Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ደማሒን ማሕለኻታቱን! ቀዳማይ ክፋል፥ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣሓትን ኣሕዋትን፡ ብመጀመርያ ከተሓሳስቦ ዝደሊ ነገር እንተሎ፡ ንሕና ኤርትራውያን፡ ነዛ ብኢሳያስ ተተኺላ፡ ብእኡ ተኾስኲሳ፡ መርዛም ፍረኣ እናሃበት፡ መቐረት ህይወት ከሊኣትና ዘላ መርዛም ኦም ዓጭቀል ንምምሓው፡ ቅድም ቀዳድም ከምቲ ምስላ ኣቦታትና ዚብሎ “ገረብ ብሓኽላ” ስለ ዝኾነ፡ ንተኻሊኣን ኮስኳሲኣን ምምሓው ከም ዚግባኣና ኣቐዲመ

READ MORE

ናይ ታሪኽ ተምራመርቲ፤ ታሪኽ ክስነድ ወይ ክጸሓፍ ከሎ ንጸሓፊኡ እመስል እብሉዎ፤ እቲ ምንታይ’ሲ ተረኽቲ ንፍጻሜታት ብኣካል ተኻፈልቲ ኮይኖም ነቲ ዝተዓዘብዎ ብድሩት ተረድኦታቶም እገልጽዎ፤ ገሊኡ ድማ ንነገራት ናይ ምዝማድ ዓቕሚ ስለ ዘሎዎም ባዕላውን ውድዓውን ኩነታት ኣዛሚዶም እስንድዎ. ፤ ወይ ድማ ኮነ ኢልካ ታሪኽ ጠምዚዝካ ንረብሓኻ ከም

READ MORE

ክቡር ገዲም ተጋዳልይ ተስፋይ ተመንዎ፡ ንዝሃቦ መግለጺኡ፡ ብመጀመርያ ንተስፋይ ተመንዎ ብሂወቱ ጸኒሑ ዝሓልፈ ጸሊም ታሪኽ ጉዕዞ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ክገልጽ ምብቃዑ ከመስግኖ ይፈቱ። ካብ 1970 ብምፍላይ ናይ ሰልፊ ነጻነት ካብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትረ፡ ምሕዋስ ናብ ህዝባዊ ሓይልታትን፡ ቀጺሉ ናብ ህዝባዊ ግንባርን ከምይ ኢሉ ከም ዝተበጽሔ ስእላዊ መገለጺ ብምግላጹ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ክትሃድሙ ሓሲብኩም ኢሉ ኣብ ናቕፋ ኣሲሩዎም ዘሎ ብዙሓት ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ብለበዳ ሕማም ተጠቒዖም ክንሶም ግቡእ ሕክምናዊ ክንክን ብምስኣኖም ኣብ ኣስጋኢ ኩነታት ከምዝርከቡ ካብ ኤርትራ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። እቶም ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ መንደፈራ ንልዕሊ ክልተ ወርሒ ኣሲሩዎም ዝነበረ ‘ሞ፣

READ MORE

ካብ ዕለት 5 ክሳብ ዕለት 7 ሓምለ 2013 ብሓልዮት ጨናፍር ዞባ ኤውሮጳ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ከተማ ካስል ተኻይዱ፡፡ እዚ ብዙሕ ሰብ ክጽበዮ ዝጸንሔ ርክብ ፈስቲቫል ብኣዳለውቱ ዝነበሮ ትጽቢት ክንደየናይ ነቢሩ እንድዒ ብትዝብተይ ግን ጽቡቕን እኹል ተሳታፋይን ምንባሩ ኢዩ፡፡እቶም ብሓላፍነት እዚ ፈስቲቫል ብጽቡቕ ኩነታት ክሓልፈሎም

READ MORE

ሕ/ሰባዊ ንጥፈታት ብደቂ-ሰብ ከምዝዕመም መጠን፡ ውህሉል ፍጻመታት ውልቀ-ሰባት ተደሚሩ ኢዩ ሃገራውን ዓለማውን ታሪኻት ዝኾነልና። ኣብ ሃገርና ንኣብነት ብፍላይ ፖለቲካዊ ታሪኽና ብፈጸምቱ ደቂ-ሃገር ተዓሚሙስ ድሕሪ ከቢድ መስዋእቲ፡ ሃገርና ከምዓ ለማ ሃገር ኮይናትልና። እናሓደረ ዝተጋህደ ነገር እንተኣልዩ ግና ንወያ ዝተመነናያ ሃገር ዝፈታተን ተርእዮ ሰማይ ዓሪጉ። ሃገርና ብታ

READ MORE

ብበደዊን ሲናይ ጅሆ ተታሒዛ ዝነበረት፣ ኣብ ዝሓለፈ ሳምንቲ ምስኣ ተሓይሮም ዝነበሩ 5 ግዳያት ከምልጡ ኸለዉ ብዘይምዕዋታ ብሓለውታ ተታሒዛ ዝቐነየት ወጋሕታ ምሕረታኣብ ዝተባህለት ጓል 15 ዓመት ኤርትራዊት ትሕቲ ዕድመ፣ ሸኽ መሓመድ ዝተባህለ በደዊን ገባር-ሰናይ ምስቶም ሒዞማ ዝጸንሑ በደዊን ብዝገበሩዎ ምርድዳእ ነጻ ወጺኣ ከምዘላ ተፈሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ዜና

READ MORE

ሓድሽ ግንባር ዲፕሎማሲ ኣብዚ ቅንያት ዚ: መራሕ ናይ "ግንቦት ሸውዓተ" ዝተሰምየ: ሓደ ናይ ኢትዮጵያውያ ፓለቲካው ውድብ: ብዛዕባ ኣብ ሓንቲ ሃገር ምስ ራብዓይ ርእሱ ኮይኑ ዝገበሮ ናይ ስራሕ ዑደት ጸብጻብ እናሃበ እንከሎ: ድምጹ ተቐዲሑ ናብ መርበባት ሓበሬታ ስለዝለሓዀ: ትሕዝቶ ናይቲ ዘይተዓደምናዮ ምስጡር ኣኼባ ከም ሰብና ሰሚዕና:: እቲ

READ MORE

ምኽትል ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ዝነበረ፣ ኣቶ ነጋሽ ኣፈወርቂ፣ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ንስርዓት ህግደፍ ብወግዒ ራሕሪሑ ኣብ ነርወይ ፖለትካዊ ዑቕባ ሓቲቱ ከምዘሎ ተረጋጊጹ። ንልዕሊ 15 ዓመታት ኣብ ልዑል ጽፍሒ ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ዝሰርሐ ኣቶ ነጋሽ፣ ድሕሪ ሓጎስ ክሻ ዝለዓለ ተኣማንነት ከምዝዝነበሮ ይፍለጥ። በቲ ነጋሽ ዝወሰዶ ስጉምቲ ዝሰንበደ ሓጎስ

READ MORE

ታሪኽ እንታይ ኢዩ? ብዛዕባ ሓበሬታ ክንዛረብ ከለና ሓንቲ ሕቶ ኣልዒልና ኔርና። ንሳ ከኣ “ሓበሬታ መን የንቅሎ” ወይ “ሓበሬታ መን ይሰርሖ” እትብል ኢያ። እቲ መልሲ ድማ ኩሉ ህዋስ ወይ ህዋሳት ዘለዎ ሰብ ኢልና ኔርና። ኣብዚ ሕቶ’ዚ ምሁርን ዘይምህሩን፣ ንእሽቶን ዓብን፣ ምኩርን ዘይምኩርን ዝበሃል የብሉን። ስለዚ ብኣጠቓላሊ ዝኾነ

READ MORE

ንሱ’ዩ እቲ ሽግር *ነሳኢ ቅሳነት          *መንዛዒ፡ መንጣሊ ንሱ’ዩ እቲ ሲኦል ባዕሉ’ዩ ደልሃመት ንሱ’ዩ *ጒራቌን ዘንብረና ኣብ ድሕረት    *ፈንጠጋር፡ ጊንጢ፡ ስግንጢር፡ ህልኸኛ ሃገርና ብምልኩ ስኢንናላ መቐረት! ንሱ’ዩ እቲ ርጉም ዘይብሉ መራቒ ንሱ’ዩ እቲ ሕሰም ንሱውን’ዩ ጭንቂ ንሱ’ዩ *ሸንባቢ ሰኽራም ናይ ኣረቂ   *ሓጫጪ፡ በሽካዕላል ዚዛረብ ንሕስያ ዘይብሉ መላኺ ጨፍላቒ! ንሱ’ዩ ነጋዳይ ባዕሉውን ሓረስታይ ንሱ’ዩ እቲ በሃር ባዕሉውን *ሓነይታይ   *ኣንበሳ ወይ

READ MORE

መርበብ ሲቪላዊ ማሕበራት ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ባይቶ ዘለዎ ትዕዝብቲን መርገጺኡን ንመሪሕነት ኤርትራዊ ሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ባይቶ ብወግዒ ዘቕረቦ መዘክር በዚ ዝስዕብ ጽሑፍ ንህዝቢ ይገልጽ።

READ MORE

ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ጫፍ ኤርትራ፣ ኣብ ራስ-ዱሜራ ብ 2008 ኣብ መንጎ ኤርትራን ጅቡትን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ክልተ መዓልቲ ውግእ ብሰራዊት ጅቡቲ ተማሪኾም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ 19 ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ነበር፣ ስርዓት ህግደፍ ስለዝኸሓዶም ንልዕሊ 5 ዓመታት ሰንፈላል ኮይኖም ይሳቐዩ ምህላዎም ብምጥቃስ፣ ዝምልከቶም ኣህጉራውያን

READ MORE

ትማሊ ቀዳም ዕለት 29 ሰነ 2013 ካብ ፖሊቲካውን ብርገሳውን ውልቀስባትን ዝተሳትፍዎ  ሰፊሕ አኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ተሰላሲሉ፣እቲ አኼባ ኣገደስቲ እዋናውያን ሕቶታት ብኩነታት ሕዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፣ ብፍላይ ድማ በቲ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ካብ 25-28 ሓምለ 2013 ክግበር ተወሲኑ ንዘሎ ፈስቲቫል እንታይነቱን ዕላማኡን ንመንግስቲ ሽዊደን ንምግላጽን፣ ነቲ

READ MORE

በተን መዓልታዊ ሰሪሐየን ዚብለን ኣብ ሃገርን ህዝብን *ብሶላ ዘይብለን        *ኣሰር ዘይብለን ከምቲ ዚተለምደ ከደናግረለን ህዝቢ ተስፋ ጌሩ ክጸናናዓለን ኣብ ዕስራ ሰነውን ከይጃሃረለን ኣደታት ከንብዕ እናሓኸኸ ቁስለን ከርእየን ቀንዩ መስዋእቲ ናይ ደቀን! ህዝቢ ከይጸንዕ ረሲዑ ሓዘኑ ብጥልመት መላኺ እናሓርቀመ ኣስናኑ ዝነኣሱ ደቁ ከይሓቁፍ ቀሲኑ ዓመት መመላእታ ክነብዕ ቃዚኑ ብምሕደራ ህግደፍ ቅሳነት ስኢኑ! ንገድ ነጋዳይ ኢልካ ሓረስታይውን ሕረስ ብራህዋን ሃሴትን *እልበትና

READ MORE

መርበብ ሲቪላዊ ማሕበራት ብትዕዝብቱ ኣብ መስርሕ ምስረታ ኤባሃደለ ድሕሪኡን፡ ንዝተራእዩ ኩነታት ብነቐፌታዊ ዓይኒ ዝገምገመ ኣራሚ ሰነድ ብምድላዉ ብመገዲ መራኸቢ ብዙሓን ንህዝቢ ክዝርግሕ እዩ።   እቲ ኣብ መብዛሕቲአን ሃገራት ኤዉሮጳ ብዝመደበረን ሲቪላዊ ማሕበራት ዝቖመ መርበብ ሲቪላዊ ማሕበራት ኤርትራ ኣብ ኤዉሮጳ (NECS) ንዉጽኢት ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ

READ MORE

ምስልዩነት ካብ ገለ መዘክረ ጥንታዊ ቃላት ዝተለቅመ ኦሪታዊ ቃል ይጥዕም። ካብ ርሑቕ ድርብ ሞራልነትን ናይ ሓሶት ቅዱስነትን ንቡር ዝነበረሉ እዋን። ካብ ምምሳል ዝመንጨወ ቃል’ዩ። ኮነ ተባሂሉ ዝተሰርሐ ዒላማዊ ሓሶት እዩ። ሓሶትን ከም ኵሉ ሓሶት ከኣ ቀሻሺን ስለዝኾነ ድማ ኣቘምትን መራሕትን ሃይማኖታትን ሞራላውያንን ኣዓርዮም ይዅንንዎ። ክርስቶስ

READ MORE

ሓበሬታን ቴክኖሎጅን ኣብ ዝሓለፈ ፍርቂ ዘመን፣ ተክኖሎጂ ነቲ ኣብ መንጎ ሰባት ዝነበረ ናይ ሓበሬታ ዝምድናታት ቀይርዎ ኢዩ። ተክኖሎጂ ኣብ ብዙሕ ጽላታት እኳ ዓቢ ዝላ እንተኣምጸአ ብፍላይ ንሓበሬታ ዝምልከት ግን ኣዝዩ ገፊሕ ዝኾነ ፍልልያት ኢዩ ጌሩ። ኣዋርሕ ዝወስድ ዝነበረ መልእኽቲ ሎሚ ብሓንቲ ደቒቕ ይበጽሕ ኣሎ። ብፍላይ ድሕሪ

READ MORE

ቀዳም ምሸት 22 ሰነ 2013 ነቶም ሂወቶም ከፊሎም ናጻ ሃገር ዘርከቡና ጀጋኑ ስዉኣትና ንምዝካር፡ ኤርትራውያን ተቐማጦ በይ-ኤርያ ኣብ ለይክ መሪት ኦክላንድ ካሊፎርኒያ ሽምዓ ብምብራህ ዝኽሪ ሰማእታት ኣኽቢሮም። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/06/በይኤርያ_M.pdf"]

READ MORE

መዓልቲ ሰማእታት ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ተዘኪሩ ኤርትራውያን ነበርቲ ደቡብ ኣፍሪቃ ብ22 ሰነ ኣብ ፕሪቶርያ፡ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር ብምእካብ ንሓርበኛታት ሰማእታት ኤርትራ ዘኪሮም። ኣብቲ ብኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣውን መሰላትን (ኤምዲሰመ) ዝተወደበ ኣኼባ፡ ተሳተፍቲ ነቲ መዘና ኣልቦ  ምውፋይን ጅግንነትን ሓርበኛታት ኤርትራ ዘለዎም ኣድናቖት ገሊጾም። እንተኾነ ግን ክቡር

READ MORE

ኣብ ሲናይ፣ ዓሰርተታት ኣሽሓት ዶላራት ንክኸፍሉ ብበደዊን ከም ጅሆ ተታሒዞም፣ ክሳቐዩ ዝጸንሑ 4 ኤርትራውያን ካብቲ ተኣሲሮምሉ ዝጸንሑ ምስጢራዊ ምሕዩር ብምምላጥ ኣብ ትሕቲ ዑቕባ ሸኽ መሓመድ ይርከቡ ኣለዉ። እቶም ካብ ዓመጽ ነጋዶ ሰብ በደዊን ዘምለጡ ግዳያት፣- ሓበን ብርሃነ  - 14 ዓመት ባና መሓሪ - 18 ዓመት ምስግና ብርሃነ - 25

READ MORE

ኣብ ገማግም ሚድተራንያን ትርከብ ናይ ዞና ሊጉርያ ዋና ከተማ ዝኾነት ጆነቫ ኣብ ትበሃል ከተማ፡ናይቶም ኩሎም ኣብታ ከተማ ዚነብሩ ስደተናታት ህዝብታት ዓመት ዓመት ፌስትቫል ይካየድ'ዩ። እዚ ፌስትቫልዚ ባህላዊ ማለት ናይ ኣከዳድና፡ኣመጋግባ ( ኣሰራርሓ መግቢ ) ሙዚቃ፡ሳዕሳዒትን ካል ኦት ፍሉጣት ተጣበቕቲ መሰል ደቂ ሰባት፡ኣምንስት ኢንተርናሽል …

READ MORE

ዝኾነ ክርድኦ ከምዝኽእል፥ ግፍዕን ንዕቀትን እናተቐበለ ክነብር ዝደሊ ሰብ ኣሎ ክበሃል ኣይከኣልን። ከመይሲ ማይ ዝመልአ ዕትሮ ወይ ገንኢ መሊኡ ከምዝፈስስ፥ ሰብ ‘ውን ንዕቀትን ውርደትን ክበዝሖ ከሎ፥ ከም ኣድጊ ዝጸዓንዎ ስቕ ኢሉ ዝጸዓን ኣይኮነን።  ስለዝኾነ ‘ውን እቲ መስፈር ክመልእ ወይ እቲ ዓቐን ካብቲ ልክዕ ክሓልፍ ከሎ

READ MORE