Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ውሽጣ’ባ ይኸፍእ! ጠመተና ብዓንዳ ርእሱ፡ ናብተን ኣሓ ዘይኮነስ፡ ናብቲ ጓሳ እተን ኣሓ’ኳ እንተኾነ፡ ሓደ ሓደ ግዜ ግን ንከም ብዓል ተስፋሚካኤል ገራህቱን ግርማ ኣስመሮምን ዝኣመሰሉ፡ ዘይተገርሑን ዘይጸረዩን፡ ምሂራትን (ንኣሽቱ ኣፍራስ) ዝራባዓትን፡ ምግራሕን ምግናሕንውን ኣይጽለኣን’ዩ ኢለ’የ፤ ሎሚ ናብቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ድምጺ ኣመሪካ መደብ ትግርኛ (v.o.a)፡ ንኩነታት ሃገርና

READ MORE

ዝኸበርኩም ኣብ ስቅያትን ኣብ ኣርዑት ጭቆናን ዘለኹም ኤርትራዊያን!!    ምናልባት እዛ ኣርእስቲ ምስ ኣንበብኩም ተሰንብደኩም ትኸውን፤ትሕዝቶ ነይዛ ጽሕፍቲ ጥልቕ ኢልኩም ምስ ኣንበብኩማ ግን እታ ኣርእስቲ ካብ ሓቂ ዝረሓቐት ከም ዘይኮነት ክትርድኡለይ ተስፋ እገብር።ኤርትራ ከምቲ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ንህዝቢ ኤርትራ ንምትላል ወይ ንምቕሻሽ ብዝተፈላለዩ ናይ ምትላል ሜላታት ከም ንግደት

READ MORE

ብርዐይ ልሳነይ ኢያ!!!(መልእኽቲ ነቶም ልሳን ህዝቢ ክዓብሱ ዝፍትኑ) ብርዐይ ልሳነይ ብኣ'የ ዝገልጾ ናይ ልበይ፡ ብርዐይ ሓያል'ያ ዘራይ ዘይድልያ፡ ኣብ ጸሓይ ቁሪ ፈታዊ ጸላኢ ተጥሪ፡ ኣብ ሽግር ራህዋ ብርዐይ ሓይሊ'ለዋ፡ ኣይትጽሕፍን ብወዝቢ ጻዕራም ከም ንህቢ ጠበቓ'ያ ናይ ህዝቢ፡ ኣብ ጊዜ ሽግር ንሓቂ ትምስክር፡ ኣብ ጊዜ ጸበባ ተጽንዕ ንህዝባ፡ እዛ ብርዐይ ኢያ ልሳነይ፡ ኣይትፈርህ መሊሳ ትበልሕ ዓመጽቲ ትገንሕ፡ ብርዐይ ኮርዒዳ ኣብ ኩሉ ዓዳ ተርክበሉ ኣብ ዝኸደት ከይዳ፡ ብርዐይ ዓቃል ንጸላእታ ተካል፡ ፈታዊት ሓቂ መርሃዊት ናይ ጭንቂ፡ ብርዐይ  ጸግዒ ድኻ ፈታሒት ማሕለኻ፡ ወገን ዘይብላ ዘይትምሕር ዝበደላ፡ ኣደ ውጹዕ ንሓያል ትቐጽዕ ሓቂ ተውጽእ፡ መን ክኽልክላ የለን ዝሕይላ ምእንቲ ህዝቢ ትዋጋእ ዘሊላ፡ ነኽብራ ብሓይሊ ኣይንቕበራ ትዛረብ'ያ ካብ መቓብራ ትወጽእ'ያ ጉድጓዳ ፍሒራ፡ ፡ ፍትሒ ይንገስ ወልዱ ተኽለ

READ MORE

መእተዊ ኣብ ደያስፖራ ዝርከቡ ዜጋታትን ክምኡ እውን ኩሎም ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ካብቶም ንሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ገጢሞሞ ዘለዉ መዋጥራት ከላቕቑ ጻዕርታት የካይዱ ኣለዉ። እዚ ኣብ ስቶኮሆልም ተጸዊዑ ዘሎ ኣኼባ ሓደ ዕላማ ጥራይ እዩ ዘለዎ ንሱድማ ፥ “መዋጽእ ካብ ወጥሪ ሃገራዊ ባይቶ” እዩ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/Initiative.pdf"]  

READ MORE

ብዛዕባ ሜላታት ሰደት እቲ ኣግኣዚናን ሓላዪናን ዓቢዪ ሓው ኢሳያስ ኣፈጨርቂ በቶም ኣብ ፈቐዶ ምድረ በዳን ባሕርን ዝጠፍኡ ዘሎዉ መንእሰያት ተስቈርቍሩ ‘ሜላታት ዕዉት ስደት’ ዝሰየሞ መጽሓፈ መምርሒ ጉዕዞ ስደት ደሪሱ ኣሎ። እቲ መጽሓፍ ቅድሚ ምዝርግሑ ከንብቦ ዕድል ስለዝረኸብኩ ነቶም ክትስደዱ ትሓስቡን ኣብ ጉዕዞ ስደት እትርከቡን መንእሰያት ሃገረይ

READ MORE

ብምኽንያት መበል 52 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝብታት ኤርትራ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፡- ባሕቲ መስከረም 1961  ህዝብታት ኤርትራ ብባዕዳውያን ገዛእቲ ዝወርዶም ዝነበረ ኩለ-መዳያዊ ግፍዕታት፡ግህሰታት ሃገራዊ ነጻነት፡ ሓርነታዊ ልዕላውነት፣ ባህላዊ ጽቕጠት፣ ምዝመዛ፣ ስእነት ፍትሕን  ርትዕን  ንሓንሳብን ንሓዋሩን ንምውጋድ ክብሉ፡  ብሰላማዊ ኣገባብ ሓቲቶምን ተቓሊሶምን ኣወንታዊ

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራን ተቓለስቲ ሓይልታቱን ነቲ ብመሪሕነት ጅግና ስዉእ ሓምድ ኢድሪስ ዓዋተ፡ ብተጋድሎ ሓርነት ኤርተራ ኣብ ጐቦ ኣዳል፡ ብሓደ መስከረም 1961ዝተጀመረ ብረታዊ ተጋድሎ ብምዝካር ከብዕል ይርከብ። ስዉእ ዓዋተን ብጸቱን፡ ጽንኩር ኵነታት በዲሆምን ዕንቅፋታት ጠሓሒሶም ነታ ንህዝቢ ኤርትራ ዝጸውዐት ናይ መጀመርታ ጥይት ተኰሱ። እቲ ብከም’ዚ ዝጀመረ ሰውራ

READ MORE

ሽግር ኤርትራ: ፍታሕ ብኤርትራውያን :: ቀዳማይ ክፋል ሽግር ኤርትራ ( ኣማውቱና 2013 ) ሓደ ሰብ ወይ ጉጅለ ወይ ማሕበር: ሽግር ናተይ ፍታሕ ናተይ ክብል እንከሎ:: ኣገናዕ ክትብሎ ጥራሕ'ዩ ዘለካ:: እዚ ኣብ ጉዳይ ፓለቲካን መሰልን ጥራይ ዘይኮነ: ኣብ ዝኾነ ካልእ ማሕበራዊ ሽግራት'ውን: እቲ ጸገም ኣለኒ ዝብል: ጸገሙ ክፈትሕ ምሉእ

READ MORE

ጎረቤተይ ናይ ክልተ ሰሙን መገሻ ስለ ዝነበራ ክትዛረበሉ ዘሕፍር ሓደራ ኣሰኪማትኒ ከደት። ንሳ ዝበለቶ፡- ክብርትን ፍቅርትን ጎሬቤተይ፡ እዛ ዘሰክመኪ ዘሎኩ ሓደራ ብድሕረይ ንክትፍጽምለይ ቃል እተውለይ ፣  ሕድርኪ ሕድሪ ጎሮረኪ። ኣነን ንሶምን ተረዳዲእና ኢና። ተቃላጢፈ ጸገም የሎን በልክዋ። ጸኒሔ ዝኣተክዎ ሓደራ ከየዕብር ኩለን እተን ዝበለትኒ ኣብ ምፍጻም

READ MORE

ሰራዊት ሕድሪ ካብጀመሩ ፡ ስቓይ ህዝብና ከብቅዕ ፡ህግደፍ ክሓጽር ዕምሩ፡ ወዮ ሜዳስ እነሆለ በሉ፡ ሰብ ሓቦ ሰብ ኒሕ ተቓለስቲ ዕሰሉ ዕሰሉ። ብዛዕባ ኩነታት ህዝቢ ኤሪትራ መነባብርኡን ህላወኡን መዓልታዊ ካብ ዝኸፍኤ ናብ ዝገደደ ክፉእ፡ የንቆልቍል ከምዘሎ ብተደጋጋሚ ክግለጽ ጸኒሑን ኣሎን። ነቲ ኣብ ጉባኤ ኣዋሳ ካብ ጉባኤኛታት ዝተዋህቦም ለበዋን ውሳኔን

READ MORE

                        ምስ ሕቶታት ተሳተፍቲ።    3ይ ክፋል፡                                      30-08-13፡ ሕቶ፡ እዞም ናይ ሎሚ መንእሰያት ንስኹም ትብህግዎ ለውጢ ከምጽኡ ኢልኩምዶ ትሓስቡ? እስከ ቅድሚ መልሲ ምሃብ ብዛዕባ ቋንቋ ዝመጸ ገለ ንእሽቶ ሓበሬታ ኣላትና‘ሞ ከነቕርባ ይፈቐደልና። ብሓፈሻኡ ብዛዕባ ትርጉምን ኣገዳስነትን ቋንቋታት ብፍላይ ድማ ብዛዕባ ሃገራዊ ቋንቋ ብዙሕ ክንብል

READ MORE

ክፍሊ ኣካላተይ! መሰልና ግሂሱ ክብርና ኪደፍር ብዘይ ሕግን ፍርድን ንጹሃን ኪኣስር እናረኣኽዮ ኣባጽሕ ኪቐብር ሓቂ ንኺግለጽ ተኾንኪ ምስክር እንታይ ኣሎዎ ዓይነይ ዘፍርሕ ዘሕፍር!? ብለይትን ብቐትርን ከፍስሱ ንጹህ ደም ዓይኒስ ሕማቕ ሪኣ እስከ ደሓን ትህደም ልሳን ግን እንታይ እዩ እቲ ናትኪ ጸገም? *በሃም እትኾኒ ዓመጽ ኪደጋገም!           *ኪዛረብ እናኸኣለ ኪዛረብ ግን ዘይክእል (ዓባስ) ካብ ሃገሩ ወጺኡ ኣብ ስደት

READ MORE

ከም ዝፍለጥ አብ ኤርትራ አብ ግዜ ክራማት ኢና ንርከብ። ብሰንኪ አብ ኤርትራ አጋጢሙ ዘሎ ናይ ነዳዲ ሕጽረት እቲ ክሕረስ ዝኽእል መሬት ክሕረስ ኣይክኣለን ዘሎ። እዚ ዝኽውን ዘሎ ነተን ዝርካበን ትራክትራት ሚኒስትሪ ሕርሻ ከምቲ ዝድለይ ንኸዋፍረን አይክኣለን። እዚ ድማ ቀረብ ነዳዲ እቲ ስርዓት ከቕርብ ብዘይምኽአሉ ኢዩ። አብ መላእ

READ MORE

ምስ ሕቶታት ተሳተፍቲ።         2ይ ክፋል።                     28-08-13። ነዚ ሓድሽ ኲናት ሓደ‘ዃ ክመጽእ ኢዩ ኢሉ ዝተጸበዮ ኣይነበረን። ህግደፍ ድማ ንኲናት ዝከውን ቅንጣብ ምድላው ኣይ ገበረትን። ኲናት ኲናት ጥራይ ኢዩ። እሞ እዚ ሓድሽ ኲናት ንምንታይ ብኸመይ መጺኡ? ዝምልስ የለ መገላበጢ ግዜ የ ለ። ጥርቅም ጥራይ! ሓንቲ ሒዝካ ጭፍራ ወያነ፡

READ MORE

fetsumraham@yahoo.com “ሎም ዘበን ክረምቲ ካብ ወጻኢ ናብ ኤርትራ ናይ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ቁጽሪካብ 1991 ጀሚሩ በብዓመቱ ምስ ዝነበረ ብዝሒ በጻሕቲ ብምውድዳር፣ ካብማንም ግዜ ኣዝዩ ዝተሓተ ከምዝነበረ ንጸብጻባት መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራብምውካስ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።“ What do you expect when the government keeps on suffocating the Diaspora through its indefinite 2% illegal taxation and  monopolizing business completely? What do you think will happen when you fail to provide food, electricity and water to the people? You cannot run a nation

READ MORE

ሰበ-ስልጣን ህግደፍ! ሰበ ስልጣን ህግደፍ ረብሓ ዘዕወረኩም ካብ ጊላነት ምልኪ እንከይተላቐቕኩም እርጋንን ሕማምን ተደራሪቡኩም ታሪኽ ቅያን ዝናን ብሕስረት ቀቢርኩም ብብልሒ *መቓፍር ክትጠፍኡ ምፍቃድኩም                    *ተካል ዚመጋብሩ፡ ተንኮለኛ ልብኹም ደፊኑ እንታይ ዓኒዱኩም? ኣንቱም ሰብ *መልዕሎ ኣባሓጎታትና         *ጡረታ ኣብቲ ፈስቲቫልኩም ዚዳሎ ብስምና ደድሕሪ’ቲ *ፊጌን መጥፍኢ ህዝብና          *ጸዋግ፡ ገታር፡ ንጹል ዘብዘብ እናበልኩም ክትጎዩ ርኢና ከም ከልቢ ምሕሳርኩም ስለኹም ሓፊርና! ንሓርነትን ክብርን ከምዘይተቓለስኩም ደድሕሪ እቲ *ከይሲ

READ MORE

ሎም ዘበን ክረምቲ ካብ ወጻኢ ናብ ኤርትራ ናይ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ቁጽሪ ካብ 1991 ጀሚሩ በብዓመቱ ምስ ዝነበረ ብዝሒ በጻሕቲ ብምውድዳር፣ ካብ ማንም ግዜ ኣዝዩ ዝተሓተ ከምዝነበረ ንጸብጻባት መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብምውካስ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ቀንዲ ምኽንያት ምጕዳል በጻሕቲ ሕጽረት ኣገልግሎታትን ሃለኽትን ብሕልፊ ድማ እቲ ንቡር

READ MORE

ምስ ርኢቶታት ተሳተፍቲ።                                            23-08-13፡ ብዛዕባ እቲ ‘ሰነዳት‘ ኢልና ዝጀመርናዮ መደብ እንድዩ፡ ኣብ መወዳእታ መዛዘሚና ምስ ርኢቶታት ተሳተፍቲ ክንገብር ብ ዝኣተናዮ ቃል መሰረት ኢና ሎሚ ተቐልቂልናኩም። እቲ በቢእዋኑ ዝቐረበ ርኢቶታት ድሮ ርኢኹሞ ኣለኹም። እቲ ዘይ ረኣኽሞ ገሊኡ ከምቲ ዝቐረበ ገሊኡ ድማ ዝተፈለየ ርኢቶታት ኢዩ በጺሕና ዘሎ። ብትሕዝቶ

READ MORE

ወዲ ገራህቱ ወኻርያ’ዶ ክብለካ ነፋሒቶ ዘመንና ናትካስ ንበይኑ እዩ በዚሑ ኣመና ጭእዶ ክብለካ ሽለት ናይዛ ምድሪ ሹመኛ ወይጦታት ዘይስቈሮ ነውሪ መጋበርያ ጭፍራ ከዳሚ ለዅመኛ ብኸብዱ ዝጥበር ብልሹው ገበነኛ ረሳዒ ስዉኣት ምስ ጠላማት ዘዅድድ ናይ ምሁር ደንቆሮ ናይ ዘመንና ዕቡድ እዚ ዒታ በድኒ ዝጨነወ ውሽጡ ቆምሽጢ መላኺ መረሃጫ ክዳን ለይቱ። ንምንታይ ኢኻኸ ኣብ ጻልጣ ሓሶት ትሕክል ህዝብና

READ MORE

ኣብዛ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ትመሓደር ዘላ ኤርትራ ቀንዲ መርመርትን መጋፋዕትን ኮይኖም ሰብ ካብ ዘሳቕዩ ዘለዉ መጋበርያ እዞም ዝስዕቡ እዮም። ወዲ ምስግና፣ ዕባይ ከረን ወዲ ጋላ፣ ዕባይ ኣስመራ (መበቆል ዓዲ ሰንዓፈ) ወዲ ምቁር፣ ዕባይ ኣስመራ ወዲ ኸበደ(መበቆል ዓዲ ማዕረባ) ወዲ ኻሕሳይ (መበቆል ዓዲ ድባርዋ) ወዲ ሃይለ (መበቆል ዓዲ ሰንዓፈ) ምኪኤል ኢሳቕ (መበቆል ዓዲ፣

READ MORE