትዩጵያ ዝኣተውሉ ቅድሚ 3 ወርሒ ኣብ ከልበትበትን ስቃን ዮም ኔሮም፡፡ በኺታ ኣብርእሲ ሰባኣያ ምስኣና ስብሓት ኤፍረምን ተኽላይ ማንጁስን ኣሽካዕሊሎምላ ዮም፡፡ ካብ ገዛኣ ብፓሊስ ኣውጺኦም ኣቁሑታ ኣብ ደገ ደርብዮም ህዝቢ ከረን ብጓሂ ከንፈሩ ክመጡ ዝወዓለሉ ኩነታት ዩ ኔሩ

READ MORE

ብክፍሊ ዜናን ባህልን - ማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ 15 መጋቢት 2014 ብማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ኢንዲያናፖሊስን ከባቢኣን ዝተዳለወ፡ ብውፉይ ጋዜጠኛ መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና ኣቶ ኣማኑኤል ኢያሱ ዝተመርሐ ዕዉት ሰሚናር ተኻይዱ። ኣቲ ሰሚናር ብተቐማጦ ከተማ ኢንዲያናፖሊስን ከባቢኣን፡ ከምእውን ካብ ከተማ ሲንሰናቲ ኦሃዮ ክልተ ሰዓት ተጋዒዞም ብዝመጹ ተሳተፍቲ ማዕሪጉ። [gview

READ MORE

መንእሰይ: ምርጫ ናትካዩ: ኣነ ግን " ጽናዕ ! ትባዕ ! " ይብለካ ንበል: ኣማኻሪ መላኺ ኤርትራ: ጽባሕ ንግሆ ኣውሮጳ መጺኡ:: "ካብ ሎሚ ንህግደፍ ገዲፈዮ እየ:: ህግደፍ ጨቋኒ እዩ:: ስለዚ ገዲፈዮ ጥራሕ ዘይኮንኩስ: ኣንጻሩ ክቃለስ'ውን እየ" ኢሉ: ኣኼባ እንተዝጽውዕ:: ዝወጾ ዘይብሉ ውርጹጽ ጽሑፍ: ብእንግሊዝ: ብዓረብ ብትግርኛ ጽሒፉን ኣስተርጒሙን ኣብ

READ MORE