Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህዝቢ ኤርትራ ንዝሓለፈ 23 ዓመታት ዘጋጠሞ ሕሰምን መከራን ክትዛረበሉን ክትሓስቦን ዘጸግም'ዩ፡ ፡ ሃገርን ህዝብን በቶም ትማሊ ጀጋኑና ኢልና ዘምለኽናዮም መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ብኹሉ መዳያት ሂወቱ ትሕቲ ወዲ ሰብ ክነብረሉ ዝኽእል ኩነታት ይነብር ኣሎ፡ ፤ ብኹሉ መዳያቱ ለሚሱ ባህሉን ልምዱን ተቧሕጒጉ ህላዌነቱ ኣብ ኣስጋኢ ኩነታት ይርከብ ኣሎ፡ ፤ ኣብዚ ከምዚ ኩነታት ከለና ንሕና ኣብ ወጻኢ እንነብር ክፋል ሕብረተሰብ ኤርትራ እጃምና  እንታይ'ዩ? [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/02/weldu_tekle_16022013.pdf"]

READ MORE

ምሕደራ ወዳኑ ባንዴራ ኣንበልቢለ ኣፈይ ዘይከፍተሉ ነጻ ሃገር ኮይነ ከም ሰብ ዘይኮርዓሉ ወደባት ወኒነ ንግዲ ዘይነግደሉ ኣብ ገዛእ መሬተይ ባርያ ዝኮነሉ ዝነኣሰት መሰል ከብደይ ዘይጸግበሉ ነዚ ድዩ ኣሻሓት ሂወት ተኸፊሉ ።   ምስ ምሉእ ኣእሙሮይ ምህሮ ተሓሪመ ናይ ጃምላ ትምህርቲ ብሓይሊ ተዓሊመ ብነጻ ከይዋሳእ ኣፈይ ተለጒመ ክሳብ መዓስ እዩ ከምዚ ተጸሚመ ።   ብናይ ዶብ ምሕንጻጽ ጅሆ ተታሒዘ ዓቕሊ

READ MORE

ዓገብስ ንመስከረም ደኣ፡ ሎሚ ኣብ ኤርትራ ነገራት ተሓቒኑ ዝጽዕየሉ፣ሕቡእ ታሪኽ ብኩሉ'ኳ እንተዘይኮነ ንቃልዕ ዝወጻሉ፣ስርዓት ህግደፍ ጉዱ ተቐሊዑ ብውሽጥን ግዳምን ዝተፈንፈነሉ መደርኽ ኢና በጺሕና። ነዚ ተበጺሑ ዘሎ ቀንዲ ምኽንያት፡ህግደፍ የወጻጸኣኒ፥ተቃውሞ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከውዕሎ ይኽእል ብዝብ ል መምርሒ ዝተኸሎ ፖሊሲ እንተኾነ፤ ሳላ ገለ ግዱሳት ዜጋታት ብጻዕሮም ዘሳለጥዎ ምዕቡል

READ MORE

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣንበብቲ፡ ብመጀመርያ ሰላምታይ ብምቕዳም፡ ንሎሚውን ከምቲ ልሙድ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ ዘቕረብኩሙለይ ሕቶታት ክምልስ ፍቐዱለይ? “There is no doubt that language is not just a communication tool. It is more than that. Language is an identity. Language is the hard drive or the store of

READ MORE

ወዲ ባዓታይ፣ “ከመኡያ ዝገብርስ ከምኡ ይነግር” ኣብ ዕለት 11/02/2014 “መን ኢዩ ወዲ ዓሊ? ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ጭቆና ከናግፍ ካብ ስማይ ዝወረደ ንቢይ ድዩ?” ብዝብል ኣርእስቲ ብኣቶ ጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ (ወዲ ብዓታይ)፡ ዝረ ዝመበገሲኡ ፖለቲካዊ ኣልቦ ትሕዝቶ ጽሑፍ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ተዘርጊሑ ሪእየ። ትሕዝትኡ ነቲ ኣነ ብዕለት 06/02/2014

READ MORE

ኣቶ ወልዱ ተኽሉ፡ ከም መምህርን ተቓላሳይን? ወይ ዘላፍይ? ኣሰና ከም ኣዳራሽ ዘተ ክንወስዶሞ! ኣቶ ወልዱ “መሽረፈት ነት ኣብ ዝብል ኣርእስቱ መሰረት ብምግባር ዝገለጾ፡ ከም መምሃርን ከም ተቓላሳይ ወሲድ ክሪኦ ፈቲነ። ዝተዓዘብክዎ ምስ ህዝበይ ኮይነ ክንርእዮሞ! እቲ ናይ መምህር ዘብሎ ክንወስድ፡ እቲ ተቓላሳይ ዘብሎ ክንድግፍ! ነቲ መስመር ዝጠሓሶ

READ MORE

What have we learned from the past conferences and congresses of the Eritrean opppsition? ካብ ዝሓለፈ ኤርትራዊ ዋዕላታትን ጉባኤታትን እንታይ ተማሂርና? ብፍስሓ ናይር ሎም ቅነ ተቃውምቲ መሪሕነት ፖሊቲካዊ ውድባት ኤርትራ ካብ ዝሓለፈ ገጋታቶም ተኣሪሞም ናብ ሓደ ዘሰርሕ ጽላል ክምስርቱ ኣብ ኣፈናዊ ስምምዕ ከምዝበጽሑ ኣንቢብናን ፈሊጥናን ኣሎና። ከም ኣባልን ተዋሳይን

READ MORE

ህዝባዊማዕበልንድሕነትሃገር ዋሽንግተንዲሲንከባቢኡን መእተዊ: ድሕሪ መሪርን ነዊሕን ብረታዊ ቃልሲ ዝተረጋገጸ ሃገራዊ ነጻነትን ልዑላውነትን ኤርትራ ናብ ናይ መላእ ህዝቢ ሓርነትን ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ኣብ ክንዲ ዝትርጎም። ብሰንኪ ዓምጣሪ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ መላእ ህዝብናን ሃገርናን ኣብ ከቢድ ሓደጋ ወዲቑ ይርከብ፣  መወዳእታ ዘይብሉ ባርነታዊ ኣገልግሎትን ሕሱም ጭኮናን። መንእሰያት ኤርትራ ንዝፈትውዋ ሃገሮም

READ MORE

ሓቅን ዕርቅንዶ ወይስ ሓቅን ፍትሕን ዕርቅን ኣብ ኤርትራ/ግዜኡ ድዩ ሕጂ?   ብፍስሓ ናይር ብዙሓት ጸሓፍቲ ኤርትራውያን ብዛዕባ ምስግጋር ካብ ምልካዊ ስርዓት ናብ ደሞክራስያ ክትንትኑ ከለዉ ብዘይካ ምውዳቅ ምልክነት እምበር ሰፊሕ ኣፍልጦ መስርሕ ምስግጋር ናብ ደሞክራስያዊ ከመይ ክኸውን ኣለዎ ኢሎም ኣካደምያዊ መጽናዕቲ ዘቅርቡ ኣይረኤናን፣ ተመክሮታት ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃን ካብ

READ MORE

ቲፋኖስዶ ደባስ? “ቲፋኖስ” መጽውዒ እቲ ኣብታ ስነ ጥበበኛ ነፍሴር ኢሳያስ ጸጋይ ዝደረሳ፡ “ንእሽቶ ሓወይ፡ ክንዲ ሓሙተይ” ዘርእስታ ፊልም፡ ከም ሽፍታ ኮይኑ ዝተዋሰአ ስነ ጥበበኛ በያን (ወዲ ብጫ) እዩ። ደባስ ድማ ሓደ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ኣስመራ ማለት፡ ኣብ ከባቢ ኣባሻውል ኣብ ኣፍደገ ማቸሎ፡ ሳሕቲ፡ ለይቲ ጻዕዳ ነጸላ

READ MORE

  ንፈትሽ ንመራመር ዘዋጽኣና ንሕሰብ ብኣሊፍ ከይጠፋእና Tesfamariam W/giorgis 11/02/2014 Norway   ካብዚ ሕማቕ ዘመን ንምልቓቕ ምእንተ ድሕነት ህዝብና ንተዓረቕ ኣሕዋት ደቂ ሃገር ንምንታይ ንቛየቕ ልብና ሓደ ኸሎ ብፍላጥ ኣይንጸይቕ   እንሆ ሃገርና ናብ ጸድፊ ኣንጠልጢላ ትቑንዞላ ትሰሓል ስኣን ቁሊሕ ዝብላ ኣብ ልብናባ ንመለስ ከይጸደፈት ከላ ንስምረት ብሃንቆውታ እያ ትጽበ ዘላ   ወያኔኻ ገዲፍካ ኻልእ ወያኔ ምዉንጃል ሕሙማት ማለትዮም ወይ ከኣ ዓናጅል መራሕቶም 

READ MORE

ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ እሞ ክኣ ብካብ ውሽጢ  ሃገር ዘለዉ ኣባላት ሰ.ደ.ህ.ኤ ዝተጻሕፈን ዝተላእከን ጌርካ ዝቐረበ ሃበስ ቀደስ ዝትሕዝትኡ ጽሑፍ ኣምቢበ ኪኒየው ፍሽኽ ኢለ ምሕላፍ ብዙሕ ትርጉም ኣይሃብክዎን ነይረ፣ እቲ ምንታይ ሃገርን ህዝብን ዘብርስ ዘሎ ኣረሜን ስርዓት እንዳ ሃለወ ምስ እዚኦም ኣብ ጓል መገዲ ተኣሊኻ ግዜኻ

READ MORE

መን`ዩ ወዲ ዓሊ ?  ንህዝቢ ኤሪትራ ካብ ጭቆና ከናግፍ ካብ ሰማይ ዝነጠበ ነቢይ ዲዩ? ብጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ - ለንደን እዚ ዘለናዮ ጊዜ    ውድዓዊ  ኩነታት ንለውጥጢ  በሲሉ ክነሱ ባዕላዊ  ኩነታት ግን ጌና ይመስል።  እተን  ነባራት ተቓወምቲ ውድባት ሐድነት ዘይምህላወን ይኹን ወይ ብኻልእ ምኽንያታት ከምቲ  ትጽቢት ህዝቢ ነዚ ውድዓዊ ኩነታት

READ MORE

ኣሰና (10 ለካቲት 2014) ምልካዊ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ትማሊ ምሸት ኣብ ዘካየዶ ቃለመጠየቕ፣ ብዘይካ ህግደፍ ኣብ ኤርትራ ፖለቲካዊ ህይወት ክህሉ ኢልካ ዘይሕሰብ ምዃኑ ደጊሙ ብምግላጽ፣ ኣብቲ ብስርቅን ዓመጽን ዝሓዞ ዘይሕጋዊ ስልጣን ናይ ምንባር ገባቲ ሕልሙ ከም ቀደም ኣብ ቦትኡ ምህላዉ ብብድዐ ኣረጋጊጹ። ንሱ ኣብቲ፣ ኣብ

READ MORE

ኣብ ከተማ ዳላስን ፎርትዎርዝን ቴክሳስ ዝተዳለወ ሓድነታዊ ኣኼባን ናይ መዘናግዒ መደብን ብዓወት ተዛዚሙ:: ኣብቲ ብስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ጨንፈር ዳላስን ብደለይቲ ፍትሕን ዝተዳለወ መደብ ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ቴክሳስን ካልኦት ክፍለ ግዝኣት ኣሜሪካን ዝመጹ ብዙሓት ደለይቲ ፍትሒ ተሳቲፎም:: [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/02/DALLAS_NEWS3.pdf"]

READ MORE

  ማሕሙ ሳልሕ ወድ ኣሚርን ወድ ሼኽን ገለ ካብቶም ንስጋለት ቀጣን ብትግረ ዝደረፉ እዮም። ወድ ኣሚር ምስ ፍቕሪ ኣተኣኣሳሲሩ ደሪፉላ። ወድ ሼኽ ግን ንክብርን ዝኽርን’ቲ ብ1990 ዝወደኣቶ መንእሰይ ተጋዳላይ እዩ ደሪፉላ። ወድ ሼኽ ኣብ ደርፉ ምስ ቀጣን ገበይ ስጋለት እዩ ዝማጎት። “ “ እቲ ቀደም ግዜ ወድ

READ MORE

    ዕለት 2014-02-10   ሰላም ኩቡራትን ክቡራንን ዝኽበርኩም የሕዋትን ኣሓትን ኩላትና ከምንፈልጦ ብኣቦናን ሓወናን ዶክ ተወልደ ተስፋምሪያም ወዲ ቫካሮ ዝተበገሰ ሓድነት ሓድነትና ከም ወርሒ ዝኹልዕ ዘሎ ኣብ ሃገረ ሽወደን አውን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ 12 ዕለት 12 2013  ናይ መጀመርታ ሰሚናር ኣብ ከተማ ስቶክሆልም  ተኻይዱ ቢሰንኪ ሕጽረት ግዜ ህዝቢ

READ MORE

                                               ካልኣይ ክፋል                        ህግደፍን ውድባትን ኣብ ሓደ ሓዲድ እዚ ጽሑፍʼዚ መቐጸልታ ናይቲ ካብ ፈጣሪኣስ ፋሕጣሪኣ ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ዝተጻሕፈ ጽሑፍ ኢዩ፡፡ ምስ ህልው ኩነታት ጉጅለ

READ MORE

ብመጀመርያ ውልቀመለክቲ ብልምዲ ካብ ስልጣኖም ዝእለዩሉ ብመጀመርያ በቶም ላዕሎዎት ሓለፍቲ ወይ ናይ ሰራዊት መኮንናት ብዝተወደብ ዕልዋ መንግስቲ ወይ ንዓመታት ክቃወምን ክቃለስን ዝጸንሔ ውዱብ ወይ ሰውራ ዝርከብ ዓወት ማለት ምእላይ እቲ ስርዓት ኢዩ ሎሚ ግን አብ 2011 እዚ ውልቀመለክቲ ካብ ስልጣኖም ዝእለይሉ ኩነታት ተቀይሩ ኢዩ ዘሎ

READ MORE

ግልጹነት ዘይብሉ ፖለቲካዊ ማሕበር ብመብጽዓ ጥራሕ ክንሓቚፎ ኣይንኽእልን!! ህዝቢ ኤርትራ ንዝሓለፈ 23 ዓመታት  ብግሉጽነት ዘይኣምን በረኻዊ ምሕደራ ተረጊጹ ግዳይ ጥፍኣትን ተቐባሊ ኩሉ ጽዩፍ ምሕደራዊ ኢሳያስን ስርዓቱን ኮይኑ መንነቱን ባህሉን አብ ሓደጋ ኣትዩ እቲ ፍጥር ክብል ዝውንኖ ሃገራዊ ሓድነቱ ብሰንኪ ውሑዳት ዓንደርቲ ጉጅለ ህግደፍ ላሕሊሑ መንእሰይ ወለዶ ዓዱ ገዲፉ ተመጽዋቲ ዓዲ ሃገር ክኸውን ተገዲዱ፡ ፤እዛ ኣብ ዓራርብ ብሽም ሓፋሽ ተጋዳላይ እንዳ ሸቀጠት ዝገበለት ቁንጫል ጉጅለ ዓዲ ኣትያ ነቲ ኣብ ዓለም መወዳድርቲ ዘይብሉ ቅያ ዝፈጸመ ተጋዳላይን ህዝብን ጠሊማ በረኻዊ ምሕደርኣ ብሓይሊ ጎነጽ ኣደልዲላ እቲ ንዓመታት ዝተቓለሰ ናይ ትማሊ መንእሰይ ዳግማይ ግዳይ ስደትን ጥፍኣትን ክትገብሮ ጌጋ ናይ ታሪኽ ምርጫ ወሲዳ ጥራሕ ዘይኮነት ሃገርን ህዝብን ዳግማይ ኣብ ዘይተደልየ ኩናት ጠቢሳ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ናይ መጻኢ ወለዶ ተቐበልቲ ሕድሪ ሕጻውንቲ ቆልዑት ኣብ ሓዊ ከም ዝቑለዉ ጌራ'ያ፡ ፤ መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ህግደፍ ኣብ ግሉጽነት ዘይኣምን ንበይናይ ጥራሕ ዝብል ባህርይ ዘለዎ ስሱዕን ዓንዳርን ጉጅለ ስለ ዝኾነ ኣብ ጽባሕ ናጽነት ንሓፋሽ ተጋዳላይን ጀጋኑ ስንኩላንን ስድራ ቤት ስዉኣትን ክጠልም ጊዜ ኣይወሰደሉን፡ ፡ ብሽም

READ MORE