Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብዙሕ ጽሑፍ ከንብብ ከለኹን፡ርእይቶ ገለ ሰባት ክሰምዕ ከለኹ ዘተሃሳስበኒ ሕቶ ኣሎ።ንሱ ከኣ እቲ ዝዝረብ ዘሎ ቃላት ንርደኦ'ዶ ዝብል'ዩ።ፈለማ ኣብ ኅልናይ ቅልቅል ዝብል ከኣ፡እቲ ቃል ንዛረቦ'ምበር ትርጉምን ዘለዎ ሳዕቤን  ኣይንርደኦን ኢና ዝብል ምላሽ'ዩ። መብዛሕቱ ግዜ፡ንዛረቦ ናይ ባዕልና ኣይኮነን።ናይ ባህሊ፡ካብቲ ኣረኣእያ ኅብረተሰብ ከይንወጽ እ፤ዘመን ኣምጸኦ  መ ሲሉና፡ወይ ከኣ

READ MORE

                                     ሳልሳይ ክፋል                     ወያነ…! ወያነ…! ወያነ! ክሳብ መዓስ..? እዚ ጽሑፍʼዚ ከምቲ ቀዲመ ኣብ ክልተ ክፋላት ጽሑፋተይ ዝገለጽኩዎ ንህሉው ኩነታት ሃገርናን ጉጅለ ስርዓት ህግደፍን ብመንጽር ደምበ ተቓውሞ ዝኸዶ ዘሎ ዘገምታዊ ኣካይዳ እናኣነጻጸረ ዝገልጽን ዝጸሐፍን ዘሎ ጽሑፍ ኢዩ፡፡ ስለ ዝኾነ ኣርእስቲ ጽሑፈይ ምስቲ ቀንዲ

READ MORE

ኣሰና! እቶም ኣዝዮም በላሕቲ ዝኾኑ ወለድና ክምስሉ ከለዉ እይንታይ ይብሉ ይመስለኩም፥ “ንሓዊ ሓደው ኣንዲድካ ሙማቑ፡ ሓደው ኣጥፊእካ ምርሓቑ!” ብምባል፡ ብኣግኡ ካብ ጉድኣቱ ንኽንድሕን ምእንቲ’ዮም ሓዲኡ ክንገብሮ ዝመኽሩና። ኣሰናውን በዚ ምኽንያት’ያ ነቶም ከም ዕንጭራር ካብ ህዝቢ ተሓቢኦም፡ ድምጾም ኣብ ደምበኣ ከስምዑና ዝጸንሑ ሃርደ ቢሳታት (ኣንፈቶም ዘይፍሉጥ) መድረኻውያን

READ MORE

"ታሪኽ ወለዶ ህዝቢ ኤርትራ" እትብል መጽሓፍ ብኣቦና ሃለቃ ብርሃነ ተስፋማርያም ዝተደርሰትሓንቲ ካብተን ከም ቅርሲ ክንዕቅበን ዝግብኣና ናይ ታሪኽ መጽሓፍ'ያ፡ ብልክዕ ታሪኽ ህዝብታት ኤርትራ እትገልጽ ብምዃና መንእሰይ ወለዶ ከንብባ እዕድም ክቡር ኣቦና ሃለቃ ብርሃነ ተስፋማርያም ከም ናይ ቀደም ናይ ግዕዝ መምህረይ መጠን ዘለኒ ክብርን ኣድናቖትን በዚ ኣጋጣሚ ንኣንበብቲ ክገልጽ እደሊ፡ ፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/02/Weldu_History.pdf"]

READ MORE

ብዛዕባ ናይ ቐደም ገለ ኣባላት ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ዝነበሩ፣ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ ዝብል ቴማ ዘለዎም ብዙሕ ይዝረብ ኣሎ። ካልኣይ ኣኼባ መድረኽ ብሰለስተ ኣባላት ዝተመርሔ ኣብ ዓዲእንግሊዝ ብዕለት 02/ የካቲት/ 2014 ተኻይዱ ነይሩ። ብስእልን ድምጽን ይኹን ብገለ ዝተሳተፉ ዝርዝር ተወሲኹ ከምዝተቓልሔ ኩልና ሰሚዕና።  ካብ ሰለስተ ኣካየድቲ ኣኼባ

READ MORE

       ክቡራት ኣንበብቲ መቃብር ህሉዋት፡ እነሆ ምዕራፍ 5 ይጅምር። ምዕራፍ 5፡ ማክሮን ጸገማቱን                                                       ኣብ ሓላፍነት ዝተመደበ ሰብ፡ ኣብ ትሕተኡ ናይ ዝሰርሑ ሰባት ምኽርን ሓበሬታን ከይተቐበለ ክሰርሕ ዝፍትን እንተ ኾይኑ፡ ምስ መራሒኡ ከም ዝብኣስ ዘሎ ዓይነሰዉር ክቝጸር ይኽእል።                                                          ጋዜጠኛ ስዩም ጸሃየ ናብ ኣስመራ ተቐዪረ

READ MORE

ምንጭታት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ Ø መንግስቲ ኢራን ጽልዋታቱ ኣብ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምስፍሕፋሕ፡ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ምስ ሃገራት ዓረብ ብሓፈሻ ምስ ስዑዲ ዓረብ ድማ ብፍላይ ዘለዎ ዝምድናታት ክበትኽ ጻዕርታት ይገብር ምህላዉ ተገሊጹ። ብዋጋ ናይዚ ድማ፡ መንግስቲ ኢራን ንገባቲ ስርዓት ህግደፍ ናይ ሎጀስቲክ፡ ገንዘብ፡ ኣጽዋርን ነዳድን

READ MORE

ኣብ ዝሃልፈ ሰሙን ኣብቲ ዓገብ'ስ ንመስከረም ደኣ ኣብትሕቲ ዝብል ጽሑፈይ፡ሓደ ቆነጠጠፈ'የ ብዝብል ናይ ብርዒ ስም፡" ነዞም ኣኽላባት ዕረቑዎም ደኣ " ብዝብል ኣርእስቲ ሂቡ፡ነቲ ክብሎ ዝደለ ተሪኹ ኣሎ። እቲ ታሪኽ፡ታሪኽ ኣኽላባት'ዩ።ንሳቶም ይበኣሱ'ሞ፡ባእሶም፡ንዋናታቶም፡ቀጺሉ ንስድራቤት ወሲኹ ናብ ዓዲ ከምዝለሓመ'ሞ፡ዓዲ ብሁከት ከምዝተበ  ጸበጸት'ዩ ዝገልጽ።እዚ ከኣ ወልዱን መስከረምን ኣኽላባት ተቖ ጺሮም

READ MORE

ኣቶ ወልዱ ተኽለ፡ ተቓላሳይን መምህርን? ወይስ ደላይ ፍትሒን? II ኣሰና ባይቶናን፡ መራኸቢናን፡ ኣዳራሽናን ወሲድና ክንቅጽል እናኣመስገንኩ እየ። ንኹቡራት ደልይቲ ፍትሕን፡ ተቓለስትን፡ ንኹቡራት ኣንበብቲ  ጽሑፈይ ኣንቢቦም ንዝሃብዎ ደገፍ፡ምሕጽንታ፡ ወቐሳ፡ ነቐፈታ፡ መኤረምታ ንዝገበርኩምን ብሓፈሻ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን። እምበኣር፡ ኣዳራሽ ደልይቲ ፍትሒ፡ ኣሰና ስለ ዝኾነ፡ ኣብ ጽሑፍናን ኣቀራርባናን፡ ኣመላኽታናን፡ ዓላማናን ሓደ

READ MORE

ዶ/ር ተወልዳ ተሰፋማርያም ሰንበት ዕለት 16.02.2014  ኣብ ከተማ ፈራንከፎርት ሃገረ-ጀርመን  ዕዉት ህዝባዊ ሰሚናር ኣካይዶም ። ካብ  ብዙሕ ከተማታት ጀርመን ዝተሳተፍዎ ኣዝዩ ሰፊሕ ሰሚናረ ኢዩ ነይሩ። ዋላኳ መዓልቲ ሰሚናር ድሮ ስራሕ እነተነበረ ከምኡ‘ውን ካብ ዝተመደቦ ሓደ ሰዓት ደንጉዩ እንተጀመረ፡ ከም ጸገም ከይተቖጽረ ክሳብ መፈጸምታኡ ብምልኣት ምንባሩ ናይ

READ MORE

8መጋቢት ምሳና ኣምስዩ! ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ንውህደት ኣብ ከተማ ስቶኮልም፡ እብ ሃለንብርየን ሬስቶራንት ነዛ መዓልቲ ብዝተፈላልየ ትሕዝቶታት ከነብዕላ ስለዝኮንና፡ ኣይትፈለዩና!!! Piazza Blu, Hallonbergsplan 5. I Hallonbergen centrum

READ MORE

ህዝበይ ንድሕነትካ! ዕቡይ *ባልዋ ከሎ ቤትና ዝዝመተ   *ኣርሓ መፍለስ መሬት ኣብ ምውግሑ ሃገር ዘጸልመተ ብመሬትን ባሕርን ህዝብና ዘጽነተ ካብ ሱሩ ክንነቕሎ ብሓያል መኸተ ኢድን ልብን ኴንና ኣብ ክንዲ ንዛተ ዘርእና ነሀጉግ ገና ከይሸወተ! ብሓደ መሪሽና ቅርዓት ከይንረግጽ እቲ ዝዓንተረ ንድኹም ክጉዕጽጽ *ሓንዘር ብድኽመትና ከሽካዕልል ከላግጽ  *ቅንፍዝ ህዝብና ዝመርሖ ሽም ንህቢ ከይመርጽ ‘ኣይትሕለም!’ ኢሉዎ ተስፋ ንኽቖርጽ! ናይ ሓባር ጸላኢ ብሓባር

READ MORE

ዝሓለፈ ቀዳም፡ ዕለት 15. 02. 2014. ዓ.ም.ፈ.፡ ብሽማግለ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ዝተዳለወ፡ ህዝባዊ ሰሚናር ምስ ኽቡር ሓው ዶር. ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ተኻይዱ። እዚ ህዝባዊ ሰሚናር‘ዚ ብዓይነቱ ይኹን፡ ብተኻፋልነት ናይ ህዝቢ፡ ከብቲ ክሳብ ሕጂ ክግበር ዝጸንሔ፡ ብኽልተ ምኽንያት ፍሉይ እዩ ነይሩ። ቀዳማይ፤ ካብቶም ምስ ስርዓት ኢሳያስ

READ MORE

ቁምነገርዘይብሉ ቃለ-መሕተት ቁም ነገር ዘይብሉ ቃለ-መሕተት ዓመት ኣተወት ዓመት ወጸት ኣለኹ ማለት ትልኽ ፍሕትሕት ፍርቂ ነብስኻ  ኣብ ሞት ፍርቂ ነብስኻ ኣብ ህይወት::   እግሪ ተሸሚሙ እንክሎ ኣብ ደልሃመት ዓይኒ ሒዙ ቀሪቡ ክጽልምት ዓወንወን ኮይኑ ጠፊኡካ ኣንፈት ኣብ ገምገም ኰንካ ኣብ ኣፈፈት ብትዕቢት ተነፊሕካ ብንዕቀት ነውሪ ገዚኡካ ዕሽነት ሰናይ  ርሒቑካ ተዋሒጥካ  ብኽፍኣት ጭካነ ለቢስካ ጠፊኡካ ለውሃት ክትንዕቕ ትሑታት ከተንቋሽሽ ዕውታት ክትኣልም ትሓድር ክትፍሕስ ተንኮላት ከመይ ኢልካ ክትሕብሕብ ከተዐንግል ስኡናት ካብ እሾኽዶ ተቐንጢቡ ሸዊት ህዝቢዶ ከይረክብ ካባኻ ሓልዮት ፍጥረት ሰብ ዘይብልካ ርጉም ኣራዊት ተስፋ ኣቕቢጽካዮም ጠፊኦም ዕሸላት መኻናት ጌርካዮም መሳኪን ወላዳት::   መሰረት ኣልቦ ከንቱ መብጽዓታት ሓቂ ዘይርከቦ ብዘይካ ሓሶት ካብ ጁባኻ እናአውጽካ - እናኣበልካ ምሽት ፍጹም ዘተጻሕፈ ዘየሎ ኣብ ሰነዳት ማንም ዘይፈልጦ ዋላ ሚኒስተራት ዘተሓስበ ዘይተወጠነ ኣብ መደባት ካን ዘዝመጻልካ ስቕ ኢልካ ምህውታት ዒራ መን ከይሓትት ምስ ሓለፈት እዛ ዕለት ክግምግም ናይ ዝሓለፈ ክሓትት ጸብጻባት: ንግዜኡ ቶሽ ምባልዩ ብምዖሮ ብኻዕበት “በልስከ መልሲ ሃብ ብዝዕባ ኣባይቲ እንታይ እዩ መድብካ” ጀምረ ሓታቲ እና ኣንበበ ካብ ወረቓቕቲ ከይጋገ እናኣንቀጥቀጠ ከይኣቱ ቤት ማእሰርቲ:: ከም ቀደማ ሕጀዎን  ናይ ሓሶት ማሕፉዳ መሊኣ እያ ዘላ ግሩም ተሰጉዳ ከተቐብል ጀመረትፍጹም ከይደበዳ “ቅድም ንተጋደልቲ” ክስራሕ ኣለዎ ኣባይቲ ነቶም ዘገልገሉ ነቶም ውጽዓት ከርተት ዝበሉ ከምጽኡ ነጻነት ክንክሕሶም ኢና በዚ ሎሚ ዓመት ሓታታይ ኣስደሚምዎ ርእሶ ምንቅናቅ ግና ኣኽኢልዎ ብዝሃቦ መልሲ ኣዝዩ ከም ዝዓገበ ናብታ ትቕጽል ሕቶ ሰገረ ገለ ከየሶዓበ   ኣነሞ ቅጭ

READ MORE

ትምክሕቲ   ገሪሙና እንታይ ከ እዩ ጉዱ እቲ ትምክሕቱ መሊሱ ገዲዱ ዱቜ ዕረ እምብዛ ገዲዱ ብትዕቢቱ ሃገር ኣዋሪዱ መናእሰይ ኤርትራ ንጥፍኣት ፈሪዱ ዝጠፈአ እንተጠፍአ እንታይ ግዱ ዘሕዝነካ ናይቶም ዝወለዱ፡፡   እስከ ረኣይዎ እቲ ንዕቀቱ ኣብ ጣልቃ ዝኣቱ ሃገር እንዳማቱ ክኾልል ዝውዕል ግራት እንዳማቱ ሰረቕቲ ኢሉዎም ዘይዓሌቱ ዝቆጻጸር ገንዘብ እንዳማቱ ወርቂ ብሻ ኣበይ‘ዩ ዝኣቱ ናይ ጥዕና ኣይኮነን ሓንጐሉ ሲሒቱ፡፡   ካብታ መጀመርታ ሓሸውየ ስበሃል የለን

READ MORE

ወዲ ቫካሮ ኣብ ከትማ ከለን ዕለት 18.02.2014   ዶክቶር ተወልደ ተስፋማሪያም (ወዲ ባካሮ) አብ ጀርመን ኣብ ከተማ ከለን ዕዉት ኣኸባ ኣካይዱ። ዶክቶር ተወልደ  ፡ ብስም ኣብ’ቲ ቦታ ዝተኣከብና ህዝቢ  ኣቢሉ ፡ ንምሉእ ህዝቢ ኤርትራ  እቕረታ ሓቲቱ።  ምሰ’ቲ ዘለዎ ከቢድ ናይ ጥዕና ጸገም፡ ነ’ቲ ተባዕን  ቁምነገር ሓዘል መደርኡ፡ምእንቲ  ክብሪ ህዝቡ

READ MORE

እቲ ጽቡቕ ሽቶ ንግዚኡ ክሳብ ንፋስ ማኣዝኡ ዘፍኩሶ ሃነን ክብልን ክምስጥን ይኽእል። ድሕሪ ቁሩብ ጊዜ ግን ከም ዘይነበረ ይርሳዕ። አብ መንጎ ሓቅን ሓሶትን ከአ ጊዜ ወሳናይ ተራ አለዎ። ንወዲሰብ ንግዚኡ ተታልሎ፣ ኣብ ሊዕሊኡ ሸሸ ትብለሉ፣ ደብተር ታሪኽ ግን ከየቋረጸ ሕማቕን ቅኑዑን ይምዝግብ። ኣብ ደብተር “ህግደፍ”

READ MORE

Fetsum: Life slipping away for our opposition leaders: Time is against you to resurrect your legacy ምልካዊ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ “ኣብ ኤርትራ ብዙሓዊ ፖለቲካ ዶ ዲሞክራሲ ከነተኣታቱ ኢሉ ዝሓልም ሰብ ኣብ ወርሒ ወይ ካልእ ዓለምዝነበር ክኸውን ኣለዎ ብምባል፣ ንፖለቲካዊ ብዙሕነት ከም ቀደሙ ተጻዋርነት ከምዘይብሉ ዳግም ኣገንዚቡ። “ብዘይ ስልጣን ህይወት ኣይረኣየንን እዩ”” Response: That poor guy is still tripping on something thinking that he decides the fate of the Eritrean people forever standing in line at about 70 for his turn to die.

READ MORE

እቲ ድሕሪ ኣዝዩ ከቢድ መስዋእቲ ነጻ ሃገር ዝጨበጠ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፣ ንቡር መንግስቲ ሓሪሙዎ ብምልካዊ መግዛእቲ ኢሳይያስ ተሓኒቑ ኣብ ዓዘቕቲ ኣብ ዝርከበሉ ዘሎ እዋን፣ ንኽብደትን ሓደገኛነትን ናይቲ ሃገራዊ ቅልውላው ተገንዚቡ፣ ኣብ ምፍታሑ መሪሕ ተራ ክጻወት ዝኽእል ሓይሊ ክረክብ ዘይምኽኣሉ ተወሳኺ መርገም ኮይኑዎ፣ ኣንፈቱ ኣጥፊኡ ዓቕሊ

READ MORE

ምዕራፍ 4፡ ናጻ ቀረጽን ኮንትሮባንድን       ሰውራታት፡ ንሓደ ውልቀመላኺ ብኻልእ ውልቀመላኺ ክትክኡ’ምበር ኣርዑት ጭቈና ክኣልዩ ኣይተራእዩን። ጆርጅ በርናርድሾው እቲ ከም መሰጋገሪ መድረኽ ዝሰርሐ ታሪፍ ግምሩክ ድሕሪ ምቕያሩ፡ ብትራንዚት ናብ ሱዳን ዝኣቱ ዝነበረ ንግዳዊ ንብረት በብቝሩብ እናወሰኸ ክኸይድ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ መፋርቕ 1994 ኣብ ዝለዓለ ደረጃኡ በጽሐ። እዚ

READ MORE

ብ ምትሕብባር ዓርቢ ሓርንትን ኣብ ስደት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስነተባበኛታትን ዝተዳለወት “ስዉእ ተዛሪቡ” ዘርእስታ ፊልም ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ተዓዘብቲ ክትቀርብ’ያ። እዛ ብዉሩይ ኤርትራዊ ስነጥበበኛ ፉኣድ ኣልኣሚን ዝተኣልየትን ዝተደርሰትን ሓዳስ ናይ ትግርኛ ፊልም ንኣብ ሃገርና ወሪዱ ዘሎ በደልን መከራን ብዓይኒ እቶም ምእንቲ ራህዋ ።

READ MORE