Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብዓልቲ ቤቱ ነቲ ኣብ ፈለማ ናይዚ ዓመት ‘ዚ (ጥሪ 21 2013) ኣብ ውሽጢ ኣስመራ፣ ኣብ ዝተኻየደ፣ ብ”ስርሒት ፎርቶ” ዝፍለጥ ምንቅስቓስ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ንለውጢ መሪሑ ብጅግንነት ዝተሰውኤ፣ ኮሌኔል ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊ) በኺታ እድሪስ ዑመር፣ ምስ ክልተ ደቃ፣ ሪሃም ስዒድ ዓሊ ሕጃይ ከምኡ ‘ውን

READ MORE

29.12.2013 ኣገዳሲ ሓበሬታ ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ ኣብ ከተማ ከለን ንዕለት 11.01.2014 ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ ብዛዕባ ህሉው ኹነታት ኤርትራን ዝምድናና ምስ ጎረባብቲ ሃገራትን መግለጺ ክህብ ስለዝኮነ ንኹሉ ግዱስ ኤርትራዊ ንዘተን ኽትዕን ንዕድም፡፡ አኼባ ዝግበረሉ ቦታን ሰዓትን፣ ኣብ ከተማ ከለን (ጀርመን) ሰዓት 16፡30 Bürgerzentrum Turmstr 3 Köln-Nippes   ተስፋይ ተምነዎ

READ MORE

እንታይ ንጽበ ኣሎና መለኽቲ ስልጣኖም ከናዉሑ መልሓሶም እዮም ዘብልሑ ናይ ወረ መናፍሕ የብዝሑ መደንዘዚ ሓሶት ይነዝሑ፡፡   ኣብ ርሑቕ ከይከድና ንዘቲ ብዛዕባና በቲ ሓንጎልና ዝሰረቐና ኣእምሮና ዝኣሰረና ሓሶት ኣምሲሑ ዘድረረና ናይ ሕልሚ ዕብየት ዘምጽኣልና፡፡   ብሓሶት ኣንበሳ ተሰሪሑ ዘእመነና ኣገሪሁ ንዝኣበየ ኣፋራሪሑ ዝዓገቶ ንከይርሁ፡፡   ንዑባ ኣላግሱና ንድፋኣዮ ነዚ ኳና ብመልሓሱ ዘጋገየና መንደቕ እየ ዝበለና መሰረት ዘይብሉ እንዳራኣና፡፡   ወይ ኳና‼   ሓንጎልና ሰሪቕካና ዘይስእልኻ ስኢልካልና ዘይንስኻ ኰንካ ቐሪብካና ንነዊሕ ዓመታት ኣገሪህካና፡፡   ብገርህና ኣዘንጊዕካና ኣብ ጁባኻ

READ MORE

  በይ ኤርያ ካሊፎርኒያ 20 ታሕሳስ 2013 ኣባላት ቦርድ ዳዕሮ በይ-ኤርያ ንኩሎም ኤርትራውያን ኣመንቲ ክርስትና ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልኩም እንዳበልና፡ ከምኡውን ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም። ብዕለት 7 ታሕሳስ 2013፡ መሰጋገሪ-ሽማግለ በይ ኤርያ፡ እዞም ዝስዕቡ ክልተ ዓበይቲ ዛዕባታት ኣሰላሲሉ።   1) ነቶም ብዕለት 24 ሕዳር 2013 ብህዝባዊ ኣኼባ ዝተበገሱ ሓሳባት ብዝያዳ ኣነጺሩ 2) መስርሕ

READ MORE

ዳግመ ርኽክብ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ ነበር ተረኽቦ ላምፓዱሳን ዚሰዓቦ ምዕብልናታትን ዝምልከት መግለጺ                                                                         ታሕሳስ 27፡ 2013 ንሕና፡ “ብዳግመ ርኽክብ ኣባላት ተሓኤ ነበር፡ ኣቢልና ንዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ክንራኸብ ዚጸናሕና ዜጋታት ኢና። ብርግጽ፡ ኣቐዲምና ብዕሊ ከም ዘፍለጥና፡ ቀዳማይ ዕላማ ናይ`ዚ ዳግመ ርኽክብ`ዚ እቲ ሰፊሕን ክቡርን ታሪኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ከም ዘይፍለ

READ MORE

ድሃይ ባይቶ ኤርትራውያን ኣብ ኮሎራዶ- ንፍትሕን ለውጥን                                                                                                                         12/23/203 ከም መቐጸልታ ናይ`ቲ ኣብ ዝተፋላለየ ከተማታት ሰሜን ኣሜሪካ ተበጊሱ ዘሎ ጥርናፈታት፡ ኣብ ኮሎራዶ ንርከብ ኤርትራውያን`ውን ሓድነትን ጥርናፈን ናይ ደለይቲ ፍትሒ፡ እምኒ ኩርናዕ ናይ`ታ ኩላህና ንብህጋ፡ ንምነያን ንሓልማን ፍትሓዊት፡ ሰላማዊትን ዲሞክራሲያዊትን ኤርትራ ሙዃኑ ብምእማን፡ ካብ ተቀማጦ ኮሎራዶ ኣባላት ዝተፈላለያ

READ MORE

ኣብ ንኡስ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት ኣብ መንጎ ሰራዊትን ህዝብን ክሳብ ምቅትታል ዝበጽሕ ፍሕፍሐ ይርአ ከምዘሎ ምንጭታት ንኣሰና ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፣ ኣብ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት ኣባላት ዕቑር ሰራዊት ንሓደ ወዲ ጀሪድ ዝብሃል መንእሰይ ተቐማጣይ ኣፍዓበት ኣብ’ቲ ወርቒ ዝፍሓረሉ ዝነበረ ካባቢ ብጥይት ድሕሪ ምህራሞም  ኣብ ሆስፒታል ኣፍዓበት ብኡ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ብምኽንያት ብዓል ልደት ንፖለቲካዊ ጎስጓስ ናብ ወጻኢ ዝለኣኾም፣ ኣሚነ ተ/ስላሰ፣ ኢሳያስ ደበሳይ፣ ፋጥማ ኢብራሂም፣ ሳሙኤል ተዓገስ፣ ሄኖክ ተኽላይ ዝተባህሉ ሓሙሽተ ደረፍቲ ንሓደ ሰሙን ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ፍራንክፈርት ተታሒዞም ከምዝቐነዩ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። በዚ ምኽንያት፣ እቲ ኣብ ሆላንድ፣ ሮተርዳም፣ ን25 ታሕሳስ ከቕርቡዎ ሒዞሞ

READ MORE

"ስቕታ ይኣክል" ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ: ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ኣብ ስንስናቲ ኦሃዮ ሕ.መ.ኣ ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ከካይድዎ ዝጸነሑ ምዝርራብን ምርድዳእን ብ 21 ታሕሳስ 2013 ወግዓዊ ኣኼባ ብምክያድ ኣብ ሓደ ማሕበር ተጠንንፎም ብሓባር ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንኽቃለሱ ወሲኖም። ኣብቲ ዕለት ከኣ " ምንቅስቓስ ኤርትራዊያን ንፍትሕን ዲሞክራስያዊ ለውጥን" ኣብ

READ MORE

መጋረጃ ይቀንጠጥ ካብ ኮን ሰዓቱ 29 መጋረጃ ይቀንጠጥ ኣኺሉ መዓልቱ ኤርትራውያን ንዛረብ መዓጹ ካብ ተኸፍቱ ክንደይሻዕ ክንሕባእ ኣብ ቀሚሽ ክንኣቱ ይኣክል ናይ ብርዒ፡ ይገለጽ ኣስማቱ። ዘይሓስብ ኣይንገድ፡ ብዕዳ ከይ ድብደብ!!!! ኣስመራ ካብ ኮነት ማይ ኣልቦ! መብራህቲ ኮነ ፍትሒ ኣልቦ ኣብ መዓሙቕ ወሪድካ ማይ ኣልቦ ዝተወልዱ ኮይኖም ፍቅሪ ኣልቦ ሕማም ድሓር ጸገም ናይ ዓደቦ ትሕዝቶኡ ጸገም ማና ዘይርከቦ። ኣስመራና

READ MORE

ንሓደ ሰሙን ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝጸንሐት ከተማ ቦር ኣብ ቀጽሪ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተዓቝቦም ዝቐነዩ ልዕሊ 450 ኤርትራውያን፣ ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰብ ዝወረዶም ጉድኣት ከምዘየልቦ፣ እንተኾነ፣ ንብረቶም ብምሉኡ ከምዝተዘምተ ኣብቲ ቦታ ዝርከቡ ኤርትራውያን ንኣሰና ሓቢሮም። ኣብዚ እዋን’ዚ ቦር ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ሰራዊት

READ MORE

መቐጸልታ ስዉእ ተጋዳላይ ወልደዳዊት ተመስገን፡ ሓደ ካብቶም ኤርተራና ዝኸሰረቶም ጀጋኑና (ሰመረ ፍስሃየ) ቅድሚ ኣብቲ ቀጻሊ ጽሑፈይ ብዛዕባ ስዉእ ወልደዳዊት ተመስገን ምእታወይ፡ ብመሰረት ቀዳማይ ጽሑፈይ ንዝቐረባ  ሰለስተ ኣገደስቲ ርኢቶታት ዝብለን ክጽሕፍ እየ፡ ታሪኽ ተጋደልትና፡ ኣብ ተ.ሓ.ኤ ይኹን ኣብ ህ.ግ. ዝነበሩ፡ ክንዛረበሎም ዘሎ እዋን ግዚኡ ኣይኮነን ዝብል እምነት የብለይን፡፡ ኣብ

READ MORE

  ስም ኣዳልዪኒ ስም እባ ኣዳልዪኒ እከይ ተግባራቶም ምስ ስሞም ካዛምዶ ሓግዙኒ   ሸፋቱዶ ክብሎም ቀተልቲ ዘረፍቲ ኣቃጽዮሞ ዝጸንሑ ብጽምዋ ብለይቲ ቅሳነት ዘይህቡ ንቆልዓ ሰበይቲ ገንዘብ ሃይማኖቶም መንደይቲ መሕጎልቲ   ሸፋቱ ኣሎዎም ዝምርሑሉ ሕጊ መን ጓንዴ ይሕዝ መን ይሕዝ ሓለንጊ ንመን ከምዝኸትሩ ንመን ከም ዝንሕፉ በየናይ ጀሚሮም ናበይ ከም ዝሓልፉ   ሸፋቱ ዘጥቁዑሉ ጽምዋዩ ቦትኦም ኣይመጹኻን እዮም ንስኻ ኢኻ ትኸዶም ምሳናዮም ዝነብሩ

READ MORE

ሃለው ባሕሪ (2ይ ክፋል) (ኣብ ሓቀኛ ተዘክሮታት ሃብቶም ዝተመርኮሰት ልበወለዳዊት) ማሕሙድ ሳልሕን ሃብቶም ጸጋይን ዝሓለፈ 1ይ ክፋል ባሕሪ በዚ ዝስዕብ ሕጥበ ጽሑፍ ዛዚሙ ነይሩ። “ድሕሪ ናይ ሳዓትን ፈረቓን ጉዕዞ፡ ባሕሪ ኣብ ዝባን እሮታ ኣብ መኣዘዚ ቦትኡ በጺሑ። ባሕሪ ኣብ እሮታ ኣሎ፡ ጽባሕ ነገር ኣሎ ። ‘ባሕሪ’ መጸውዒ ኮድ ጅግና

READ MORE

ኩሉ ሰብ ኣብ ሓንጎሉ ዝኸዘኖ፣ ቮልዩማት መጽሓፍቲ ዝወጾ ዛንታታት ኣለዎ። ወዲ ሰብ ተንቀሳቓሲን ህይወት ዘለዎን መጽሓፍ እዩ። እቶም ጽሑፍ እንመልኽ ነቲ ኣብ ኣእምሮና ዘሎ ዝተፈላለየ ሓበሬታ ወይ ዛንታታት ኣብ ጽሑፍ ነስፍሮ። እቶም ጽሑፍ ዘይንመልኽ ድማ ዛንታና ዝጽሕፈልና ሰብ ክሳብ እንረክብ ወይ ናይ ጽሕፈት ልምዲ ክሳብ

READ MORE

ኣማሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኤፍሬም ገ/ክርስቶስ ብዕለት 10.12.13 ምስ ወከልቲ ምምሕዳርን ዓበይቲ ዓድን ኣብ ከተማ ማይምነ ሰፊሕ ኣኼባ ኣካይዱ። እቲ አኼባ ብምሕዳር ንኡስ ዞባ ዝተወደበ ኮይኑ አብዚ ኣኼባ ዝተዓደማ ዓድታት ኣብ ኣከባቢ ማይምነ፤ ከባቢ ደብረስላሰ፡ ከባቢ ዓዲ ዃላ ዝርከባ ዓበይትን ንኣሽቱ ዓድታት ክኾና ከለዋ፣ ብሓፈሻ ካብ አስታት

READ MORE

ንገረኒ ንመን ተሓጺኻ? 12/24/2013 ረ.ክ.(ባሻይ) ንገርኒ………. ኣንታ ጅግና አንበሳ በረኻ ንገረኒ ንመን ተሓጺኻ? ንገረኒ……… ምሕጻይሲ ተሓጸ ጽቡቕ ትምኒት ጥንቃቐ ግን ግበር ካብ ዕንቅርቢት ይሕነና ’ለዋ ይቝነና ከይዓብጣኻ ወይዘሮ ጽገና ንገረኒ……… ምስ ጸገመን ኢየን ምስ ሕማመን ጽንሕ ኢለን ናብ ሰብኣይ ቀደመን ልቢ ግበር መንእሰይ ኤርትራ ነታ በቕሊ ህበይ ከይትሰራ ንገረኒ……… ይብላ ’ለዋ የማን ጸጋም ሆይ-ሆይ ዒላመን ኣይከደን ናይ ብኣምሆይ ሒዝካ ካብ መጻእካ ወርቂ ሽቦ ኣጻብዕ ናይ

READ MORE

ህጹጽ ዜና ኣሰና - ኣብ ቦር ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ናይቲ ልዕሊ 450 ኤርትራውያን ዝርከቡዎም ዓሰርተታት ኣሽሓት ስደተኛታት ተዓቝቦምሉ ዘለዉ ቀጽሪ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጽዑቕ ቶኽሲ ክስማዕ ጀሚሩ ከምዘሎ ቅድሚ ፍርቂ ሰዓት ደዊልና ኣብ ዝገበርናዮ ናይ ቴለፎን ዝርርብ ኣረጋጊጽና። እቲ ቶኽሲ ኣብ ዝስመዓሉ ዘሎ እዋን፣ ቆልዓ

READ MORE

እዚ ጽሑፍ 'ዚ፣ ኣሰናዳእን መስራትን ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ ብ 13 ታሕሳስ 2013 ናብ እስራኤል ኣብ ዝገበሮ ምብጻሕ ከም መበገሲ ዘተ ኣሰናን ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ እስራኤልን ንስምረት ኤርትራውያን ብዝምልከት ዝሃቦ መግለጺ እዩ። ብራድዮ ድሮ ስለዝተመሓላለፈ ብጽሑፍ ምዝርግሑ ሸለል ኢልናዮ ኳ እንኣተናሕና፣ ተኸታተልቲ ኣሰና ብጽሑፍ ምዝርግሑ 'ውን ኣድላዪ

READ MORE