Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

                              ቀዳማይ ክፋል          ሓሽከት ውድባትን ማሕበራትን ቓልሲ የዓውታ’ዶ? ኣብዚ ዝሓለፈ ዓሰርተው ዓመታት ውድብ ምስራሕ ከም ተራ ዱኳን ተቖጺሩ ውድባት ካብ መዓልቲ ንመዓልቲ ክንጫጭሓን ብዘይ ገለ ገደብ ክባዛሓን ኣባይታ ዝረኣናዮን ዘሎን ዝተጨበጠ ሓቂ ኢዩ፡፡ምርባሕ ውድባት ትርጉም የብሉን ክብሉ ዝጸንሑ ከይተረፉ ውድብ ክሰርሑን ክፍንጥሑን

READ MORE

ስለምንታይ ኢዩ ሃገራዊ ኣገልግሎት ገደብ ዘይብሉ? ስለምንታይ ንዘይተወሰነ ጊዜ ዝቕጽል ዘሎ? ከምኡ ድማ መነባብሮ ህዝቢ ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝገደደ ዘንቆልቁል? ልዕሊ ኹሉ ድማ ኣልማማ ማእሰርቲ ዜጋታት ኢሉ ክሓትት ከሎ ተወሳኺ ብምባል ሓንቲ ኣደ’ውን ተመሳሳሊ ሓሳብን ሕቶን ርእይቶን ብምቕራብ “ዘይውዳእ ኣገልግሎት ጥራይ መኣስ ኮይኑ ስለምንታይ ከ

READ MORE

ኣነ ናይ ታሪኽ ኣጋጣሚ ኮይኑ ዓሰብ ደንከል ምኻደይ፡ ውሳኔ ኣ.ኣበባ ረብሓ ህዝቢ ኤርትራ ስለዘይሓለወ ምቅዋመይ፡ ርኢቶ ምሃበይ፡አለፍቲ ሓለፍ ስጉምቲ ምውሳደይ፡ ይኾርዓሉ እምበር፡ ኣይጭነቐሉን ኢየ ንታሪኽ ይኸውን። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/07/Bitew2.pdf"]

READ MORE

          ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር-- ዞባ ሱዳን ኣገዳሲ መግለጺ ናብ ተቓለስቲ መንእሰያት:- ኣብ መንጎ ሃገራዊ ጉዳይና ካብ ልክዕ ንላዕሊ ኣብ ዝተሓላለኸ ልዑል ደረጃ በጺሕሉ ዘሎ ህሞት: ማእከልነት ሱዳን ካብ 02-05 ሓምለ 2013  ኣኼባ ኣካይድና:: መሪሕነት ዞባ ሱዳን  ኣንጻር ኩሉ መሰናኽላት በዲህናን ክሳብ ዲሞክራስያዊ ለውጢ

READ MORE

ክሳብ 2006 ከባቢ እቲ ብተቓወምቲ ዝካየድ ዝነበረ ወትሃደራዊ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ኣዝዩ ድልዱልን ንመንግስቲ ዘስግእነ ኔሩ እንተኾነ እናተዳኸመ ከደ። ኣብ 2006-2007 ግን መራሕቲ ተቓውሞ ነቲ ሰራዊቶም ኪዱ በሉ ስራሕ ድለዩ ክንደልየኩም ከለና ክንጽውዓኩም ኢና ኢሎም ኣፋንዮሞም። ስለምንታይ? ገንዘብ ስለዝስኣኑሎም ድዩ? ብድሕረዚ ድማ ኣብ

READ MORE

ሕጻን ይውለድ፡ ብናይ ሓገዝ ወለዱ ብጽቡቅ ቶኾስኩሱ ዪዓቢ፡ እቲ ሰናይ ድሌት ወለዲ ሰናይ ግብሮምን ሓልዮቶምን ምስ ዝህልዎ ጥራሕ እዩ … ወዶም ሰብ ዝበጽሖ ክበጽሕ እንተ ነፊዑ …ኣብ ዓለም መርኣያ ኣብነት ኮይኑ ዘይሃስስ ታሪኽ ዝገብር። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/07/George.pdf"]

READ MORE

ኣብዚ እዋን ሓጋይ፡ ገለ ካብቶም ህቡባት ደረፍቲ ሃገርና፡ ዜነብ በሽር፡ ዳዊት ተኽለሰንበት (ዳዊት ሽላን)፡ መለኪን ኣቶንበን ዮውሃንስ ትካቦን ካብ ኤርትራ ናብ ኣሜሪካ መጺኦም፡ ንደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ብምዝንጋዕን ብምልሃይን፡ እቲ ስርዓት ሞራላዊ፡ ፖለቲካዊን ቁጠባዊን ደገፍ ከም ዝረክብ ይገብሩ ኣለዉ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/07/PFDJ_singers.pdf"]

READ MORE

ደማሒን ማሕለኻታቱን! ካልኣይ ክፋል፥ ቀዳማይ ማሕለኻ ደማሒ (መላኺ)፥ ንኹሉ ድኻ ይኹን ሃብታም ኤርትራዊ ብኩፖን ምቁጽጻር’ዩ። በዚ መሰረት ከኣ ሃብታምን ድኻን ከይፈለየ፡ ንኹሉ ኩፖን ብምዕዳል፡ ነቲ ቅድሚ ናጽነት ኣብ በረኻታት ሳሕል ኮይኑ፡ በታ ሽዑ ልክዕ ከምቲ ዓዃይ ነቲ ኣብ ሰርቢ ደበና ዘሎ ዝናብ ብሃንቀውታ ዝጽበዮ፡ ኤርትራውያንውን ናጽነት ኣብ ድምጺ ሓፋሽ ከም ዝነበረት፡ ብሃረርታ እንጽበያ ዝነበርና

READ MORE

ኣብ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ክሰርሑ ዝጸንሑ ልዑል ብቕዓት ዘለዎም ኣርባዕተ ምኩራት ናይ ኣየር ተክኒሻናት ኣብዚ ቕንያት’ዚ ኣብ እስራኤል ዑቕባ ሓቲቶም። እዞም ካብ 9 ክሳብ 20 ዓመታት ኣብ መንገዲ ኣየር ከገልግሉ ዝጸንሑ ስርዓት ህግደፍ ንዝለዓለ ትምህርቲ ናብ እስራኤል ዝለኣኾም ካብ ዕለት 31 ግንቦት ክሳብ 4 ሓምለ ብ

READ MORE

ምዕጻው ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ኖርወይ ኣብ ኤርትራ፡መኸተምታ ሓደ ምዕራፍ ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ኤርትራ ኖርወይን ከምዝኾነ ምንጭታት ገሊጾም።ወግዓዊ ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ኖርወይን ኤርትራን ቅድሚ 20 ዓመት ተመስሪቱ።እንተኾነ ኣብ 70ታትን 80ታትን ህዝባዊ ግንባር ካብ መንግስቲ ኖርወይ ዝተፈላለየ ሓገዛት ይምጠወሉ ከምዝነበረ ሰነዳት የመልክቱ። ድሕሪ ናጽነት ድማ ኣብ ጥዕና፡ትምህርቲ፡ ምዕቃብ ኣካባብ ሕርሻን

READ MORE

ተቐማጦ ኣስመራ ብምቁራጽ ሓይሊ ኤለትሪክ ከቢድ ጸገም የጋጥሞም ከምዘሎ ካብታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ገሊጹ። እቲ ሳሕቲ ዝቐርብ ኣገልግሎት ኤለትሪክ ካብ ክልተ ክሳብ ሰለስተ ሰዓት ስለዘይጸንሕ  እኽሊ ንምጥሓን መስርዕ ተጸቢኻ ከምዘይሰልጥን እቶም ብኤለትሪክ መጎጎ ዝገልገሉ ዝነበሩ ድማ ኣብቲ ብዕንጸይቲ ዝግልገል መጎጎ ንኽጥቀሙ መስርዕ ክገብሩ ከምዝግደዱ ተፈሊጡ። ብሰንኪዚ

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ዕለት 01 ሓምለ 2013 ዓ.ም ኣብ ስዓታት ድሕሪ ቀትሪ ናይ ምሸት ኣብ ከባቢ ሆሎዎይ ስሜን ሎንዶን ብውዲ ገራህቱ ዝተጸወዐ ኣኼባ ህግደፍ ካብ 40 ክሳብ 50 ዝኾኑ ኣባላት ህግደፍ ከም ዝተሳተፍዎ እቲ ሓበሬታ የረጋግጽ። ዕላማ ጻዊዒት ኣኼባ ወዲ ገራህቱ ነዚ ኣብዚ ቅኒያት ክግበር ተሓሲቡ ዘሎ

READ MORE

“Truth must be told, even when it hurts, as it often does.” Dr Bereket Habte Slasie. ሚዛናዊ ታሪኽ ብዝወዓሉ ኣይጽሓፍን ኢዩ ቅድሚ ናብዚ ንኡስ ኣርእስቲ ምእታውና ብዛዕባ እታ “ታሪኽ” እትብል ቃል ብንጹር ክንሰማማዓላ የድሊ። ታሪኽ ብቋንቋ ትግርኛ ዝሓለፈ ዛንታ ማለት ኢዩ። ሓደ ሰብ ብዛዕባ ንሱ ዝገበሮ ዝሓለፈ

READ MORE

ክቡራት ተኸታተልቲ፡ እንሆ እምባአር መበቆል ደብተር ናይቲ ቢተው ብገዛእ ጽሕፈቱ ን ብርዑን ብፍላይ ንወደብ ዓሰብ ኣተኲሩ ካብ ዝጸሓፎ በቢክፋል ከነቕርብ ተዋዲድና እነና። ስለምንታይ ኣብሎሚ ተበጺሑ ብፍሉይነት ንወደብ ዓሰብ ዝምልከት ዘቕረቦ ሰነ ድ ክቐርብ ተመሪጹ? ንሱ‘ሞ በቲ ሓደ ግዚኡ ኮይኑ፡ ብኣውራኡ ድማ ንሱ ከምቶም ካ ልኦት

READ MORE

ቅድሚ ሕጂ ብዝተፈላለየ ኣገባብ ተሓቢሩ ከምዝነበረ ሎሚ ዓመት’ውን ከም ዝሓለፈ ዓመታት ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፈስቲቫል ህግደፍ ንዕለት ክንገብር ምዃና ዳግማይ ንሕብር:: [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/07/Gissen_selfi.pdf"]  

READ MORE

ብዛዕባ፡ ዝመጽእ ባይቶ፤ ባይቶ ኩላትና ምእንቲ ክኸውን ብመጀመርያ ንኩሉኹም ኣባላት ባይቶን መራሕትን ናይ ኣኽብሮትን ሕውነታውን ሰላምታይ አቕርብ ። ደጊመ ከኣ በቲ በብዓቕምኹም ንህዝብኹም ክትብሉ እትገብርዎ ዘሎኹም ስራሕን ተወፋይነትን ናይ ልቢ ምስጋናይ ይብጻሕኩም። ነዛ ሓጻር መልእኽቲ ከስፍር ዝደረኸኒ እቲ ብብጾትና መርበብ ሲቪላዊ ማሕበራት ኤርትራውያን ኣብ ኤውሮጳ ዝተጻሕፈ ትዕዝብትታን

READ MORE

ከም ደለይቲ ጽቡቕን ሰናይን ፣ ዘለናዮ ኩነታት ቃልስናን  ኣከያይዳና ብምስትውዓል ብናተይ ኣተሓሳስባ አቲ ሓቀኛ ሰረት ቃልስና ኣይጀመርናዮን ኣለና በሃሊየ። እዚ ክብል ከለኹ ግን ኣነ ነጻ ኮይነ ንካልኦት ሙኹናን ዘይኮነንስ ኣካል ናቱ ሙኻነይ ከትምብሃልኩም እደሊ። ኣብ ከውሒ ዝተሰረተ ገዛ ንምህናጽ መሰረታዊ ለውጢ ከድለያና እዩ፣ ንሱ ንምግባር ከኣ ኣነ ኣካል ናቱ

READ MORE

ዓዋተ ዶት ኮም ብ 9 ምያዝያ 2012 ዓዋተ ዶት ኮም (ገዳብ ንይውስ) ኣንጻር ነፍሰን ሪሶርስስ ናይ ክሲ ስጉምቲ (class action lawsuits) ከም ዝተወስደ ጸብጺባ።[i] ስዒቡ ዝቐርብ ክሲ ንምድንጋር ገንዘባዊ ሰነዳት (securities) ዝምልከት ክሲ ኮይኑ ኣብ ክንዲ እቶም ኣብ ሞንጎ መጋቢት 28, 2011ን የካቲት 2012 አጠቓሊልካ ዘሎ ናይ

READ MORE