Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መገረም ኔት! ኣንቱም ሰባት! እዛ መገረም ኔት (መስከረም ኔት) ዝብሉዋ መርበብ ሓበሬታ’ኮ ካብቲ ኣብታ ብመስዋእቲ ኣቦታትና፣ ኣደታትና፣ ኣሓትናን ኣሕዋትናን ዝተረኸበት ተባሃጊት ሃገርና፡ ብኣፍና ዓቢሱ ዝድህኸና ዘሎ ጉጅለ ሕሰም ንላዕሊ ከፊኣትና። ሎምስ ከኣ ነቶም እልበት (ሓሳረ መከራ) ህዝቢ ክጻወሩዎ ዘይከኣሉ፡ ንኣይ ይጥዓመኒ ከይበሉ፡ ዝውንኑዎ ክብርን ሃብትን ንህዝብን

READ MORE

ነዚ መልእኽቲ`ዚ ክንልእከልኩም ኮሎና `ውን ዝስመዓና ሓጎስ ወሰን የብሉን ። እትገብርዎ ንጥፈታት ኩሉ ድማ ፣እግዚኣብሔር ኽብረሉን ንስኻትኩም ኣትባረኹሉን ክኸውን፣ጸሎትናን ተስፋናን እዩ። ብዝተረፈ ንዓኻትኩም ክቡራን ኣሕዋትና ነዚ ሓጺር መልእኽቲ ክንጽሕፈልኩም ምክንያት ዝኾነና፣ ማለት ብጹዕ አቡነ መቃርዮስ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ-ክርስቲያን ዓቃቤ መንበር, ካብ ኣሜርካ ናብ ሃገረ ጀርመን

READ MORE

ከም ዝፈርሐ ከልቢ ኣብ ገዛና ጭራና ኣይንደጉል ኣብዚ ሕጂ እዋን ኤርትራውያን ኣብ ቀራና መንገዲ ንርከብ ኣሎና። እዚ ድማ ንሕና ኣብ ዓለም ህላወና ንምርግጋጽ ዝኸድናዮም ግዕዞ ዝወረደና በሰላ ክነሕዊ ነዊሕን መሪርን እዩ ነይሩ። ነዚ ግን ከም ሰባት ብዓለም ዝግባኣና መሰል ርእሰ-ውሳነ ዝተነፍገና ክንመልስ፥ ህላወና ድማ ከም ሰባት

READ MORE

ኣርባዕተ ኤርትራውያን ሲቪክ ማሕበራት፡ ማለት ስድሪ፡ ረሊዝ ኤርትራ፡  EHDR- UK ከምኡውን  HUMAN RIGHT CONCERN  ዝተባህላ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፡ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ካብ 26-29 ሕዳር 2013 ኣብ  ዘዳለዎ ቅድመ ምድላዋት ኣኼባ ( pre-session) ናይቲ ኣብ ዝመጽእ 18 ለካቲት ዝካየድ ገምጋም ሰብኣዊ መሰላት ሃገራት

READ MORE

ማሕሙድ ሳልሕ 11- እንታይ ስለዝገበርናዮም ኮን ይኸውን እዞም ኣማርካ ክሳብ ክንድ’ዚ ዝጭክኑልና?( ቀንዲ ምኽንያት መጽሓፊ ናይዚ ዓምዲ ኣብቲ ቀዳማይ ክፋል ኣሎ) ንመበራበሪ ክኾነና፡    ናይ ጆን ፎስተር ዳለስ ጥቅሲ ትደጋገም እያ። ንሳ ቅድሚ ኣስታት 70 ዓመታት ኣብ ኣዝዩ ዝተፈልየ ኩነታት ዓለምናን መዋእልን ዝተባህለት እያ። እቲ ዝሰዓበ መርገጺ ኣመሪካ

READ MORE

ዝመረረ ተመክሮ ህይወት መሰረት ጽኑዕ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ’ዩ!! ዑቕባይ ገብረመድህን ( ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰተስ፡ ሰ.ኣ.) 28 ሕዳር፡ 2013 ----------------------------- “ባህሪ ኣብ ጣዕሚን ህድኣትን ኪምዕብል ኣይኽእልን’ዩ። ብናይ ፈተነን ስቓይን ተመክሮ ጥራይ ኢዩ ነፍሲ ኪሕይል፣ ድልየት ኪበራበር፣ ዓወት ኪርከብ ዝከኣል።”-- (ሀለን ከለር፡-ኣዒንታ ዓዊራ፣ ኣእዛና ጸሚማ፣ ኣፋ ተዓቢሳ፡ ካብ ሓሙሽተ ህዋሳት ሰለስተ ወሰንቲ ስኢና ዝተወልደት ኣመሪካዊት ክነሳ፡ ተኣምር

READ MORE

ዮውሃንስ ጸጋይ  (ለንደን)  28 November 2013 ዝኸበርኩም ኣንበብቲ፡  ኣብዛ  ሓጻር  ጽሑፈይ፡  ብዛዕባ’ዚ ሕጂ ዝበጋገስ ዘሎ ንቕሎ ንፍትሒን ምትካል ቅዋማዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራን፡  ኣብ ቅድሚ’ዚ ማዕበል ሓፋሽ ዝዝርጋሕ ዘሎ ሃሳዪን ምድንጋር ዝዕላምኡን  ጽሑፋትን ዘመተታትን:  ናትና ከም ኤርትራውያን ክኸውን ዘለዎ ግብረመልሲን፡  ኣመልኪተ፡  ንኹሉ ግዱስ ኤርትራዊ  መልእኽተይ  ከሕልፍ  ኢየ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/11/መርሓባ-ንኩሉ-ንፍትሒ-ዝነቐለ-ዜጋ.pdf"]

READ MORE

መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ፣ ንህቡብነት ናይታ ዮሃንስ ትካቦ (ወዲ ትካቦ) ንስርዓት ህግደፍ ድሕሪ ምግዳፉ “ሓድነትና” ብዝብል ኣርእስቲ ዝዘየማ ሓዳስ ደርፊ ኣመልኪቱ “ናይ ቦብ ማርሊ ህሞት ደኾን’ዩ?” ክብል ኣብ ዘቕረቦ ዓንቀጽ፣ “ንመንግስቲ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝነቅፍ ዝመስል ናይ ተቓውሞ ደርፊ ሙዚቀኛ ‘ታ ንእሽቶ ሃገር ኤርትራ ኣብ ‘ዩትዩብ” ዋዕዋዕታ

READ MORE

ኤ ና ስ ኣ ምስ ዓመጹን ንመሪሕነት ህ.ግ.ሓ.ኤ ምእዛዝ ምስ ኣበዩን ኢሳያስ ኣፈወርቂ እቲ ጠንቁ ንምፍላጥ ግዜ ኣይወሰደሉን፡፡ እቲ ሽግር ክፍጠር ዝኸኣለ ኤ ና ስ ኣ ኣኻል ናይ ህ.ግ.ሓ.ኤ ስለዘይነበረን ነብሱ ኽኢሉ ነጻ  ኮይኑ ዝንቀሳቐስ  ማሕበር ብምንባሩ ዝተፈጥረ ጸገም ብምንባሩ ኢዩ፡፡ እዚ ስለዝተረድኦ ድማ ኢሳያስ

READ MORE

ወዲ ተምነዎ! ትማሊ ነዚ ንፋህማት (ንመስተውዓልቲ) ዘስደመመ ቃለ ምልልስ ደማሒ (መላኺ) ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ሰማዕኩ፡ ሰዓብቱ ብኸመይ ከም ዝተረድእዎ ንኽፍትሽ ኢለ፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ህግደፋውያን ሃሰስ ኣብ ዝብለሉ ዝነበርኩ ግዜ’ዩ፡ ኣብታ ኣብ ሃገረ ሽወደን ዝመደበራ መርበብ ሓበሬታ ህግደፍ፡ ኣለናልካ (ኣለናልኪ) ንጎብለል ፍትሕን ሓርነትን ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ

READ MORE

  ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      10ይ ክፋል         26/11/2013   ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ መሊሱ

READ MORE

ዶክተር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) ከም መቐጸልታ ዑዶቱ፡ ንኤርትራውያን ተቐማጦ ኒው-ዮርክን ከባቢኣን ህዝባዊ ኣኼባ ከካይድ እዩ።  ዶክ. ተወልደ ብምኽንያት እቲ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝነበሮ ቅርበት፡ ንእንታይነትን ዓላማን ህግደፍ ብደቂቕ ክፈልጦ ከም ዝኸኣለ ካብ’ቶም ኣቐድም ኣቢሉ ዘካየዶም ህዝባዊ ኣኼባታት ክንዕዘብ ክኢልና። መልእኽቲ ወዲ-ቫካሮ “ህዝብን

READ MORE

ነፍሲ  ወከፍ  ሕብረ-ተሰብ  ዓለምና  ዝልለየሉን  ዝፈልዮን  ባህልታትን፡  ልምድታትን፡  ታሪኽን  ኣለዎ። እዚ መለለዪ’ዚ  ድማ  መግለጺ መንነቱ  ኮይኑ  ኣብ  ሕብረ-ተሰብና  እከለ ከም’ዚ ዓይነት  ተግባር  ኣኽብሮት  የውህቦ ፡ ከም’ዚ  ዓይነት  ጠባይ  ከኣ ዉጉዝ’ዩ  ተባሂሉ  ይፍለጥ።  ህዝቢ ኤርትራ  እውን  ፍሉይን  ሃብታምን  ዝኾነ  መለለዪ  ባህልን  ክብርን  ከምዘለዎ  መጠን፡ ኣብ መዓልታዊ 

READ MORE

(GENEVA 25 November 2013) – The United Nations Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea, Sheila B. Keetharuth, expressed great concern about rampant human rights violations in Eritrea which caused hundreds of thousands to leave their country for an unknown and precarious

READ MORE

11/20/2013 ንኩሎም ደለይቲ ለውጢን ፍትሒን ዝኾኑ ኤርትራውያን ዘጠቓለለ መፈለምታ ዕዉት ህዝባዊ አኼባ “ህዝብን ሃገር ምድሐን ቅድሚ ኩሉ “ አብ ትሕቲ ዝብል  መደረ  አብ ከተማ ሳን ድየጎ  ተኻይዱ። አኼባ ንዝነበረ ታሪኻዊ ተበግሶታትን ናይ ከተማኡ ዝነበረ ናይ ቃልሲ አበርክቶ እጃምን ብምልዓል፣ ንሕሉፍ ተመኩሮታቱ ገምጊሙ። ንዝተፈላለየ አገባብ አተሃላልዋኡ ብምምዛን

READ MORE

ሃገርና ኤርትራ፣ ብሰንኪ ‘ቲ ስለ ስስዕቲ ስልጣን ብኽፋእን ውዲትን ዝተቖማጠዐ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ካብ ሃገረ መስተንክራት ናብ ሃገረ ስግንጢራት ካብ እትቕየር ሓያለ ዓመታት ሓሊፉ እዩ። እቲ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ እናተወራረሰ ዝመጽአ፣ ሕውነትን ምትሕልላይን፣ ትግሃትን ርሂጸ በላዕነትን፣ ጸሎትን ፈሪሃ እዝግኣቢሄርን ዝነበሮ ኤርትራዊ ያታዊ ክብርታት፣ ኣብዘን ዝሓለፋ

READ MORE

ዘሕጉስ  ዜና ጽማቕ ኣኼባ ጨንፈር    በይ ኤርያ ካሊፎርነያ ዘሕጉስ ዜና ሰፈር ተቓለስቲ በይ ኤርያ ብቐዳም ዕለት 23-11-2013 ብሽማግለ ጨንፈር ሃገራዊ ባይቶ በይ ኤርያ’ን ብ’ ክልተ ኣባላት  ሃገራዊ ባይቶ  ኣቶ ወልዴሱስ ዓንደማርያም’ን ኣቶ ኢሳቕ ይሕደጎን ዝተመርሔ ኣኼባ ንኻላኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት በቲ ኣብ ሃገራዊ ባይቶ ዝተኸሰተ ምዕብልናታት

READ MORE