Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ *ኣንገብ ፈርኔሎ ዝወዓለ          *ዕርዲ፡ መዝገብ ኣብ ግጥም ቦሊቮል ዘይተሳዕረ ድፋዓት ፊደል ፐ ዘየድፈረ መንድዩ ኣታ እቲ ስውእ ሓየት ብዓል ፋረ!?   ፑሽኪንድዩ ኣታ ኔሩ እቲ ዘይሕለል ጅግና ክውን ንኽገብር ህያው ናጽነትና ህይወት ዝወፈየ ስለ ሓርነትና ሰማእታት ወኪሉ ክብሪ መንነትና ሓወልቱ ዚትከል ኣብዛ መዲናና፡ ከመይ እዩ’ዚ ነገር ሕውስውስ ኢሉና ሹማሙንቲ ህግደፍ እስከ ግለጹልና?   ዶላርዶ ይዓቢ ካብቲ ክቡር ህይወት ንሓወልቲ

READ MORE

ተጋዳላይ መልኣከ ተኽለ ብ25 መጋቢት 1982 ኣብ ራሳይ ተቐቲሉ። ኣብ ምዝታይን ምርድዳእን ዚተመስረተ ሓድነትን ድሕነትን ተሓኤ ንምርግጋጽ ተሓሊኑ፡ራሳይ፡ ብመቕተልትን ማእሰርትን ተደምዲሙ። ተሓኤ፡ ከም’ቲ ክሳብ ሽዑ ንፈልጣ ከኣ ኣብ ራሳይ ወግዓዊ ሞት ሞይታ ኣብኡ ተቐቢራ።  እቲ መልኣከ እንኪቕተል ገለ 150 ሜትሮ ካብ’ቲ ቦታ ቕትለት ርሒቐ  ኣብኡ

READ MORE

ንምንታይ ድሕሪ ናጽነትደሞክራሲያዊ መንግስቲ ዘይቆመ? ብያሲን ዑመር (yassinomer01@gmail.com) -- ካልኣይ ምዕራፍ ሻብዓይ ክፋል ማርክሳዊ ስነ-ሓሳብ ህ.ግ.ሓ.ኤ ቊጠባዊ ኣረኣያ ማርክስነት ንቊጠባ ብዝምልከት፡ ማርክስነት ብሕታዊ ንብረት ብመንግስቲ ንኽውነን ብምብያን ሃብቲ ሃገር ብምልኡ ኣብ ኢድ መንግስቲ ከም ዝኣቱ ስለ ዝገብር፡ ነቲ መሰረት ቊጠባዊ ግስጋሰን ምዕባለን ምዃኑ ዝተመስከረሉ ውልቃዊ ድርኺትን ምህዞን (individual incentive

READ MORE

ናይ መወዳእታ ዕርዲ ህግደፍ ቀዳማይ ዕርዲ ተቓወምቲ ናይ መወዳእታ ዕርዲ፣ ቀዳማይን ካልኣይን ድፋዕ ተጣሒሱ፣ ጥፍኣት ከንጸላሉ ኸሎ፣ ካብ ስዕረት ንምድሓን ብኣባይ ይኹን ብወገን ናይ ሞትን ሕየትን ምክልኻል ዝካየደሉ መስመር እዩ። ካብዚ “ድፋዕ” ’ዚ እንትወጺእካ መቓብር ጥራይ ‘ዩ ዘሎ። ኣብኡ እንተጸናሕካ ‘ውን ንርእሱ መቓብር’ዩ ዝኾነካ። ኣብ’ዚ እዋን’ዚ

READ MORE

ዝኸበርኩም ዜጋታት ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ ህዝብናን ሃገርናን ወሪዱ ዘሎ ኣደራዕ ንኹልና ብሩህ ኮይኑ ብዛዕብኡ ኩልና ነጋማድሖን ንዛራረበሉን ኩነታት ኢዩ፡፡ሽግር መንእሰያት ብሓፈሻ ኩነታት ራሻይዳን በደዊንን ብፍላይ ነእዛና መሪር ኮይኑ ኣሳቒዩናን የሳቕየናን ኣሎ፡፡እዚ ኩነታት ህርኩታትን ንሰብኣዊ መሰላት ዝጣበቑ ትጉሃት ዜጋታትን ነዚ ኩነታት እዚ ብዝኽእልዎ ኣገበብ ይቃለስዎን

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዛዕባ’ዚ ንእሽቶ ጽሑፍ ኣቕሪበ ነይረ። ከም መእተዊ ዝብልክዎ ከኣ፤ ኣብ መራኸቢ ማዕከናት (ወብሳይታት) እንታይ ኣሎ ኢልካ ሃሰስ ኣብትብለሉ ግዜ ገለ ገለ ዘይወሓጠልካ ትንታነታት ትርኢ’ሞ ፡ ንምብዛሕትኡ ኣምቢብካ ትሓልፎ፡ ኣብ ሓደ ሓደ ከኣ እስኪ ኣብዚኣስ ገለ ቍሩብ ዕረፍተ ነገር ርኢቶይ ክህበላ ትብል ማለት ኢዩ።

READ MORE

26-07-13። 4. ረብሓታት ኣብ ዓሰብ ካብ ዝርከብ ትካላት ክትኮረሉ ዝግባእን። ኣብርእሲ ካብዝሓለፈ ገምጋመይ ዘቕረብኩዎ ተወስኺ ካብ ትካላት ኣብ ዓሰብ ዝርከብ ክትኮረሉ ዝግባእ (እዚንመጻረ ይት ኮሚተዘይተዋህበ ዝምልከቶ ኣካል ክጥቀመሉ ዘቕርቦ ርኢቶ ኢዩ)። እቲ ዝቐደመ ግን ብጽሑፍ ንመጻረይት ኮሚተ ዝተዋህበ ኢዩ። 4.1፡ መዓርፎ ነፈርቲ ዓሰብ። እዚመዓርፎነፈርቲ‘ዚምስቲናይደርጊፖሊሲኡናይውግእስግኣትካብቀይሕባሕሪከምኡ‘ውንኣብማእከላይምብራቕዝተፈጥረናይዒራቕኩነታትክብለጸሉደርጊዝሓሰቦምስቲንዳንካልያከምናይመወዳእታመጣልዒካርታኣብጉዳይኤርትራንምሓዝእቲናይሓያላንመንግስታትብፍላይኣመሪካኣብኩዌትዝወሰድዎስጉምቲንሓይሊኣመሪካዓሰብከምመዓርፎሰራዊትክጥቀሙሉንማይክወስዱንዝሓተቶምኣነጻጺርካክርአእንከሎኣብዚወቕቲ‘ዚምጅማሩንናይነዊሕመደባትዝኣመተከምዝነበረ።   እቲ ገንዘብ /ባጀት/ ዝነበረ ፕሮጀክት ናይ

READ MORE

ትማሊ ቀዳም ዕለት 20-07-2013 ኣብ ሆላንድ ከተማ ራይስቫይክ ፡ ሓያሎ ኤርትራዊያን ደለይቲ ፍትሒ ዕዉት ሰላማዊ ኣንጻር ፡ ፌስቲቫል ዲክታቶሪያዊ ስርዓት ህግደፍ ፡ ብዉዕዉዕ ድምጺ ኣካይዶም። መጀመርያ ካብ ሰዓት 14፡00 ኣብ ሰንተራል ስተሽን ራይስቫይክ (መደበር ባቡርን ኣውቶቡስን) ክሳብ ሰዓት 15፡30 ድ.ቀ. ናብ’ቲ ፌስቲቫል ህግደፍ ንዝኸዱ ኤርትራዊያን ፡ ብትግርኛ መረረ

READ MORE

መርድእ ነፍሲሄር ኣርቲስቲ ሱልጣን ያሲን (ወዲሻምበል) ኣብ ከትማስቶክሆልም-ሽወደንብ ሃንደበት ካብ’ዛዓለም ብሞት ስለተፈለየና ብሓዘን እናሓበርና፡ ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ንሓሙስ ዕለት 25/07/2013 ሰዓት 12.00 ኣብ Råcksta Begravningsplats – Stockholm ክፍጸምኢዩ። ድሕሪ ግብኣተመሬት፡ ቀባሩ ኣብሎካል ማሕበር እስላም ኤርትራውያን (ጃልያ) ብዱዓንቁርኣንን (ጸሎት) ንነፍሲሄር ብምፍናውን ንስድራቤቱ ንኣዕሩኽቱን ድማ ጽንዓትይሃብኩም ብምባልን ሓዘንና

READ MORE

          ንምንታይ ድሕሪ ናጽነት ደሞክራሲያዊ መንግስቲ ዘይቆመ? ብያሲን ዑመር --  ቀዳማይ ምዕራፍ ሻብዓይ ክፋል መእተዊ   ኣብ ዝሓለፉ ዓንቀጻት ናይዚ ተኸታታሊ ሓተታ፡ ፈለማ መንግስቲ ኤርትራ ሕጋውን ደሞክራሲያውን  መንግስቲ ከም ዘይኰነ ዳህሲስናዮ።  ኣስዒብና: ህ.ግ.ሓ.ኤ  ካብ ተ.ሓ.ኤ "ብስነ-ሓሳባዊ ፍልልይ" ምኽንያት ዝተፈንጨለ ሓርነታዊ ግንባር ክነሱ፡ መሪሕነቱ ካብ ተ.ሓ.ኤ ብዘይፍለ ናይ ተጻዋርነት ፖለቲዊ

READ MORE

ህግደፍን ፈላላዪ ስልቱን!                    ብገዛኢ ኪዳነ ጸላእቲ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈላለየ ተንኮላዊ ስልትታት ተጠቒሞም ንሓድነቱ ክፈታተንዎ ምጽናሖም ታሪኽ ይምህረና’ዩ። ባዕዳውያን ገዛእቲ ኣብ ውሽጢ ሕብረተስብ ኤርትራ ኣትዮም ንገሊኡ ብሽመት ንገሊኡን ገንዘብ እናዓደሉ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ነንሕድሕዱ ከም ዝፈራራሕን ዝጣለምን ገይሮም ዕድመ ስልጣኖም ንምንዋሕ ዘይገበርዎ ርኹስ ተግባር ኣይነበረን። ኣብ

READ MORE

The last article invited few people to comment on the question of RECCONCILLATION and here is the collective input. Wedimahta: “The absence of reconciliation process right after independence has partly played a vital role to the regimes transformation into a total brutal dictatorship. A struggle for

READ MORE

ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ 22 ሓምለ፡እዚ ዝስዕብ ጥቕስታት ነልሰን ማንዴላ ኣስፊራ። ትምህርቲ ዓለም ክትቅየረሉ ትኽእል ሓያል መሳርሒ ኢዩ። ናጽነት ማለት ብመቑሕ ዘይምእሳር ዘይኮነስ ናይ ካልኦት ሓርነት ምሕላውን ምኽባርን ማለት ኢዩ። ስም ንኽትፈጥር ምስ ጸላኢኻ ሓቢርካ ምስራሕ ክትክእል ኣሎካ ሻቡ ሽርክነት ትምስርት። ንግዜ ብብልሒ ክንጥቀመሉ ክንክእል ኣሎና፡ቅኑዕ ነገር ክትሰርሓሉ ግዜ ወትሩ

READ MORE

ብመጀመርያ  ንኩሎም ደላይቲ  ለውጥን  ፍትሕን  ሰላምታይ  ይብጻሕኩም፡ ቀጺለ ኣኣብ ዘሎኹሞ ናይ ቓልሲ ባይታ ድማ ዓወት እንዳተመነኽልኩም  መገዲ ፍትሒ ሒዝኩም  ክብረትኩምን ክብረት ህዝብኩምን ንምምላስ ዝትበገሰኩም ኣገናዕ እብለኩም፤ ካብዚ ቀጽለ ድማ መዘኻኸሪ  ርእይቶ ወይ ሓሳባት ምሃብ ነቶም ካብ ቓልሲ ርሒቖም ዘሎው መንእሰያት ሃገርና  ግቡእ እመስለኒ። ዝሓለፈ ወለዶታት  ኣብ

READ MORE

ደማሒን ማሕለኻታቱን! ሳልሳይ ክፋል፥ እዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ጉጅለ ሕሰም፡ ነዛ ወትሩ ዝሽቅጠላ፡ ኣፍ ብዙሓት ንምዕባስ ዘገልገለቶ ኣወናዋኒት ሓረግ፡ ማለት፥ ‘ዕላማና ኣውታርኪ (ርእስኻ ምኽኣል) እዩ!’ እትብል ስነ ሓሳብ ብምጉልባብ፡ ‘ኣብ መንጎ ሃብታምን ድኻን ዘሎ ጋግ ምጽባብን፡ ኣብ መንጎ ከተማን ገጠርን ዘሎ ፍልልይ ምምዕርራይን’ዩ ሓገራና (ትልምና፡ ውጥንና)!’ እኳ

READ MORE

ዝኾነ ሕብረተሰብ ማይ ፍልጠት ብዝሰተዩ ሰባት እዩ ሱር-በተኻዊ ለዉጢ ዘምጽእ። ቀንዲ ምንጪ ፍልጠት ድማ ትምህርቲ ኢዩ። ናይ መጀመርያን መወዳእታን ደረት ፍልጠት ግን ኣይኮነን። ንከባቢኻን ሕብረተሰብካን ብግቡእ እንተንቢብካዮ ርእሱ ዝኸኣለ ዓቢይ መጽሓፍ እዩ። ኣብ ጉዕዞ ህይወት እዉን መስተዉዓሊ፣ ንፉዕ ሰማዒን ትኩር ጠማትን ብምዃን ንህይወትካ ብኣወንታ ዘማእዝንን

READ MORE

ጽቡቕ ታሪኽ መዕለሊ ሕማቕ ታሪኽ መምሃሪ - 7ይን መወዳእታን ብዛዕባ ጽቡቕ ምዝራብ ዕላል ኢዩ። ብዛዕባ ሕማቕ ምዝራብ ግን ትምህርቲ ኢዩ። ኣብዚ ናይ 30 ዓመታት ቃልሲ ዘማዕበልናዮ ነቲ ሓቂ ከይንፈልጥ ጎልቢቡ ሒዙና ዘሎ ኣተሓሳስባታታት ኣሎ። ሓደ ካብኡ ከኣ እቲ መበገሲ (Motive) ናይ ምግዳልና ኢዩ። መበገሲ ናይ ቃልስኻ ወይ

READ MORE

TOMAS: “ERITREAN SOLUTIONS FOR ERITREAN PROBLEMS”… DO MORE HARM TO THE CAUSE THAN GOOD ______________________________ For the last two decades Eritreans seem desperate failing to build a “New Eritrea“after waging their blood to their “miraculous independence”. The most significant value of the struggle: “Everything is possible; nothing

READ MORE

ካልኣይ ዳግመ-ርኽክብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ጋዜጣዊ መግለጺ ካብ ሓምለ 12/ 2013 ክሳብ ሓምለ 14/2013፡  ካልኣይ ዳግመ-ርኽክብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣብ ከተማ ኣትላንታ(ጆርጂያ) ብዓወት ተዛዚሙ። መሰረታ ዊ ዕላማታት ዳግመ-ርኽክብ ተ.ሓ.ኤ.፡  ናይ ሓባር ተመኩሮ  ንምዝካርን ንምኽባርን፡  ተመኩሮታት ንምምዛን ፡  ሓበራዊ  ማሕበራውን ባህላውን ርብሓታት ንምዕቃብን ንምምዕባልን ኢዩ። ነዚ ሽቶታት`ዚ ንምዕዋት፡

READ MORE