Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዳግመ ዉደባ መንግስቲ፡ መንግስታዊ ቅርጻን ሓይሊ ጉልበት ሰብ ብከመይ ይካናወን? ኣብ መፋርቕ ወርሒ መስከረም `2013 ሓለፍቲ ህዝባዊ ግንባር ንዴሞክራስን ፍትሕን ኣመሓደርቲ ዞባታትን ክዋድራት ኣብ ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ምምዕባል እምባትካላ ኣኼባ ከም ዘካየዱ ብመራኸብታት ብዙሓን ኤርትራ ተቓሊሑ ምንባሩ ኣይርሳዕን እዩ። ዕላማ ናይቲ ካብ 17-19 መስከረም 2013 እተቓንዐ

READ MORE

ነታ ወትሩ ዝብርብራ ማዕከን ሓበሬታ Youtube ከፊተ ናይ ቪድዮ ፋይላት እናፈተሽኩ ከለኹ ሓንቲ ኣቓልቦይ ዝሰሓበት ቪድዮ ርኣኹ። ኣርእስታ “PIA Interview on May 2012 About Principles and Values” ይብል። ካብ ነዊሕ ቃለ መሕትት ኢሳያስ ተወሲዱ ዝተዘርግሐ ቪድዮ ኢዩ። ነቲ ኣርእስቲ ምስ ኣንበብኩዎ፣ መትከል ዘይብሉን ክብርታትና ዘዕነወን ሰብ ደኣ

READ MORE

ድሮ ዓመትካ ቀሪቡ! ኣንታ ስዉእ ወዲ ዓሊ! ከይረኸብና ኣሰርካ ስዒቡ ንገፋዕቲ ዝኣሊ   ግዳይ ገፋዕቲ ኮይኑ ህዝቢ ስኢኑ መጽለሊ ስኢኑ ጭርናዕ-ህዝቢ ሰስ መበሊ ሃጽ ይብል ኣሎ ውላዱ ዘላሊ ረመጽ ኮይናቶ ናተይ ዝብላ ምድሪ ብኣማኢት ውሒጡዎ ባሕሪ ወዮ ትፈልጦ ጉድ ‘ምበር ገዲዱ ብድሕረኻ መርድእ ኮይኑ ቀለቡ ህዝብኻ ጨው እግሮም ረጊጾሞ ብቐትሪ ወዲ ሰብ ኮይኑ ግብሪ ይጥፍኡ’ለዉ ደቂ

READ MORE

ብ 3 ጥሪ ሓንቲ ጓል ሓደ ዓመት ዝዕድሚኣ ኤርትራዊት ህጻን ኣብ ሕቝፊ ኣዲኣን ኣብ ቅድሚ ኣቦኣን እንከላ ብሓደ እስራኤላዊ ክልተ ግዜ ብኻራ ገጻ ተወጊኣ ንህይወታ ኣብ ዝፈታተን ሓደጋ ወዲቓ ኣብ ሕክምና ከምዝተዓቝበት ጋዜጣታት እስራኤል መስኪረን። ብ 8 ጥሪ ኸኣ፣ “ቀዳሞት ኮይኖም ኣብ ዝስዕሩሉ ውድድር ዘይሽለሙ

READ MORE

ርሑቕ ዓዲ መሐሰዊ መልሲ ንሓሳዊት ብርኽቲ ፍስሃየ (ብጓል-ቡርጁዋ እትፍለጥ)  ደራሲት መጽሓፍ “ይጽንሓልኪ” ብ ጽገወይኒ ኣድሓኖም (ጓል ላንጋኖ) ካልኣይ ክፋል   ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ እንታይነት ብርኽቲ ፍስሃየ (ብጓል ብርጅዋ እትፍለጥ) ገሊጸ ነይረ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ኣርእስተይ ከኣ ከም ስርዕቲ ተ.ሓ.ኤ ኣብ ኣስመራ እንታይ ትገብር ነይራ ዝብል ሕቶ ኣሕጺረ ኣቢለ ክገልጾ ክፍትን ኢየ። ጓል

READ MORE

ንኣይን ንኣኻትኩምን መታን ክጥዕመና ብዓረር ጠላማት ዝሓለፈ ጅግና ስድራኡ ንምእላይ ንፈጽም ሕድርና ነዚ ረሳሕ ገንዘብ ዘምጽኦ ረሃጽና ኣይንማታኣሉ ንዘርግሕ ኣእዳውና! ሃየ’ወ ነወፊ ከምቲ ዝተለምደ ጅግና’ኳ ብዓረር በጃና ዝኸደ ክንገብሮ ንኽእል በቲ ዝወሓደ ስድራኡ ምሕብሓብ’ዩ ሎሚ ናትና ግደ! ስቓይን መከራን ከብቅዕ ሓሳርና ኣብ በረኻን ባሕርን ከይጸንት ህዝብና ነዚ ኣንበሳ ኣናብስ ወዲ ዓሊ ጅግና ምልኪ ዝመከተ ገንሸል ሓርነትና ሃየ’ወ ነቕስኖ

READ MORE

መራሕ ብርጌድ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲፍላንሳ)፡ ናይ ሓደ ስዉእ ብጻዩ ብሽክሊት ምስ ፈተሾ ምስጢራዊ ሰልፊ ከም ዘሎ ፈሊጡ። ብዛዕባ’ቲ ፍጻሜ ንሓደ ኣባል መሪሕነት ምስ ኣዕለሎ ድማ፡ “ብዛዕባ’ዚ ምስ ዝኾነ ሰብ እንተ ተዛሪብካ ሞት ከም ዝስዕበካ ፍለጥ” ኢሉዎ።                                           ሓደ ኣባል ብርጌድ 58 ነበር           ድሕሪ ናይ ኣርበጂ ዕላል፡

READ MORE

ርሑቕ ዓዲ መሐሰዊ መልሲ ንሓሳዊት ብርኽቲ ፍስሃየ (ብጓል-ቡርጁዋ እትፍለጥ)  ደራሲት መጽሓፍ “ይጽንሓልኪ” ብ ጽገወይኒ ኣድሓኖም (ጓል ላንጋኖ) ቀዳማይ ክፋል መእተዊ       ደቅ-ሰብ መሰረት ባህርያት ህይወትና ካብ ዕሸልነትና ዘሰንየና ስነ-ምግብራዊ ኣተዓባብ’ዩ ዝውስኖ። ሃካያት ዲና ህርኩታት፣በቃቓት ዲና ለጋሳት፣ ሓቀኛታት ዲና ወስለትቲ፡ እሙናት ዲና ሰረቕቲ፣ ሓሰብቲ ጽቡቕ ዲና ተንኰለኛታት፣ ሰብ  ጽቡቕ ቅንኢ ዲና ሰብ

READ MORE

ዓለም-ለኻዊ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምልዕዓላት፣ ሎሚ አብ ድያስፖራ ኣበየከተማኡ ዝርአ ዘሎ ደያቢ ናይ ናጻ-ህዝቢ (አብ ፖለቲካውያን ውድባት ዘይተወደቡ) ፖለቲካዊ ምንቅስቓሳት ኢዩ። ንምጥቃሱ ክጥዕመልና መታን ህዝባዊ ምንቅስቓስ እንተበልና ተመራጺ እመስለኒ። ኣውራ ግና ብዛዕባ‘ዚ ምንቅስቓስ‘ዚ ግቡእ ግንዛቤ ምግባር ንዅሉ በዓል-ጕዳይ ጠቓሚ‘ዩ። መን‘ዩኸ በዓል-ጕዳይ? ሰብ-ጕዳይ ማለት አብዚ ኵሎም ብኤርትራ

READ MORE

An African migrant takes part in a protest opposite the Knesset. Photograph: Baz Ratner/Reuters Around 10,000 African refugees have taken their protest to the Israeli parliament in Jerusalem on the fourth consecutive day of demonstrations and strikes against harsh detention laws, and to demand the authorities consider their

READ MORE

ህቡብ ድምጻዊ ወዲ-ትካቦ ኣብ ላስቬጋስ፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ንህዝቢ ዘበራበረ ውዕዉዕ መደብ ከምዘቕረበ ኣወሃሃድቲ ናይቲ ብምኽንያት ሓዱሽ ዓመት ዝተኻየደ መደብ ሓቢሮም። ወዲ-ትካቦ በታ ዓቢ ኣድናቖት ረኺባ ዘላ “ንሓድነትና ሸጥ መዓንጣና”  እትብል እዋናዊት ደርፊ እዩ ፈሊምዎ። ቀጺሉ ካልኦት ዝተፈላለዩ ሓደስትን ናይ ቐደምን ሃገራውያን ደርፍታት ብምቕራብ ንህዝቢ ላስቬጋስ

READ MORE

ዮፍታሄ ድሜጥሮስ፣ ሓላፊ ተዋህዶ ሃይማኖት፣ ኤርትራ ብመንግስቲ ኤርትራ ተላኢኹ፣ ገንዘብ ክዘምት ኣብ እስራኤል ኣትዩ ኣሎ። ሓላፊ ሃይማኖት ተዋህዶ ዮፍታሀ ድሜጥሮስ፣ ሰኑይ 6 ጥሪ 2014 ኣብ እስራኤል ምስ ዘለዉ፣ ልኡኻት ኣቕሽሽቲን መንእሰያትን ብምምስጣር፣ ካብቲ ምሉእ ብምሉእ  ኣማሓደርቲ ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻሩ ዝርከብ እንዳ መድሃነኣለም ቤተ ክርስትያን ኣብ ተልኣቪብ፣  ብሞባእ

READ MORE

ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገርን (EYSNS) ሰራዊት ሕድርን ኣብ ሃገረ እስራኤል ዝካየድ ዘሎ ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ መሪሕ ተራ ይጻወቱ ኣለዉ ኣብ ሃገረ እስራኤል ኤርትራውያን ዜጋታትን ካልኦት ኣፍሪቃውያን ኣሕዋትናን ኣጋጢምዎም ዘሎ ናይ መሰልን ህላዌን ሕቶ መፍትሒ ንኽረኽብሉ ኣብዚ ሰሙን እዚ ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገርን ሰራዊት ሕድርን

READ MORE

ኣቐዲምና ከምዝጠቐስናዮ ብምኽንያት ቀዳማይ ዓመት ናይቲ ኣብ 21 ጥሪ 2013 ኣብ ስርሒት ፎርቶ ብጅግንነት ዝተሰውአ ተባዕ ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊ) እዛ ሒዝናያ ዘለና ወርሒ ጥሪ “ወርሒ ጅግና ስዉእ ወዲ ዓሊ” ከምእትኸውን ንምግባር፣ ድምጺ ኣሰና ካብ ፈለማ ኣትሒዛ ኣብ መደባታ ብዝተፈላለዩ ጽሑፋት፣ ግጥምታትን ዜማታት ነቲ

READ MORE

ትዕዝብተይ፥ ዝኸበርኩም ኣሰናውያን ከመይ ቀኒኹም? ሰላም። ትዕዝብትኹም ከም ትዕዝብተይ እንተኾይኑ ዕብየትን ተባሃጊነትን ኣሰና ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ሰማይ ዓሪጉ ኣሎ። እዚ ኸኣ ብሃንደበት ወይ ድማ ብዕድል ዝመጸ ምዕባለ ከምዘይኮነ ንኹሉ ብሩህ ይመስለኒ። ምህርቲ ናይቲ ብቅንዕና ንሃገርን ንህዝብን ምግልጋል ጥራይ ዝዕላማኡ፡ ብልሳን ዘይኮነስ ብተግባር ዝዛረብ ኣካይዳን ሓያል

READ MORE

ዕለት 06/01/2014 ሰሚናር ሚላኖ ዶክተር ተወልደ (ወዲ ቫካሮ) ዝሓለፈት 05 ጥሪ 2014 ካብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ብዙሃት ካብ ዝተፈላልዩ ከተማታት ጣልያንን ፣ ስዊዝን ዝመጽኡ ኣስታት 200 ዝኮኑ ኤርትራውያን ዝተሳተፉሉ ዕዉት ናይ ሓድነት ሰሚናር ኣካይዱ። እዚ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ልዕሊ ዓሰርተ ከተማታት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ካናዳ ስቶክሆልም፡

READ MORE

ንሕና ኣባላት "ኤ.ም.ል.ም.ግ."  (ኤርትራዊያን፤ ንምህናጽ ልፍንቲን፤ ምፍታሕ ግርጭትን) ብዝብል ሽም እንጽዋዕ ኣቐዲምና ንመሰጋገሪት ሽማግለ ነቲ ብርቱዕ ስራሕ ብምቕባሎም ልዑል ልባዊ ምስጋናና ይብጻሓዮም ንብል። ከምኡ እውን ነዚ ወሲዶሞ ዘሎዉ ዕማም ምስላጥ ዓቢ ሓላፍነት ምዃኑ፤ ብፍላይ ድማ ኣብዚ ናይ ታሪኽና ቐጻሊ ግርጭትን ሕልኽልኽን ዝመልኦ መንገዲ ኣዝዩ ትዕግስትን

READ MORE

ደሃይን ናይ ቃልሲ ጻውዒትን ካብ ደለይቲ ለውጢ ሻርለት፥ ሰሜን ኬሮላይና “ሃገርና ከይትበርስ፥ ህዝብና ከይጸንት : ንለዓል ! ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፥ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ኣብ ሻርለት፥ ሰሜን ኬሮላይና ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ከነካይዶ ዝጸናሕና ምዝርራብን ምርድዳእን ብ 19 ጥቅምቲ ወግዓዊ ኣኼባ ብምክያድ ኣብ ሓደ ተጠርኒፍና ንዲሞክራስያዊ

READ MORE

ዝኸበርኩም ኣሰናውያን ሰላም፡ ብመጀመርያ ንኣኻትኩም ንኣሰናዳእትን ኣቕረብትን ልሳን ድምጺ ውጹዓት ራድዮ ኣሰና፡ ርሑስ ልደተ ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክሩስቶስን ዓመተ ሓርነትን ፍትሕን ክኾነልኩም እምነ። ብምቕጻል፥ ኣብዛ ዓመት እዚኣውን ካብቲ ዝሓለፈ ዓመታት ብዝሓየለ፡ ነታ ኣብ ክሳድ መላኺ ኣትያ ዘላ ዑቘት (ገመድ) ንምጽባብን ብኡ ኣቢልካውን ምትንፋስ ከሊእካ ንምቅባጹን፡

READ MORE

ሃለው ባሕሪ (3ይን መወዳእታን) ኣብ ሓቀኛ ዝኽርታት ሃብቶም ዝተመርኮሰት ዛንታ ማሕሙድ ሳልሕን ሃብቶም ጸጋይን ሃለው ባሕሪ(2ይ ክፋል) በዚ ዝስዕብ ሕጥበ ጽሑፍ ወዲኡ ነይሩ። “ድሕሪ’ቲ ናይ ሓለፍቲ መብርሂታት ናይ ብምልኡ ብርጌድ ኣኼባ ተኻየደ። ሓጻር መግለጺ እዩ ሂቡ። “ ብጾት ሕጂ’ውን ታሪኽ ክንሰርሕ ኢና። ነዚ ኣብ ቅድምና ዘሎ ጸላኢ ጸራሪግና ከረን

READ MORE

ኣብ ወርሒ ሕዳር 2013 ዮውሃንስ ትካቦ “ወዲ ትካቦ” ንህ.ግ.ደ.ፍ. ራሕሪሑ ምስ ተቓዋማይ ህዝቢ ወጊኑ ከምዝነበረ ዝዝከር’ዩ። ንዝተረኽበ ጽቡቕ ኣጋጣሚ ዕድል ብምጥቃም፣ ወዲ ትካቦ ጋሻና ኰይኑ ምሳና ክሓድር ተዓዲሙ፣ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝተቐበሎን ክመጽእ ምዃኑን ምስተረጋገጸ፣ ብኣሳናዳእቲ መደብ በዓል፣ ሰፊሕ ናይ ዕድመ መልእኽቲ ንህዝቢ ተዘርጊሑ ቀንዩ። ኤርትራውያን

READ MORE

ርሑስ በዓል ልደት 2014 ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ፡ ከምኡ’ውን ንሓይልታት ምክልኻል፡ ንኩሎም ኣብ ኤርትራ ዓይነታዊ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንምርግጋጽ ዝቓለሱ ዘለዉ ሓይልታት፡ ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልኩም ይግበረልና ዝብል መልእኽቱ የመሓላልፍ። በዓል ልደት 2014 ኣብ ኤርትራ ኣፍደገ ሰላምን ራህዋን

READ MORE

ጽገና ወይ ምጽጋን ዝብል ቃል፡ ብተራ ትርጉሙ፡ ምዕራይ፣ ምምሕያሽ ወይ ምልግጋብ ማለት እዩ፡፡ ብመንጽር መሰረታዊ ባህርያት ስርዓታት፡ ትርጉሙ ክረአ እንከሎ፡ መሰረታዊ ፖሎቲካዊ ባህሪኡ ከይተለወጠ፡ ኣብ ገለ ዘኽፍኡ መዳያት ናይ መልክዕ ምቅይያር ወይ ምምሕያሽ ብምግባር፡ ቀጻልነቱ ምውሓስ ማለት እዩ። ጽገና፡ ኣብ ጨቆንቲ ፖሎቲካዊ ስርዓታት፡ ኣብ ልዕሊ

READ MORE

ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ፡ ዶክተር ጽጋብ ምንቅስቓስ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ (ስ.ኤ.መ.ለ. ሰሜን ኣሜሪካ) ካብ ዝምስረት ኣትሒዙ ከም ንጡፍ ኣባል፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ 6 ወርሓት ኸኣ ከም ኣቦ ወንበር  ኰይኑ ከገልግል ጸኒሑ እዩ። ንሱ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሓት ዘሳላሰሎም ንጥፈታትን መጻኢ

READ MORE