Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብዚ ብዙሓት ሓለፍቲ ህግደፍ: ሳልሳይ ዕስራ ናይ ህይወቶም ወዲኦም: ናብ እርጋን ዝተጋማገሙሉ እዋን: ገለ ብዝሓደሮም ሕዱር ሕማም: ገለ ድማ መስጣ ናይቲ ንህዝቢ ዘሕደሩሉ: ሕማም: ብወዝቢ: ብሃንደበት በጋጣሚ: ብድኻም ልቢ: ናብ መዕረፊኦም ክፋነው ንርእን ንሰምዕን ኣለና:: ኣሽንኳይዶ ካብ ሰብ ዝተወልደ ሰብ: ዝበቖለ ገረብ'ውን ንዘለኣለም አይነብርን:: ሞት

READ MORE

ሩሕ ኣካል ንፋስ እያ፡ ንፋስ እንድሕሪ ዘይሃልዩ ንሳውን የላን፡ (መጽሓፍ ስነ-ሕይወት)። ብመሰረት  ናይ እምነት መጻሕፍቲ ግን ሩሕ ፍሉይ መግለጺ ኣሎዋ። ንፋስ’ሞ ንፋስ እያ: እንተኮነ ንሳ (ሩሕ): ካብ ኣፍ እግዝኣብሔር ንኣዳም ዝተለገሰት  ፍልይቲ ንፋስ (wind of God) እያ ይብል ። ስለዚ ናይ ወዲ ሰብ ሩሕ ካብ

READ MORE

 መግለጺ ሽማግለ ጨንፈር ዓባይ ብርጣንያ ኤርትራዊ  ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ   ንሕና ሽማግለ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ  ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ  ለውጢ ብዕለት 4 ነሓሰ 2013 ስሩዕ ኣኼባና ኣካይድና፤ ሓደ ካብቲ ኣገደስቲ ኣጅንዳታትና ብዛዕባ እቲ ኣብ ልዕሊ ኣቦወንበር ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት (ኤሃባዲ) ድ/ር ዩሱፍ ብርሃኑ ዝተወሰደ ስጉምቲ 

READ MORE

ሃንደበት ዝብሉዋ እንታይ እዩ ብልሓታ ሰበ ስልጣን ህግደፍ በብሓደ ኣጽኒታ እነሀት ትቐብሮም መዓሙቕ ኲዒታ ኩነታታ ይመርመር እዚኣስ ገለ ኣላታ መርዚ ከይትኸውን ናይዚ ዕሉል ሽፍታ! ንሕማም ሳልስቲ ዘይትፈቅድ ዕድል ብሃንደበት መጺኣ ብወቕዒ ትቐትል ሓለፍቲ መሪጻ ወትሩ ካብ ትምንጥል ኣየጸግምንዶ ወዝቢ እያ ክንብል!? ሃንደበት ዝብሉዋ እንታይ እዩ ሚስጢራ? ሰባት እተጥፍእ ብቕጽበት ሰዊራ ሓድሽ ግን ኣይኮነን እቲ እኩይ ግብራ ከምኡ’ዩ

READ MORE

ሓባራዊ ኣኼባ ፈጻሚ ሽማግለን ሰክረታርያን ባይቶ ካብ ዝጅመር ንደሓር ብዛዕባ ሃገራዊ ባይቶ ጽቡቕ ወረ ክነፍስ ኣይቀነየን። ምዃን እዚ ባይቶ’ዚ ካብ ዝምስረት ኣትሒዙ መዓስ’ከ ንቃልሲ ዘዐዉት ብስራት ኣስሚዑና ይፈልጥ ትብሉ ትኾኑ። ብዝኾነ እቲ ኣብ 2ይ ስሩዕ ኣኼባ ሃገራዊ ባይቶ ዝተራእየን ብዙሕ ዘዛረበን ሽግር ሕጂ’ዉን ኣብዚ ኣኼባ’ዚ

READ MORE

ናይ መወዳእታ ዕርዲ ህግደፍ ቀዳማይ ዕርዲ ተቓወምቲ - 2ይ ክፋል  ወገናዊ ፖለቲካ የዋጽእ ዶ? እቲ ኣብ መንጎ ተጋዳላይን ዘይተጋዳላይን (ተጋዳላይ - ገባር፣ ዋርሳይ - ይከኣሎ) ዝተመርኮሰ ፍልልይ፣ ዝፈጥሮ ዘይምትእምማን ብእዋኑ ለውጢ ካብ ምምጻእ ዘዐንቅፍ ተርእዮ ‘ኳ እንተኾነ ካብ ሓደ ወለዶ ዝሓልፍ ዕድመ ስለዘይብሉ ኣመና ዘሻቕል ኣይኮነን። ምስ

READ MORE

ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ብዛዕባ እቲ ንዶር ዮሱፍ ብርሃኑ ካብ ኣቦ መንበርነት ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ ካብ ሓላፍነቱ ናይ ምውራድ ብመሪሕነት ባይቶ ብሓፈሻ፣ ብኣቦ መንበር ኣቶ ጸጋይ ዮሃንስ ከኣ ብፍላይ ዝተወስደ ሃንደበታዊ ስጉምቲ ንምዝርራብ ዓርቢ ነሓሰ 2, 2013 ህጹጽ ኣኼባ ኣካይድና

READ MORE

ክሳዕ ትመውትዶ! ኣንታ እሙን ምልኪ ገዲም ተጋዳላይ እንታይ ደኣ ኣምጽኦ ብሃንደበት ምፍላይ ከምቶም ዝቐደሙ ዉሒጡካ ቀላይ ዓለምዶ’ታ ኣርኪባ ዘይብላ ኣፈላላይ ወዮ በል ክብለልካ ኮይነ መላቓሳይ!   ነዚ ዉጹዕ ህዝቢ ውዕለቱ ኪሒስካ እዚ ኹሉ በደል ይቕረ ከይበለልካ ምኻድ ዶ’ታ ኾይኑ ምሉቕ ኢልካ በል እስከ ፈጣሪ ምሕረቱ ይሃብካ!   ኣብ ስርዓት መላኺ ኣብ ህግደፍ ኮይኑ’ምበር ከምዛ ዘይወለደት ተካእቲ እዛ ሃገር ኣሪግካ

READ MORE

ሰለስተ ዓመታት ዝገበረ ኣጋጣሚ ኢዩ። ሓደ ዉሩይ ኣፍሪቃዊ ደራሲ ንፈለማ ግዜ ኣብ ኤርትራ ዑደት ንምፍጻም ኣስመራ ኣትዩ። እቲ ደራሲ 66 ዓመት ዝዕድሚኡ ኑረዲን ፋራሕ ዝተባህለ ሶማላዊ ኢዩ። ኑረዲን ፋራሕ ካብ 70ታት ክሳብ ሕጂ ሓያሎ መጽሓፍቲ ደሪሱ ኢዩ። ገለ ካብ ድርሰታቱ From a Crooked Rib(1970)፣ Sweet

READ MORE

ስጊንጢር   ካብ ብርሃን ጸልማት ካብ ጽጋብ ጥሜት ካብ ራሕሲ ድርቀት ካብ ህንጸት ዕንወት ካብ ሰላም ህውኮት ካብ ኣብ ዓድኻ ስደት ካብ ሓቂ ሓሶት ካብ ሓጎስ ንብዓት ካብ ስሓቅ ብኽያት ዘለዎ ጸልእቲ ሰናያት ። ጉድ ሪኢና ኮክፉኡ ዝፈቱ ሃገር ደፊኑ ኣጸልሚቱ                                                                             ህዝቢ የህሊቁ ኣጽኒቱ ትሕቲ መሬት ኣስፊሩ ብጾቱ ፣ ንሱስ ኣእምርኡ ሲሓቱ ዝገርመካ ግን ናይቶም ስዓብቱ ፍጹም ዘይስተብህሉ ምስኡ ዝህውትቱ ።   ዎግዓዊ

READ MORE

The concept of UNITY under arrest by the youth leaders in the Diaspora. As you know the Eritrean government has been terrorizing the Eritreans at home: Likewise, the divisive opposition forces have equally been terrorizing the people from the Diaspora: Check this out: መግለጺ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ ብዛዕባ ርክብ ቦለኛ Posted on August 2, 2013 by assenna ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኣብቲ“”ምትእኽኻብ ተሓለቕቲ ዲሞክራሲ ኤርትራውያን”

READ MORE

ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ኣቶ ወልደሚካኤል ገብረማርያም ሎሚ 4 ነሓሰ ሃንደበት ዓሪፉ። ብመሰረት ሓበሬታ መራኸቢ ብዙሃን ህግደፍ፣ 72 ዓመታት ዝገበረ  ኣቶ ወልደሚካኤል፣ “ኣብ ጋሽ ባርካ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ ናብ ኣስመራ እናተመልሰ ኣብ ከረን እዩ ዓሪፉ”።  ጠንቂ ሞቱ እንታይ ምዃኑ ግን ኣይተገልጸን። ድሕሪ ናጽነት ንነዊሕ ዓመታት ሚኒስተር ማይን

READ MORE

እዚ ንምቕያድ ዝኣዘዘ ወይ ከሳስየይ ብንጹር ብመገዲ ሕጊ ክፈልጦ ስለዝደሊ፡ ብዘይ ትእዛዝ ቤት ፍርዲ፡ ዋና-ኣኽባር ሕጊ፡ ነዚ ኣብ ልዕለይ ዝተወስደ ክፍሊ ፍትሒ፡ ላዕለዋይ-ቤት ፍርዲ ወይ ዋና ኣኽባር ሕጊ ይፈልጥዎ ዶ? ብናይመን ሓላፍነት ተወሲዱ? ሕጊኸ ይፈቅድ ዲዩ? ስለምንታይ በቲ ሕጊ ዝፈቕዶ ዘይተፈጸመ? ብመሰረት ኣዋጅ-5- መሰጋገሪ ሕጊ

READ MORE

ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኣብቲ“”ምትእኽኻብ ተሓለቕቲ ዲሞክራሲ ኤርትራውያን” “ብዝብል ስም፡ ኣብ ቦለኛ ጣልያን ተመዲቡ ዘሎ ርክብ፡ ኢድ ከምዘይብሉ፡ ንህዝቢ ኤርትራ፡ ብፋላይ ከኣ ንመንእሰያት የፍልጥ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/08/EYSC_NA_2.pdf"]

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ን 28 አባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ አብ ከባቢ ባርዶሊ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ብጋህዲ ረሺኑ፡ እቶም ብምሉኦም ተወለድቲ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ዝኾኑ አባላት ሓይሊ ባሕሪ ንናይ ጽጌራዳ ገብረመድህን አማሓዳሪት ዞባ ሰሜናዊት ቀይሕ ባሕሪ መራሒ መኪናኣ ዝነበረ ከተህድሙ ፈቲንኩም ብምባል ቅድሚ 3 መዓልቲ ንብሙሎኦም

READ MORE

ኣገዳሲ መግለጺ ኣብ ፖለቲካ ሓቂ ውጸኢት ናይ ሓይሊ ኢዩ ፡ ምስሉይነት ግን ውጽኢት ናይ ድኽመት ምልክት  !!! ውድብና ምንቅስቓስ ንደሞክራስን ፍትሕን ኤርትራ ካብቲ ብረታዊ ዕጥቂ ኣልዒሉ ኣብቲ ዝካየድ ሓርነታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ እጃሙ ንኸበርክት ካብ ዝተበገሰሉ እዋን ጀሚሩ ብውሽጥን ብደገን ከጋጥምዎ ዝጸንሑ ሓያሎ ጸገማት ከከም ኣመጻጽኣኦም ንምፍትሖም ዘይሕለል

READ MORE

                                   ካልኣይ ክፋል                   ሓሽከት ውድባትን ማሕበራትን ቃልሲ የዐውታ’ዶ…? ኣብ ቀዳማይ ክፋል እዚ ዓብን ተኣፋፍን ግን ከኣ ግድን ክንዝትየሉን መቐይሮ ክንገብረሉን ዘለና ኣርእስቲ ጽሑፈይ፡ ብኤርትራውያን ስደተኛታት ፕሮፌሰር ዳን ኮነል ተሓቲቱ ዝሃቦ መልሲ እንታይ ነበረ፡ ኣብ

READ MORE

ቅድሚ ኩሉ ዓይቢ ሓውና አቶ ብርሃነ ገ/ንጉስ ዝጸሓፎ ብዛዕባ “ዓገብ ንበሎም ንመራሕቲ ባይቶ፣ ዓገብ’ውን ንበሎም ንመራሕቲ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት” ብዝብል ኣርእስቲ ቁሉዕ ወቐሳን፣ ዝተሰምዖ ጓሂን፣ ዘይዕግበት ትጽቢቱን ትጽቢት መብዛሕቲኡ ኤርትራውያን ዘይምኻኑ ብመገዲ ገሰጻ ነቲ ተሪኺቡ ዘሎ ግርጭት ኣመንጎ መራሕቲ ሃገራዊ ባይቶ ፍታሕ ክግበረሉ ኤርትራዊ ምሕጽንታኡ

READ MORE

ግቡእን መሰልን  ዝተፈላለየ ትርጕምን መግለጽን ይወሃቦም ድኣ'ምበር፡ እናተዓናገሉ ብሓደ ዝጐዓዙ ዝተወሳሰቡ ኣምራት  ኢዮም። ብግቡእን መሰልን ዝመጸ፡ እቲ  ነብስ-ወከፍ ሃገራዊ ዜጋ  እኹል ቆላሕታ ሂቡ ብዕቱብነት ክግንዘቦን ልቢ ከዕብየሉን ዝግብኦ ኣዝዩ ኣገድሲ ነጥቢ እንተሎ፡ ክልቲኦም ኣምራት ነንሓድሕዶም ዝተመራዀሱን ዝተኣሳሰሩን ስለ ዝዀኑ፡ ኣብ ዝዀነ እዋንን ኩነታትን ነጻጺልካ ክትርድኦምን

READ MORE

16 ሓምለ 1950 ፍጻመ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ዓለም ነበረ።ኡራጋይን ብራዚልን ዋንጫ ንምጭባጥ ንዘካይድኦ ግጥም ዝዕዘቡ ኣሽሓት ብራዚላውያን ኣብ ስታድየም ከተማ ሪዮዲጃንየሮ ተረኽቡ።ብራዚል ኣቐዲማ ብዘዋህለለቶ ነጥቢ ዋንጫ ንምዕታር ማዕረ ምፍልላይ ጥራይ ኣኻሊ ነበረ ማለት ክልተ ዕድል ነበራ።ኡራጋይ ግን ዘውዲ ክትደፍእ ክትስዕር ነበራ።ኣብ ካልኣይ እብረ ጸወታ

READ MORE

ዓገብ ንበሎም ንመራሕቲ ባይቶ ዓገብውን ንበሎም ንመራሕቲ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ሎሚ ናይ ሃገራዊ ባይቶ ዜና ምስ ሰማዕኩ እዘን ዝኽተላ ሓንቲ ምስላን ሓንቲ ብሂልን ኣቦታትና ትዝ ኢለናኒ፡ *ደርሆስ ብኣምዑት ደቃ ትጻወት፡፡ *ኣሕዋት እንታይከ ኣምጽኦ እዚ ኩሉ ዕሽነትን ጭካነን። ኩሉ ግዜ ብዛዕባ ናይ ኣቶ ኢሳያስ ተግባራት ክሓስብ ከሎኹ፤ እሞ ምስቲ እቲ ህዝቢ

READ MORE