Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ህዝቢ ኤርትራ ቅድሚ 20 ዓመታት ብገርህነቱ ተታሊሉ ምስቲ ሓራ ከውጽኣካ ኢሉ ዝወጸ ናይ ተጋዳላይ ሽም ሒዙ ዝመጸ መሪሕነት ውድብ ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ህግደፍ ቃል ኪዳን ኣሲሩ፡ ፡ ህዝቢ ኤርትራ ፍቕርን ሓልዮትን ዘለዎ ናብራ ከሕልፍ ትጽቢቱ ኔሩ፡ ፤ እንተኾነ ግን ብሰንኪ ለውሃቱን ሕያውነቱን ግዳይ ሕሰምን መከራን፡ ስደትን

READ MORE

እቲ ብአማሓዳሪ ከተማ ከረን፣ ተክኤ ትማሊ ቀዳም ዕለት 14.09.13 ካብ ሰዓት 10 ናይ ንግሆ ጀመሩ ዝተኻየደ ኣኺባ ቀንዲ ዕላምኡ ብዛዕባ ምኽፋል ግብርን ምቁጽጽር ኮንትሮባንዳ ዝብል ኢዩ ኒሩ። ድሕሪ አማሓዳሪ ከተማ ከረን ሓላፊ ፖሊስ ከተማ ከረን መደረ ምስ ገበረ ርእይቶ ካብ ህዝቢ ንምቕባል መድርኽ ንተሳተፍቲ እቲ አኺባ ክፉት ኮይኑ። ተሳተፍቲ

READ MORE

September 18, 2001 has dark history in our country. On this fateful day, renowned ministers, generals and journalists were taken to jail. The group of high ranking officials known as G-15 requested for democratic change; evaluation governance of the first 10 years;  implementation of the

READ MORE

መሰረት ናይ ዘይተነብሮ መሰረት      ውጽኢት'ዶ ጸለመ ናይ ልብኻ ጽዒርካን ዕዮኻ ዓሚምካን ምጅሃር እስኪ ከምሻሙ ተባሂሉ ክሕለፍ ይከኣል። ኣብ  ዑና ቤትካን ዝቓደረ መሬትካን ኮይንካ ክሳድካ ምንዋሕ ግን ዉርደት'ዩ። መንነት መንግስትና ከኣ ካብ’ዚ ኣዝዩ ሕልፍ ዝበለ እዩ፡፡ እና ተጃህረ ይዋረድ፡ አና ተዋረደ ድማ ይጅሃር። የኣይ ዲሞክራሲ ከም ባህልን ልምድን

READ MORE

ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ (South East) ሰሜን ኣመሪካ ኣብ ከተማ ሻርሎት ሎሚ ዕለት 14 መስከረም 2013 ክካየድ ዝተመደበ ፈስቲቫል ህግደፍ ብኣባላት ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ጨንፈር ሻርሎት ሰሜን ካሮላይና ከም ዝፈሸለ ካብቲ ቦታ ዝመጸና ሓበሬታ ኣረዲኡ:: እዚ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ መላእ ኣመሪካ አንዳ ዞርካ ዝግበር

READ MORE

አብ መላእ ኤርትራ ስርዓት ህግደፍ ብሰንኪ ዝፈጠሮ ጸገማት ዳርጋ አብ መላእ ኤርትራ ህዝቢ ብስእነት ድስተ ማይ አብ ከቢድ ጸገም ወዲቑ ምህላው ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ ኢዩ። አብዚ እዋን አብ ከተማ አስመራ ብስርዓት ህግደፍ ብቦጣት ዝዕደል ማይ አብ ውሱን ከባቢታት ጥራሕ ኢዩ።እቲ ካልእ ከባቢታት አብ ወርሒ ሓንሳብ

READ MORE

ግዜ ትማሊ ድያ ሎሚ፧ሎምዘበን ድያ ዓሚ፧ ሎሚ ድያ ጽባሕ፧ብዛዕባ ጽባሕ ጽናሕ፡ ብዛዕቢ ትማሊ ይኹን ዓሚ፡ዝሓገየ ይኹን ከራሚ፡ ዝሓለፈ ሓሊፉ ዘየሕሚ፡እስከ ንዛረብ ብሎሚ፡ ግዜ ሎሚያ ሩሕሰብ፡ከይሓለፈት ከላ  ተቐሰብ፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/Petros_gzie.pdf"]

READ MORE

ደልሃመት ወርሒ መስከረም!!!(18 መስከረም ልቢ ህዝቢ ኤርትራ ዝደፈነት ልሳን ዜጋታት ዝዓበሰት ጸላም መዓልቲ) ወርሒ መስከረም ዝረኣናላ መስደመም እዋን ውፈር ውፈር እቲ ጅግና ብክሕደት ክእሰር ኣብ ዒራዒሮ ክቃጸል ከም ሓሰር፡ ከምዘይነበረ ጅግና ጠበቓ ናይ ህዝብና ቀንጣጢ ደልሃመትና፡ ከዳዕ ተባሂሉ ብዘይ ገበን ተወንጂሉ ዘይኢዱ ረኺቡ ተበዲሉ፡ እወ

READ MORE

ዳፍላ ማለት ትርጉሙ ዘይትፈልጡዎ እንተ’ሊኹም፡ በቲ ብዝተፈላለዩ ገዛእቲ ሓይልታትን ዝተዳህኸን ሕጂውን ብጉጅለ ህግደፍ ዝደሃኽ ዘሎን ሃብታም ቋንቋና፡ ቋንቋ ትግርኛ፡ ለማሽ ጸጒሪ ርእሲ ማለት’ዩ። ኣንታ ወዲ ዳፍላ እንታይ ኢኻ ትብለና? ማእሰርትን ስደትን ሽግር መከራና እዚ ኹሉ ሕሰም ዕንወት ናይ ሃገርና ብመደብ’ዩ ኢልካዮ ንጥፍኣት ህዝብና ስጉምቲ ምውሳድካ ሓቂ ኪትገልጸልና ምስጋና ይብጻሕካ ብስም ስውኣትና! ነዚ ለዋህ ህዝቢ ንምጥሓሉ

READ MORE

  ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 12/09/2013 Norway ባዓል ኣይሰርሑ ኣየስርሑ ስልጣን ከይሕደጉ ዝፈርሑ ብሃይማኖት ብወገን ዘባልሑ ተንኮል ክፍኣት ጥራይ ዝሰርሑ ሓሸውየ ኣቢሎሙና ክፈሓፍሑ   ግዲ የብሎም ብዘይካ ስልጣን ንሓቂ ዘይነቐሉ ግብረ ሰይጣን ነዚኦም ኣሚንካ ኣይትጸበ ድሓን ባዕልኻ ተበገስኻልእ ኣይትእመን   መንእሰይ ተሰምዑ ርእሶም ዝሓሙ ንስልጣን ክብሉ ህዝቦም ዝጠለሙ ኣንጻር ምዕብልና ካብ ሓቂ ዝሃደሙ ድኻምና ኣጽኒዖም ተንኮል ዝኣልሙ ብሃይማኖት ብኣውራጃ ዝጥቀሙ   ታዩ ብልሓቱ ጉድ ንሰምዕ ኣሎና ባዓልመንዮም? ዝዋራዘዩልና ንኤርትራውያን

READ MORE

"ቃለመጠይቕ ምስ ፕረዚደንት ኢሰያስ ብምኽንያት ጎዶሎ ናጽነት" [ሳታየር] መሰለይ፡ መጀመርታ ንዝሃብካና ጊዜ ነመስግን፡ ፈለማ ኩነታት ሃገርና ድሕሪ 22 ዓመታት ኣብ ምንታይ ኩነታት ከምዘሎ ኣሕጽር ኣቢልካ ግለጸልና? ኢሰያስ፡ እወ

READ MORE

ብሓደ ጉጂለ  ናይ ስራሕ ውጺኢት ከየርኣየ ርእሰ ተፈላጥነት ዝምነ ናይ ስራሕ ኣምር ወይ ናይ ሓቢርካ ምስራሕ ዘይርድኦም ብሃማት ብጀካ ኣነ እፈልጥ ካልእ ልዕሊኦም ከምዝህሉ ክሪእዩ ዘይተዓደሉ ናይ ባዶ ስነፈሊጣዊያን (EYSC-G) ኣብ ቦሎኛ “ሽግር ናይ ኤርትራውያን ፍታሕ ብኤርትራውያን” ኣብ ዝብል ቴማ ኣስሚሩ ኣኼቡኡ ካብ ዕለት 31/08/2013 ክሳብ

READ MORE

" ዝደቀሰ ከተባራብር ክትብል እቲ ተባራቢሩ ዘሎ ከይድቅሰካ" ተምሳል ደቂሰባት ኣብ ምስሊ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ኣታሓሳስባን ተግባርን ከምዝምዘን ዝረሳዕናዮ ንመስል፣ "ሽግር ኤርትራ ፡ ፍታሕ ብኤርትራውያን" ክፈታሕ ዘይደሊ ዘሎ ኮይኑ ኣይስማዓን። እንተኮነ ግን እቲ ኣድላይነቱ ዘይኮነ ኣታጋብብራ እዩ ወሳኒ፣ ኣብዚ ቅንያት ከምዝባሃል ዘሎ "ንምሕያል ዲሞክራስያዊያን ሓይልታት አብ

READ MORE

ሓርበኛ ገዲም ተጋዳላይ ሙሳ መሓመድ ሙሳ ጋይድ (ወዲ ጋይድ)፡ ብዝወረዶ ሕማም ኣብ ሆስፒታ  ካርቱም ሱዳን  ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብ10 መስከረም 2013 ካብ'ዛ ዓለምን ካብ ቤተሰቡን ብጾትን ብሞት ተፈልዩና ኣሎ። ገዲም ተጋዳላይ ሙሳ መሓመድ ሙሳ ጋይድ (ወዲ ጋይድ) ኣባል ኣካለ ጽጉማን ማሕበር ኰይኑ ኣብ መደበር ውጉእት ሓርነት ከሰላ

READ MORE

ሎሚ ሰኑይ 09 መስከረም 2013 ሚላኖ፡ ነቶም ንዓመታት ብትሕትናን እምነትን ዘገልገሉዋ ፍቱው ካህን ኣባ ተኽለማርያም ሃይለ - ኣባ ማሪኖ (መልኣኽ ባሕሪ)   ርእሳ ኣድኒና ብኽብሪ  ኣፋንያቶም። ኣብ ውሽጥን ወጻእን ኣብ ስደትን ዓድን ዝነብር፡ ዓቕምን ክእለትን ሞያን ኣበርክቶን ኣባቴ ዝፈልጥን ዝሰምዐን ዜጋ ከኣ፡ ሓደ ክቡር ሃገራዊ ኣቦ

READ MORE

እታ ኣብ 1961 ንጉዕዞ ናብ ሃገራዊ ናጽነት ቃልሲ ኣፈደገ ዝኸፈተት መዓልቲ ሓደ መስከረም ኣብ ኦስሎ- ሃገረ ኖርዋይ - ብዕለት 7 መስከረም 2013 ብዓቢ ክብሪ ተዘኪራ ውዒላ።  ሓደ መስከረም፣ ንኹሉ እቲ ኣብ ቅድሜኣ ዝነበረ ፖለቲካዊ ቃልስታት ናይ ኣርባዓታትን ሓምሳታትን ናብ ዝለዓለ ደረጅኡ ዘሰጋገረትን፣ ንህዝቢ ኤርትራ ተስፋን ሞራልን

READ MORE

ኣብ መንጎ ሰለስተ ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ ማለት፡- - ደሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ - ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሳሆ ኤርትራ - ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንነዊሕ እዋን ክካየድ ዝጸንሐ ሕድሕድ ዕቱብ ክሌተኣዊ ርኽባት ኣብ ቀረባ ግዜ ንስለሳዊ ዘተን ልዝብን ክምዕብል ድሕሪ ምጽንሑ ልሚ ብ07 መስከረም 2013 ርክቦም ዕላዊ ክገብርዎ ወሲኖም። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/Awaj-3-org.pdf"]

READ MORE

ዓለቕ፥ ዝኸበርካ ሓርበኛን ህቡብ ጋዜጠኛን ኣማኑኤል እያሱ፡ ብመጀመርያ ካብ ኩሉ ሕማማት ናጻ ዚኾነ ኣብነታዊ ኤርትራዊ ዜጋ ብምዃንካ እንቋዕ ኣሓጐሰካ’የ ክብለካ ዝደሊ። ከምቲ ኣብ ስሳታት ኣብ ኣዳል ብሓንቲ ጥይት ዝጀመረ ቃልሲ ንናጽነት ህዝቢ ኤርትራ፡ ሕጂውን ቃልሲ ንሓርነት ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ለንደን 2013 ብሓደ ዘይሕለል ኣብነታዊ ዜጋ ኪፍልም

READ MORE

ኣብ ቀዳማይ ክፋል ናይ ጽሑፈይ ነቲ ሽግር ኤርትራ: ዝብል ክፋል ክገልጽ ፈቲነ ነይረ:: እቲ ሕመረት መልእኽተይ: ነቲ ሽግር ብስሙ ከይጸዋዕካዮ ክትፈትሖ ከምዘይክኣል ዝብል'ዩ ነይሩ:: ምኽንያቱ: እቲ ቅድሚ ኩሉ ክንኣምነሉ ዘለና ኣካይዳ: ሓደ ሽግሩ ዘይፈለጠ: ሕማሙ ዘይፈለጠ: ፈዉሱ ክረክብ ይኽእል ዝብል እምነት የብለይን:: ሰለዚ እቲ ፍታሕ

READ MORE

ዝኣረገ ልቢ ኣብ ዳንጋ መንእሰይ እቲ ከይትኮስ እቲ ከይስልክይ ንበሎ ኣለይ መለይ! ሕጂ ‘ውን እቲ ሽግር ንሕና ኤርትራውያን ኢና EYSC-G ብመንገዲ ኣፈኛኡ “ሕጂ ‘ውን ሽግር ኤርትራ ብኤርትራውያን’ዩ ዝፍታሕ” ክብል ኣኼባ ቦለኛ ኣብ ምውድኡ፣ “ዋላ ትንፈር ጤል’ያ” ዝዓይነቱ ኣብ መስከረም ዘቕረቦ ስምዒታዊ ጽሑፍ ሰሚዐዮ። ብልሙድ ሓደ ኣኼባ ክዛዘም ከሎ፣ ኣፈኛ ናይቲ

READ MORE