Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ (ኤምሃዘ) መግለጺ ቁ. 2 ብዛዕባ ተልእኾና ዝምልከት ዝያዳ መብርሂ፤ ብዛዕባ እቲ ቅድሚ ቁሩብ ኣዋርሕ ዘውጻእናዮ ቀዳማይ መግለጺ፡ ብርክት ዝበለ ዝለኣኽኩምልና ዘተባብዕ ናይ ደገፍ መልእኽትኹም ልዑል ክብሪ ንህቦን ነመስግኖን። ብዙሓት ኣብ መልእኽትኹም  ብዛዕባ ተልእኾና ተወሳኺ መብርሂ ምሃብ ነቲ ክፍጠር ዝኽእል ናይ ተበግሶኹም ጌጋ ኣረዳድኣ

READ MORE

ፖሊስ እስራኤል ኣሲሮሞም ዝነበሩ ልዕሊ 50 ኤርትራውያን መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ ብዘይካ ክልተ ኩሎም ነጻ ተለቒቖም፣ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዘይሕጋዊ ንጥፈታት ዘካይደሉ ሰነዳት ብጭብጢ ተታሒዙ። ድሕሪ’ቲ ኣብ መንጎ መንእሰያት ደለይቲ ፍትሕን ደገፍቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስን ትማሊ ቐዳም 21 ታሕሳስ ኣብ ገሊላ ዝተኻየደ ግጭት ፖሊስ እስራኤል ኣሲሮሞም ዝነበሩ

READ MORE

ብዛዕባ ኣብ ምድረበዳ ዝተዘርዉ ወይ ከኣ ኣብ ባሕሪ ዝጠለቑ ሬሳታት ኣይኮንኩን ክዛረብ ደልየ። እቲ ዘረባ ብዛዕባ ኣብ መሬት ኤርትራ ዝሞተ እሞ ዝኾነ ዘይሓዘነሉ፡ ዘየልቀሰሉ፡ ዘይገጠመሉ፣ ገና’ውን ቀባሪ ዘይረኸበ በድኒ መንግስቲ ኤርትራ እዩ። እቲ መንግስቲ ካብ ዝመውት ነዊሕ ኴይኑዎ እዩ። ንህዝቡ ክምግብ፡ ማይ ከስቲ፡ ከብርህ፡ ከምህር፡

READ MORE

  ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      መበል 17 ክፋል         23/12/2013 ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ መሊሱ ክገድድ

READ MORE

ሎሚ ቀዳም 21 ታሕሳስ ደለይቲ ፍትሕን ደገፍቲ ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስን ኣብ እስራኤል፣ ገሊላ ኣብ ዝተባህለ ከተማ በእማንን ድሕሪ ምግጫዎም ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ እትርከቦም 12 ኤርትራውያን፣ 3 ካብኣቶም ብኸቢድ፣ ትጎዲኦም ናብ ሕክምና ክለኣኹ ከለዉ፣ ልኡኽ ስርዓት ኢሳይያስ ተስፋማርያም ተኸስተ (ወዲ ባሻይ) ካብ ቴልኣቪቭ ልዕሊ ክልተ ሰዓታት

READ MORE

“ምጽሓፍ ኣይተቋርጽ” ዝብል ምሕጽንታን “ደሃይካ ጠፊኡና” ዝብል ናይ ኢሜይል መጸዋዕታን ክመጸኒ ካብ ዝጅምር ነዊሕ ገይሩ። ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት እውን “መሲናስ” ብዝብል ስም ዝጽሕፍ(ዝገጥም) ግን ከኣ መን ምዃኑ ዘይፈልጦ ሰብ ዝጸሓፎ ናይ “ደሃይ ሃባ” ቅሉዕ መልእኽቲ ብመልክዕ ግጥሚ ኣብ ኣሰና ወጺኡ ኣንቢበ። ነቲ ‘መሲናስ’ ዝጸሓፎ መጎስ ዘይበቕዖ እኳ እንተኾንኩ

READ MORE

ኣብ’ታ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ተቓወምቲ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ወዲቓ ዘላ፣ ዋና ከተማ ኣውራጃ ጆንግለይ፣ ቦር፣ ዝርከቡ 550 ኣቢሎም ዝግመቱ ኤርትራውያን ንህይወቶም ኣብ ዘስግእ ኣዝዩ ሓደገኛ ኩነታት ተዋጢሮም ከምዘለዉ ብምምልካት ማሕበረሰብ ዓለም ካብቲ ኣትዮሞ ዘለዉ መዓት ከድሕኖም ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኤርትራውያን ጻውዒት ክገብሩ ሓደ ካብቶም ኣብ

READ MORE

ጽገና! ሸለል ተበልኩዎ ዋዛ መሲሉኒ እንታይ እዩ እዚ ዕላል ዝደጋገመኒ መን’ዩኸ *መሃንድስ መን’ዩ እቲ ወጣኒ    *ጆሜትራ (ብጥልያን) ብሓድሹ እንከሎ ንዘይኣዕቖበኒ ዝዓነወ መንደቕ ኪጽግን ዝብለኒ! መን’ዩ ኣንታ ጸጋኒ ወሓለ ነዳቓይ ኪቕጽል ዚምነ ናይ ህዝብና ስቓይ ህይወት ኪዘርኣሎም ንጉጅለ ጣልማይ ኣብ ዓርቢ ስቕለቶም ዘቐብል እኽለማይ! ኪንጽግን ዝበለ ይፈለጥ ብልሓቱ እስከ ሕተቱዎ እንታይ እዩ ድሌቱ? ነዚ እኩይ ስርዓት ኣብ ኣጋ ዕርበቱ ብዓልመን’ዮም

READ MORE

ሓላፊ ማእከል ወፍሪ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዶር ወልዳይ ፍጡር፣ ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት ኣብ ኣንጎላ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ኤርትራ ርእሰማሎም ከውፍሩ ንምእማን ፈተነ ‘ኳ እንተካየደ፣ ብሓቂ ናይ ወፍሪ ሃዋህው ዘይምህላዉ ዘቃልዑ ሕቶታት ከምዝገጠሙዎ ምንጭታት ንኣሰና ሓቢሮም። ንሱ ኣብቲ ኣስታት 200 ኤርትራውያን ዝተረኽቡሉ ኣኼባ፣ ኣብዚ እዋን’ዚ 104 ሰብ

READ MORE

  ይበሃላሎ ዕርቂ ምስ ህግደፍ ጸይቂ Tesfamariam W/giorgis 19/12/2013 Norway ህግደፍ ኣብ ዘብሎ ጠፊኡዎ ጸሓይ ከላ ብቐትሩ ጸልሚቱዎ ዓዕበድቢዲሎ ጭንቀት ሓዲሩዎ ለሚኑ ምስ ኢትዮጵያ ክዓርቅዎ   ተንኮለኛ ህግደፍ ውላድ ሻዕቢያ ካብ መዓስ ድኣዩ ንሰላም ዝደልያ ምስ ወደቐ ናተጓሕፈ ኣብ ጽርግያ ዓሻ ድዩ በራኺ ዓሻድያ ኢትዮጵያ   ልዕሊ 30ዓመት ዝኣኽለካ ተጻሪፍካ ብሓባር ምስ ናይ ስደት ኣኽላባትካ ወያኔ ገርካያ መዓልታዊ በስምኣብካ ኩሉ በደል ንወያኔ

READ MORE

ምዕራፍ 3፡ ምስጢራዊ ሰልፊ መራሕ ብርጌድ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲፍላንሳ)፡ ናይ ሓደ ስዉእ ብጻዩ ብሽክሊት ምስ ፈተሾ ምስጢራዊ ሰልፊ ከም ዘሎ ፈሊጡ። ብዛዕባ’ቲ ፍጻሜ ንሓደ ኣባል መሪሕነት ምስ ኣዕለሎ ድማ፡ “ብዛዕባ’ዚ ምስ ዝኾነ ሰብ እንተ ተዛሪብካ ሞት ከም ዝስዕበካ ፍለጥ” ኢሉዎ።                                           ሓደ ኣባል ብርጌድ 58 ነበር ስራሕ ግምሩክ

READ MORE

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      መበል 16 ክፋል         19/12/2013   ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ

READ MORE

 ድጉል-ሓዊ ድጉል ሓዊ አንዲዱኒ እግረይ ባዕዲ ዝቐበሮ ከጥፋኒ ሱረይ ደም ናየቦይ ሰትዩ ባጃ ዝሓርደለይ አካላተይ ሸይጡ ጋህሲ ዝፍሕረለይ ሬሳይ ተበቲኑ ዓለም ክነብዓለይ። ዓንቲሩ ገቢሉ ብደም ንጹሃት መንቕብ ዘይብሎም ደቀባት ንሞት ዝፈረዶም ለውሃት ከይፈለጡ ከይዶም ናይ ኮብራ ተንኮላት። ተመን ከንሱ ዕንቅርቢት ፍሽኽ እንዳ በለ ከም ለዋህ ርግቢት ልቢ ህዝቢ ሒዙ ዝአተ አብ መንጠቢት ሃገር ዘታለለ መንደላይ አራዊት። ህዝብና አይጎርሐን ንሰላም

READ MORE

ኣብ ሃገረ ንግስነት ሱዑዲ ዓረብ ንርከብ መንእሰያት ኤርትራውያን፣ ንዘይሕጋዊ ስርዓት ኤርትራ ንምውዳቕ ኣብ ዝካየድ ቓልሲ ከም ኩሉ ስደተኛን ከም ኩሉ ደላይ ፍትሒ እጃምና ከነበርክት ጸኒሕና። ስለዚ ቓልስና ንምሕያል ይኹን ኣድማዒ ተራ ክንጻወት ቕኑዕ ውዳቤ ኢልና ንኣምነሉ ንምምስራት ጻዕርታት ክንገብር ጸኒሕና። ናይ ቓልሲ ኣገባብና ዝያዳ ንምምዕባል፣ ሓድሕዳዊ እምነትና ንምዕባይ፣

READ MORE

ንዕሰል ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) 12/18/2013 ንዕሰል-ንዕሰል ኩልና ይሃምም አሎ መንእሰይና ዕሰል’ምበር ኣታ ብዓል ገመል ከም ኣመልካ ደቅኻ ተቐበል መንእሰይ መጸካ ብደበላ መማዕደዊት ጠምትለይ በላ   ንዕሰል-ንዕሰል ኩልና………

READ MORE

ሃለው ባሕሪ   (ኣብ ሓቀኛ ተዘክሮታት ሃብቶም ዝተመርኮሰት ልብወለዳዊት) (1ይ ክፋል) ማሕሙድ ሳልሕን ሃብቶም ጸጋይን ካብ ናቕፋ ዝተበገሰት ቶዮታ ፒክ-ኣፕ ክትቅብቅበና ሓዲራ ኣብ ምውግሑ ጃኒ ኣተና። ኣድካሚ ‘ኳ እንተነበረ ካብ ካልእ ጉዕዞታት ብዙሕ ዝፈልዮ ኣይነበረን። ብጻብራ ገይርና ንጎላጉል ኣዶብሓ ንየማን ገዲፍና፡ ሩባ ሓስታ ሰንጢቕና ሩባ ዓንሰባ በጻሕና። ካብ

READ MORE

ዳስ ሓውያ(ሞይታ) ዳስ ሓውያ ብሓንቲ ዘፈር ጠጢዓ 2ይ ክፋል ኑራ ሑሴን ድሕሪ ቀዳመይቲ ጽሕፍቲ ምውጻኣ፡ ብርክት ዝበለን ዝተፈላለዩን ርኡይቶታት ካብ ኣንበብቲ መጺኡኒ፡ ቀዲመ ዘይፈልጦ ዝነበርኩ ሓበሬታታት’ውን ክረክብ ኪኢለ ብጣዕሚ የመስግን። እቲ ታሪኽ ብመልክዕ ዛንታ ካብ ወሎዶታት ናብ ወሎዶታት ክሰጋገር ከሎ ዝድመሮን ዝጎድሎን ብዙሕ’ዩ። ኣብ ምጅማር ጽሑፈይ’ውን፡ ብዛዕባ’ዚ ታሪኽ፡ ካብዚ ብዝዓሞቐ

READ MORE

ኣውሊዕ ተናዲ ኣላ! ተስፋ ኣሎና ኣባኻ ኣንታ መድሕን ህዝቢ ኪትቕንጥጦ ኢኻ ናይ ጥፍኣትና ሰርቢ ፍትሕን ደሞክራስን ተሓንጊጣ ርግቢ ኣውሊዕ ተናዲ ኣላ ዝኾና መዕለቢ! ገዛኢ ድያብሎስ ኣመና ጨኪኑ ንህዝብን ሃገርን ከዐኑ ሓሊኑ እናተጓዓዘ ብመደብ ወጢኑ ኣብ ሃገር ሰማእታት ዓዲ ናይ ጀጋኑ መዕለብ ርግቢድዩ ኣታ ገረብ ተሳኢኑ!? መዓስ ተተኺሉ’ሞ መዓስ ዝጸደቐ እዚ ዕቡይ መላኺ ህዝቡ ዚናዓቐ ኣይኮነን ንገረብ ሰብ

READ MORE

ዝሓለፈት 14 ጥቅምቲ 2013 ካብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ን ኣስታት 450 ሰብ ዝኾኑ ወዲ ቫካሮ ዕዉት ናይ ሓድነት ሰሚናር ኣካይዱ። እዚ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ልዕሊ ዓሰርተ ከተማታት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ካናዳን ዘካየዶ ሰሚናር ዝሕሰብ ኣኼባ ደለይቲ ለውጢ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም፡ ህዝቢ ንድሕነቱን ድሕነት ሃገሩን

READ MORE

ብድሆ ንጌዴዎን ኣባይ ኣብ ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት። ጌደዎን ኣባይ ኣብቲ ብህግደፍ ዝተውደበ ኣኼባ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ወካሊ ሃይማኖታት ኤርትራ ኮይኑ እዩ ክምድር ውዒሉ። ካብቲ ብዙሕ ናይ ሃለውለው መደረታቱ፣ ኤርትራዊ መንነት ብሃይማኖት ኣመልኪቱ “ካብ ምስ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሓውካ ምስ ኣብ ኣፍጋኒስታን ኣብ ሽወደን ዘሎ  ወዲ ሃይማኖትካ ሕውነት

READ MORE

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኬር፣ እሙናት ወተሃደራት ናይቲ ኣቐዲሙ ካብ ስልጣን ዘባረሮ ምኽትል ፕረዚደንት ነበር ሪክ ማቻር ናብ ሎሚ ኣብ ዝወግሐ ለይቲ ዘካየዱሉ ፈተነ ዕልዋ ከምዘፍሸሎ ቢቢሲ ንጋዜጣዊ መግለጺኡ ብምጥቃስ ሓቢራ። ንሱ፣ ኣብ ዋና ከተማ ደቡብ ሱዳን፣ ጁባ፣ ከቢድ ናይ ቶኽሲ ምልውዋጥ ከምዝሓደረ ብዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና

READ MORE