Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Dr Alganesh Fessaha, President of Gandhi NGO Awarded Two Awards in Separate Occasions: “Ambrogino d'oro golden medal” by the Mayor of Milan as well as National Prize in Rome in Recognition of her Humanitarian Work & Supporting Eritrean and African Refugees. The 'Ambrogino d'oro' is the

READ MORE

ንዝተሸመ ተኸተሎ።  3ይ ክፋል፡                                    07-12-13፡ ካበየናይ ዓለም ከኒፉ ዝመጸ ብጹእ ሓይሊ ድኣሉ ንሃገርና ከድሕና? መልስኹም “ ካባና “ እንተኾይኑ፡ እሞ መን ኢዮም ድኣ’ቶም ናይ ለውጢ ሓይልታት? ነበረ መዛዘሚ 2ይ ክፋል። መቸም እዝን ከምኡን ዝኣመሰለ ጽሑፋተይ ሃሎውሎው ክመስለኩም ከምዝኽእል እናመሰለኒ ሃ ጠውቀጠው 3ይ ክፋል መቐጸልታ ኣርእስተይ ከተንብቡ እዕድመኩም ኣለኹ።

READ MORE

ብበደዊን ሲናይ ንኣዋርሕ ጅሆ ተታሒዞም ዝጸንሑ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ግዳያት ብምትሕብባር ናይቲ ኣብ ሲናይ ዝርከብ ገባር ሰናይ ሸኽ መሓመድ ነጻ ኮይኖም ኣብ ውሑስ ቦታ ከምዝርከቡ፣ እታ ምስቲ ገባር ሰናይ ጽቡቕ ናይ ስራሕ ዝምድና ብምፍጣር ቅድሚ ሕጂ ናይ ኣማኢት ኤርትራውያን ድሕነት ዘሳለጠት ዶር ኣልጋይነሽ ፍስሃ ጋንዲ ንኣሰና

READ MORE

1989 መድረኽ ታሪኽ ኣኺሉ፡ ንምዕራብን ምብራቕን ጀርመን መቒሉ ዝነበረ መንደቕ ኣብ ዝፈረሰሉን ዝተኸፍተሉን፡ ተፈላልዮም ዝነበሩ ኣሕዋት ህዝቢ ጀርመን ክተሓቛቐፉ ተራእየ። ምንጪ ናይ ምክፍፋሎም ኣብ ቤት ትምህርቲ ንመሃሮ ስለ ዝነበርና፡ ንኽሕወሱ ተስፋ ዝነበሮም መማህራን ወይ ተምሃሮ ውን ኣይነበሩን እንተበልኩ ሓሶት ኣይኮነን። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/12/Nelson-Mandela.pdf"]

READ MORE

ይዝከረኒ ብ2000 ዓ.ም. G13 ሓደ ደብዳቤ ናብ ኣቶ ኢሳያስ ኣብ ዝጻሓፈሉ ግዜ፡ “መሰረታዊ-ለውጢ ወይስ ጽገና” (Fundamental Or Cosmetic Change) ዝብል ሓደ ዓንቀጽ ብእንግሊዝኛ ጺሒፈ ነይረ። ኣብቲ ግዜ’ቲ ከማሓላልፎ ዝደለኹ መልእኽቲ፡ “ናብ ኣቶ ኢሳያስ ደብዳቤ ብምጽሓፍ ኣብ ኤርትራ መሰረታዊ- ለውጢ ኣይርከብን” ክብል ስለ ዝደለኹ ኢዩ ነይሩ።

READ MORE

እቲ ብህዝቢ ደቡብ ኣፍሪቃ ከም ኣቦ ሃገር፣ ብዓለም ድማ ከም ኣርማ ሰላምን ዕርቅን ዝርአ፣ ኣብታ ን 300 ዓመታት ኣፓርታይድ ተባሂሉ ብዝፍለጥ ልዕልና ጸዓዱ ዘረጋግጽ ዓሌታዊ ሰርዓት እትመሓደር ዝነበረት ደቡብ ኣፍሪቃ ፈላሚ ጸሊም ፕረዚደንት ክኸውን ዝበቕዐ ብሉጽ መራሒ ኒልሰን ማንዴላ ትማሊ 5 ታሕሳስ 2013 ዓሪፉ። መራሒ ደቡብ

READ MORE

ዶክቶር  ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ብረቡዕ  (12/04/2013) ኣብ ኒውዮርክ ምስ ላዕለዋት ሰብ መዚ ኣብ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት መንግስታት ኒው ዮርክ ከይዱ ከምዝተዘራረብ ተፈሊጡ:: ዶክቶር  ተወልደ ኣብቲ ርከብ፣ ንኩነታት ናይቶም ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዘለው  ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ብሰፊሑ አብሪሁ። ብፍላይ አብ ሱዳን፡ ኢትዮጵያ፡ ሊብያ፡ ጁቡቲ ግብጺን እስራኤልን ዚወርዶም ዘሎ ሽግር ሕብራት መንግስታት ቁልጡፍ ፍታሕ ክሂብሉ ጸዊዑ። ቀጺሉ ሁሉው ኩነታት

READ MORE

Update from ‘Time for Change: Saving Eritrea’s Future’ North America Event Organizing Committee [ኮሚቴህዝባዊማዕበልንድሕነትሃገርሰሜንአሜሪካ] As many of you know, the ‘Time for Change: Saving Eritrea’s Future’ event organizing committee of N.A. [also known as ‘ኮሚቴ ህዝባዊ ማዕበል ንድሕነት ሃገር ሰሜን አሜሪካ’] was formed in 2013. This committee, which

READ MORE

ወዲ ማህደረ! ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ‘ንገባር ጽቡቕ ግበረሉ ወይ ንገረሉ” ዝብሃል ምስላ ወለድና ኣሎ። ስለዚ ድማ’የ ነዞም ሰለስተ ተባዓት ተቃለስቲ ሓርነት ማለት፥ ክቡር ሓርበኛን ኣቦናን ተስፋይ ተምነዎ (ወዲ ተምነዎ)፣ ክቡር ሓርበኛን ኣቦናን ተወልደ ተ/ማርያም (ወዲ ቫካሮ) ከምኡውን ክቡር ሓውና ዋርሳይ ኣማኑኤል ማህደረ ዝኣመሰሉ ሓያላት ተቓለስቲ፡ ዝግባእ ክብርን

READ MORE

ብህዝቢ ደቡብ ኣፍሪቃ ከም ኣቦ ሃገር፣ ብዓለም ድማ ኣርማ ሰላምን ዕርቅን ዝፍለጥ ፈላሚ ጸሊም ፕረዚደንት ናይታ ብዓሌታዊ ስርዓት እትምራሕ ዝነበረት ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ህቡብ መራሒ ኒልሰን ማንዴላ፣ ኣብ መበል 95 ዓመቱ ሎሚ ሓሙስ 5 ታሕሳስ ዓሪፉ። ሞት ናይቲ ኣንጻር ዕብለላ ጽዓዱ፣ ጸረ ኣፓርታይድ ዝተቓለሰ፣ ምእንቲ ዕላምኡ ን27

READ MORE

ማሕሙድ ሳልሕ “ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን” ዝብል ተኸታታሊ ጽሑፍ ኣብ መንጎ ኣርኪበሉ። መበል 12 ክፋል በጺሑ ገና ‘ውን ዝቅጽል ‘ዩ ዝመስል። ንብጻይ ታደሰ እፈልጦ እየ። ገዲም ተጋዳላይ ምዃኑ ድሮ ፈሊጥክም ኣለኹ። ፍርቂ ኣካሉ ንሃገሩ ዘወፈየ ምዃኑ ምጥቃስ እውን ሓጋዚ ይኸውን መስለኒ። ተ/ታደሰ ኣብ ህ.ግ. ኣውራጃዊ ፖለቲካ ከምዝነበረ

READ MORE

ሚኒስተር ምክልኻል ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ሎሚ ቕነ ኣብ ሽወደን ዘካየዶ ንኣባላት ሰልፍን ኣገደስቲ ዝበሎም ካብ ሽወደንን ካልኦት ሃገራት ስካንዲነቭያን ዓዲ እንግሊዝ ከይተርፈ ዝተዓደሙ ውልቀሰባትን ዝተሳተፉዎ ስቱር ኣኼባ፣ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዕድሚኡ ንምንዋሕ ንዝህንድሶ ዘሎ ሓዱሽ ፈተታት ባይታ ንምንጻፍ ዝዓለመ ፖለቲካዊ ውዲት ዝሓዘ ተልእኾ ምዃኑ ምንጭታት

READ MORE

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      መበል 12 ክፋል         04/12/2013   ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ

READ MORE

ዝሓለፈ ቐዳም ኣጋ ወጋሕታ፣ ድምጻዊት ሄለን መለስ፣ ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ዙሪክ ምርኢት ኣብ ዘቕረበትሉ ኣጋጣሚ፣ ናይ ጠያይቲ ቶኽሲ ከምዝተሰምዐ ማዕከናት ዜና ስዊዝ ሓቢረን። እቲ ቶኽሲ፣ ሓደ ሰብኣይ ናብቲ መሳዕስዒ ኣዳራሽ ክኣቱ ደልዩ ፖሊስ ምስ ከልከሉዎ ድሕሪ ዝተፈጥረ ምስሕሓብ እዩ ኣጋጢሙ። እቲ ብዓል ጠበንጃ ናብቲ ሰብ መሊኡ

READ MORE

እቲ ካብ እዋን ብረታዊ ተጋድሎ ንናጽነት ጀሚሩ ክሳብ ሕጂ ኣብ ምህናጽ ሃገር ዓቢ ግደ ዝተጻወተ ሓርበኛ ዶክተር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ንኤርትራውያን ተቐማጦ ደለወር፣ ፐንሲልቫንያ፣ ኒው-ጀርሲ፣ ኒው-ዮርክ፣ ከነክቲከትን ቦስቶንን ብሓደ ታሕሳስ 2013 ዓ. ም. ሰፊሕ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣኼባ ተጀሚሩ ክሳብ ዝውዳእ ደው ኢሉ ዝሃቦ መግለጺ፡ ንኽቡር

READ MORE

ኢሳይያስ ንኹሉ ህንዱድ ሽግራት ህዝቢ ኤርትራ፣ እንተላይ ነቲ ኣብ ሰሃራን ሲናይን ኣሽሓት ኤርትራውያን መንእሰያት ዘህለቐ ንኤርትራውያን ከም ዜጋታት ዘድንነናን ዘሕነኸናን ታሪኻዊ ውርደት፣ ከምኡ ‘ውን ነቲ ኣብ ፈለማ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ላምፐዱዛ 357 ህይወት ኤርትራውያን ኣብ ሓደ ወጋሕታ ዝቐዘፈ ንመላእ ዓለም ዘንቀጥቀጠ ጅማላዊ ጥፍኣት ክሑዱዎ እዩ።

READ MORE

ኣገልግሎት ሕክምና ኤርትራ ካብቲ ዝነበሮ ናብ ኣዝዩ ዝኸፍአ ደረጃ ወሪዱ መባእታዊ ናይ ሕክምና አገልግሎት ምርካብ አብ ዘይክኣለሉ ኩነታት ተበጺሑ ከምዘሎ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ብመሰረት ሓበሬታ ናይቶም ግዱሳት ኤርትራውያን፣ ኩለን ናይ ጥዕና ማእከላት ብሰንኪ ዋሕዲ ምኩራት ክኢላታት፡ ዋሕዲ መሳርሒ፡ ቀጻሊ ምቍራጽ ሓይሊ ኤለትሪክ፡ ዋሕዲ መድሃኒት፤

READ MORE

ኣብቲ 27 ሕዳር ኣብ ናይሮቢ ዝጀመረ ዞባዊ ኣህጉራዊ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ፣ Cecafa፣ ክሳተፉ ኬንያ ዝገሹ ዛጊት ኣስማቶም ዘይተነጸረ ክልተ ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ኣብ’ታ ሃገር ከምዝተሸርቡ ነቲ ኣህጉራዊ ውድድር ሸፈነ ዝገበራሉ ዘለዋ ዝተፈላለያ መርበብ ሓበሬታታት ኣፍሊጠን። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ እቶም ክልተ ተጻወቲ፣ ትማሊ ቀዳም

READ MORE

በሉ እስከ ፕረሲደንትና ብዘይ ሓለዋ ኢዩ ዝንቀሳቀስ ትብሉናሲ፡እቲ ዝጓዓዘሉ ዝነበረ መንገዲ ባጽዕ ብዓይንኹም ጥራሕ ዘይኮነስ ኣእሙሮኹም እውን ኣበራቢርኩም እሞ ተመልከትዎ ጥር ትብል መኪና ብድሕሪኡ ይኹን ብቅድሚኡ ኣይክትሪኡን ኢኹም።ስለዚ ሓለዋ ኢሰያስ ኣብ ብሎኮ ኣስመራን ባጽዕን፡ ደቀምሓረ ማይ ሓባር ነፋሲት ከምኡ እውን ሰሜናዊ ባሕሪ ክሳብ ጋሕቴላይ ኢዮም

READ MORE

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      መበል 11 ክፋል         30/11/2013 ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ

READ MORE

ሎሚ ዕለት 11/30/2013፣  ኣብ ንግደት ናይ ቅዱስ ሚካኤል  ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኤርትራ ዋሽንግቶን ዲ.ሲ. ኣብዚነበረሉ፣ መራሕቲ ቤተ ክርስቲያን ከይፈለጡ ብሒቡእ, ኣብ መውጽኢ ጸኒሖም፣ ህዝቢ ኪወጽእ ከሎ፣ ናይ ቤተ ክሪስቲያን ወረቐት ኣምሲሎም ንህዝቢ ዘርጊሖም።   ትሕዝቶ ናይቲ ጽሕፍ፣12 ገጻት ዝሓዘ፣ 4 ክፋላት ዘለዎ ኮይኑ፣ ንደለይቲ ፍትሒ ዚኩንን፣ ብስም

READ MORE

ንዝተሸመ ተኸተሎ። 2ይ ክፋል   30-11-13። “ነገር ምርጫ ኮይኑ  ሰብና ድማ  “ሰይጣንዶ  መልኣኽ ትመርጽ”? ተባሂሉ እንተዝሕተት ብዘተፈጥሮ መልኣኽ ምሓረየ  እብ ል። እናሓንሳብ  ግና ኣይኣዝዝ’ምበር  ወዝቢ  እንተኣጓኒፉስ  ምርጫኹም  ጭራሽ  ካብ ክልተ  ሰይጣውንቲ  ጥራይ ሓዲኦም  ምምራጽ  ምስትሕተቱ ንኣየናይ  ዝዓይነቱ  ሰይጣን  ምመረጽኩም? ዶስ መሰል ተዓቅቦ ክወሃበኩም ሕቶኹም  መንበልበልኩ ማ”? ኢለ ኢየ ተሰናቢተኩም

READ MORE