Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እቶም ኣብ ነሓሰ 2013 ኣብ ኣዲስ ኣባባ ኣኼባ ዘካየዱ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ  ካብ 31 ጥሪ ክሳብ 04 ለካቲት 2014 ኣብ ዘሎ ግዝያት እንደገና ካልኣይ ኣኼባ ኣካይዶም። እዞም ኩሎም ኣብዚ ኣኼባ’ዚ ዝተሳተፉ ውድባትን ሰልፍታትን ኣብ ቀዳማይ ኣኼባኦም ንህልዊ ኩነታት ሃገርናን ዞባናን ህዝቢ ኤርትራን ፖለቲካዊ ሓይልታቱን ኣብ

READ MORE

ክቡራት ተኸታትልቲ ኣሰና ኣብ ናይ ዝሓለፈ ሓሙስ 6 ለካቲት ንሓገዝ ስድራቤት ወዲ ዓሊ ዝምልከት ፍሉይ መደብ ራድዮ ኣሰና፣ ኣብቲ ጽሑፍ ዝርዝር ( ሊስታ ኣበርከቲ) ብቕኑዕ ሰፊሩ ክንሱ ኣብ ኣናብባ ዝርዝር ወፈያታት ዝነበረ ገለ ጌጋታት በዚ ዝስዕብ መአረምታ ክግበረሉ ምስናይ ይቕሬታ ነዘኻኽር። ኣብቲ ሊስታ ኣበርከቲ ቁጽሪ 10

READ MORE

ምዕራፍ 4፡ ናጻ ቀረጽን ኮንትሮባንድን                                                   ሰውራታት፡ ንሓደ ውልቀመላኺ ብኻልእ ውልቀመላኺ ክትክኡ’ምበር ኣርዑት ጭቈና ክኣልዩ ኣይተራእዩን። ጆርጅ በርናርድሾው ኣብ መጀመርያ ተስዓን ሰለሰተን፡ ክሳብ መወዳእታ ተስዓን ኣርባዕተን ከም መሰጋገሪ ዝሰርሐ ምቅይያር ናይ ምጣኔ ቐረጽ ተገይሩ ነይሩ። እቲ ምጣኔ ቀረጽ ንነጋዶ ዘተባብዕ ስለ ዝነበረ፡ ኣብቲ ውሱን ግዜ’ቲ ንኤርትራ

READ MORE

መልሲ ንሕቶታት ኣንበብቲ ቁጽሪ ሰለስተ፥ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣንበብቲ፡ ብመጀመርያ ከምቲ ልሙድ ሕውነታዊ ሰላምታይ ብምቕዳም፡ ሰላም ከመይ ቀኒኹም? ብምባል ዳሃይኩም ክሓትት ፍቐዱለይ? ሊላይ ከም ትብሉኒውን ተስፋይ ልዑል’ዩ። እወ። ሊላይ። ክቡራትን ፍቑራትን፡ ሊላይ ሓደ ቃል ክነሱ፡ ክልተ ትርጉም ግን ኣሎዎ። እቲ ቀዳማይ፥ ጽቡቕ፡ ምልኩዕ፡ ምሩጽ ክኸውን ከሎ፤ እቲ ካልኣይ ትርጉሙ

READ MORE

ዕዉት ሰሚናር ኣብ ስዊዝ ብዶር.ተወልደ ተስፋማርያም ቀዳም ዕለት 2 የካቲት 2014 ኣብ ከተማ ሉዘርን ስውዘርላንድ ኣቲ ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ክዕንቀፍ ዝጸንሐ ንኣታት 2 ኣዋርሕ ብሃንቀውታ ደለይቲ ፍትሒ ክጽበይዎ ዝጸንሑ ሓድነታዊ ሰሚናር ኣስታት 400 ደላይ ፍትሒ ዝተሳተፍዎ ብ ዶር. ተወልደ ተስፋማሪያም ወዲ ቫካሮ ብዘደንቕ ኣጋባብ ተኻይዱ። ሰዓት 01:00ድሕሪ ቀትሪ ኣደ ወንበር ግዝያዊት ሽማግለ ስዊዘርላንድ ናይ መኽፈቲ መደረ ተሰሚዑ ።

READ MORE

ከም ዝዝክር ድሕሪ’ቲ ኣሰቃቒ ህልቂት ዕሸላት መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ላምፔዱሳ ህዝብና ካብ ቅድሚ ሕጂ ብዝሓየለ ሕራነ ቁጥዐኡ ሰማይ ዓሪጉ ጠንቂ ናይዚ ኩሉ ኣበሳ ክኣ ስርዓት ህግደፍ ምዃኑ ብምስትብሃልን ካብ ስሩ ንምምሓዉን ብዙሓት ተበግሶታት ክቀላቐሉ ተራእዮም ኣለዉ፣ እቲ ምንታይ ህልቂት ላምፔዱሳ ኣብ ታሪኽ ብዓይነቱ ዝፈለዮ ነገር

READ MORE

ኣቶ ኣለም ጎይትኦም ወናኒ መሽረፈት ኔት ብድሆ እብለካ!! ብመጀመርያ ንኹልኹም ደለይቲ ፍትሕን ደገፍተይን ይቕረታ ይሓትት፡ ፤ ኣቦታትና ክምስሉ "እትደልዮ ተዛሪብካ ዘይትደልዮ ከይትሰምዕ ተጥንቀቕ " ይብሉ፡ ፤ ኣቶ ኣለም ጎይትኦም ብተለኣኣኽነት ህግደፍን ኣሳሰይቶምን ኣብ ልዕሊ ደለይቲ ፍትሒ ናይ ሓሶትን ጸለመን ከካይድ ጸኒሕ'ዩን ኣሎን፡ ፤ኣቶ ኣለም ጎይትኦም ከም

READ MORE

ዝኸበርኩምን/ክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር ደለይቲ ለውጢ ንደሞክራሲያዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ …! እምባኣር‘ከስ፡ ንቀዳም ዕለት 15. 02. 2014. ዓ.ም.ፈ.፡ ብሽማግለ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ኣኼባ ክግበር ተዳሊዩ ኣሎ። ነዚ ህዝባዊ ኣኼባ‘ዚ ክነዳሉን ህዝቢ ክንዕድምን ዘበገሰና ምኽንያት፡ ብኽቡር ሓው ዶር. ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ዝምራሕ ህዝባዊ ሰሚናር ተዳሊዩ

READ MORE

                               ቀዳማይ ክፋል                         ካብ  ፈጣሪኣስ  ፋሕጣሪኣ ብዜካ እቶም ኣዒንቶም ዝዓወሩ ሕሉፋት ደገፍትን ምስ መላኺ መራሒ ጉጅለ ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ደም ንጹሃት ኤርትራውያን ኢድ ዝመለሱ፡ ምስኡ ሞትና ምስኡ ጥፍኣትና ዝበሉ ገበነኛታት ገዲፍካ፡ ኣብዝሓ ህዝቢ ኤርትራ ቅልጡፍ ለውጢ ክመጽእን

READ MORE

መሰጋገሪ ድልድል ክንከውን ኢና ደሊና !!!(ኣዋጅ መድረኽ ንሓባራዊ ዘተ) መድረኽ ንሓባራዊ ዘተ ትንሳኤ ንህዝቢ ኤርትራ ብዘስምዕ ቋንቋ ከም መርሃዊ ጸበባ ህዝቢ ኤርትራ ኮይና ናብ ህዝቢ ቀሪባ'ላ፡ ፤ ጽገናውያን ድሕሪ ናይ6 ኣዋርሕ ናይ ሓሶትን ጸለመን ወፍሮም ብሳላ ብድሆ ደለይቲ ፍትሒ ናብ ኣደባባይ ወጽዮም ክቃልዑ ተገዲዶም ኣለዉ፡ ፤ መድረኽ ንሓባራዊ ዘተ ኣብ መግለጺኦም "መሰጋገሪ ድልድል"ጥራሕ ክኾኑ'ኳ እንተ ገለጹ መን ምስ መን ዘራኽብ ድልድል ምዃኑ ግን ንጹር ኣይገበርዎን፡ ፤ እስከ ካብ ኣፎም ንስምዓዮ፡ ፡ “We are responding to Eritrean cries for change,” said Andebrhan. “We are a bridge between the diaspora, who are important, and our colleagues inside Eritrea. But the Forum is led from inside Eritrea.” ይብል ኣቶ ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ፕረሲደንት ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ነበር፡ ፡ ተዋስኦ ድዩ ወይስ ቁምነገር ዘይነጸረ መግለጺ መድረኽ ህዝቢ መታን ከየደናግር ክንሓተሉ ህዝባዊ ሓላፍነት ኣለና፡ ፡ እዚ ተባሂሉ ዘሎ ድልድል ኣብ ሞንጎ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ሕብረተሰባት ኤርትራን ኣብ ውሽጢ ዝነጥፉ ዘለዉ ደለይቲ ፍትሒ ይብሉና ኣለዉ፡ ፡ መን'ዮም እቶም ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ተቛወምቲ?ኣቶ ዓንደብርሃን "ብጾትና" ክብል ከሎ ኣብ ስልጣን ዘለዉ ናይ ገድሊ ብጾቱ ማለት ድዩ ወይስ ብመንእሰይ ወለዶ ዝምራሕ ምንቅስቓስ ማለቱ'ዩ? እዚ ንሱ ባዕሉ ዝምልሶ'ኳ እንተኾነ መንእሰይ ወለዶ ነዚ ኣብ ልዕለኻ ዘሎ ናይ ሓደጋ ደበና ክተስተብህለሉ ምስትውዓል የድልየካ'ሎ፡ ፡ መድረኽ ንሓባራዊ ዘተ ኣብ መግለጺኦም ኣብ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ጥራሕ ዘተኮረ'ዩ ኔሩ ክብሃል ይክኣል፡ ፤ እቲ ን23 ዓመታት ደም ንጹሃት ኤርትራውያን ዝሰተየ ጉጅለ ህግደፍ ከም ገበነኛ ዝገልጽ ወላ ሓንቲ ኣብ መግለጺኦም የለን፡ ፤ ንኢሳያስ ኣፈወርቂ'ውን ደፊሮም ገበነኛ'ዩ ክብልዎ ኣይተሰምዑን፡ ፤ብገበን ዝሕተት ኣካል ኣብ መግለጺኦም የለን፡ ፤ ኣቶ ዓንደብርሃን ብዛዕባ ጎይትኡ ኢሳያስ ከምዚ ይብል፡ ፤"So what role might President Isaias Afeworki have in

READ MORE

ሃብቶም ጸጋይን ማሕሙድ ሳልሕን “ሃለው ባሕሪ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ተ/ ሃብቶም ጸጋይ ኣብተን ምስ ስዉእ ኢሰያስ ተወልደብርሃን (ወዲ-ፍላንሳ) ዝጸንሓለን ሕደት ኣዋርሕ ዘይሕከኽ ኣሰር ዝገደፈሉ ጦብላሕታታት ከዘንቱ ፈቲኑ። ዕላማና ውሱን ነይሩ። ዝኽሪ ጥራይ። ታሪኽ ሂወቱ ክንጽሕፍ ወይ ክንምርምርን ክንመራመርን ኣይኮናን ዝተበገስና። ምኽንያት ይኹን ሞይኡ የብልናን።  ስለምንታይ

READ MORE

ተጋዳላይ ኣርኣያ ካሕሳይ ማሉ ካብ ኣዲኡ ወ/ሮ ትበርህ ኣብርሀን ኣቦኡ ብላታ ካሕሳይ ማሉን ብዕለት 13/12/1947 ኣብ ደቂ ጽንዓ ተወልደ። ክሳብ ሻሙናይ ክፍሊ ኣብ ድባርዋ ተማሂሩ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቱ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ ጥልያን(ቦተጎ) ተማሂሩ መሃንድስ(ጆመትራ) ኮይኑ ተመረቐ። ስውእ ተጋዳላይ ኣርኣያ ካሕሳይ ማሉ ብዝነበሮ ብርቱዕ ፍቕሪ

READ MORE

ኣቱም ደቂ ኣብርሃም! እተን ኣብታ ሎሚ በዚ ኣዕናዊ ጉጅለ ህግደፍ፡ ብኹሉምሉ ተደዊና ዘላ ምጭውቲ ከተማና ኣስመራ፡ ኣብ እምባ ፎርቶ ተደኲነን ዘለዋ ማዕከናት ዜና ደማሒ (መላኺ)፡ ኣብ ኣመሪካን ኤውሮጳን ዓሰርተ ዘይበጽሑ ሰባት፡ “ደሞዝ ውሒዱና” ኢሎም ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዝወጹ ግዜ፡ ዓቢ ብስራት ከም ዝረኸባ ተጓይየን፡ ናብቲ ብዘይካ

READ MORE

ኣንታ ህዝቢ! መሊኽናዮ ክብሉኻ እትኸንብ ጸልሚቱ ክብሉኻ ዘይትዓርብ ጸሐዩ ክብሉኻ እትሰርብ ነፊሱ ክብሉኻ እትዘንብ ወገንካ ንምርዳእ ዘይትርብርብ መን ኣሎ’ሞ ንኣኻ ዘርክብ! ኣንታ ህዝቢ፥                   ኣንታ ንስኻ እኮ ንበይንኻ ኢኻ መዳርግቲ ኣልቦ ውርዙይ ዝባህልኻ ጎይታ ሰፊሕ *ሌማት ሓደ ማኣድኻ   *መቐረብ መኣዲ ጸሙ ዘይተሐድር *ነዳይ ተረኣኻ      *ድኻ ካብታ ዘላትካ ትመቅል ሓውኻ ለዋህን ፈቃርን መን ኣሎ ከማኻ!? ኣንታ ህዝቢ፥ ኣብ ስደት ሰፊርካ ናይ *ዘለምቲ ዕዳ   *ረገጽቲ፡ ጨቆንቲ ካብታ

READ MORE

ንነዊሕ እዋን ብረቂቕ ሜላ ንጊልያነትን ምሩኽነትን ረድየ ንኽቕበሎ ተለማሚደዮ ኢየ ጸኒሐ። ኣብ ክሊ ናተይ ዕድመ ዝርከቡ ዝበዝሑ ኤርትራውያን መሳቶይ እውን ግዳይ ናይ ከምዚ ዓይነት ስነ-ኣእምሮ ከም ዝነበሩ ርግጸኛ ኢየ። ክትብሎ ከለኻ ዘይልሙድ ደኣ ይመስል ይኸውን እምበር፣ ኣብ ትሕቲ ምልኪ ከም ዝነበርካ ይርደኣካ ኣይነበረን። ከም ወድ ሰብ መጠን

READ MORE

ምዕራፍ 3፡ ምስጢራዊ ሰልፊ መራሕ ብርጌድ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲፍላንሳ)፡ ናይ ሓደ ስዉእ ብጻዩ ብሽክሊት ምስ ፈተሾ ምስጢራዊ ሰልፊ ከም ዘሎ ፈሊጡ። ብዛዕባ’ቲ ፍጻሜ ንሓደ ኣባል መሪሕነት ምስ ኣዕለሎ ድማ፡ “ብዛዕባ’ዚ ምስ ዝኾነ ሰብ እንተ ተዛሪብካ ሞት ከም ዝስዕበካ ፍለጥ” ኢሉዎ።                                           ሓደ ኣባል ብርጌድ 58 ነበር ኣብ ካልኣይ

READ MORE

ሓቂታትን ሸቶኦምን፤ ህግደፍን ትማሊን ከቡራትን ክቡራንን ኣንበብቲ፣ ከመይ ቀኒኹም? ሎሚ ብዛዕባ ካብ ብህግደፍ ዝካየዱ ተመክሮ ሓዘል ቪድዮታት ሓደ 45 ክፋላት ዘለዎ ትማሊ ሒዘ ቀሪበ አሎኹ። አብዚ ቪድዮ ትማሊ ተመክሮ ህዝባዊ ግንባርን በዳሂ ሽግራቱን ብመሳጢ ኣገባብ ተሰኒዱ ስለ ዘሎ ደስ ዘብል ኮይኑ ረኺበዮ። እቶም ተዋሳእቲ ንዝተዋህቦም ዕማም ብዝበቅዕ

READ MORE

ቀዳማይ ዓመት ናይቲ ብ21 ጥሪ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ክግበር ብምጥላብ ዝተኻየደ ስርሒት ፎርቶ ከምኡ’ውን ንምምላጥ ስድራቤት ስዉእ ናይቲ ስርሒት ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ኮለኔል ወዲ ዓሊ) ንምሕጋዝ ብድምጺ ኣሰና ንሓደ ወርሒ፣ ካብ ባሕቲ ጥሪ ክሳብ 31 ጥሪ ተኸፊቱ ዝጸንሐ ማዕከን ህጹጽ ሓገዝ $27, 382.09 (ዶላር

READ MORE

Google Translation  Within his visit to Australia Amanial Eyasu meet Australian and Eritrean Foreign Ministry in Canberra Site manager and radio Esna Amanial Eyasu and presenter of the seminar , Mr. Abdel Razek Karrar Spaced : Canberra Events within the visit Amanial Eyasu site manager and radio Esna to

READ MORE