Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

[caption id="attachment_11947" align="aligncenter" width="599"] Photo by Dan Connel[/caption] ካብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብን ዶባት ኤርትራ ሱዳንንን ብራሻይዳ ተጨውዮም ናብ በደዊን ሲናይ ድሕሪ ምሻጦም  ንሓያለ ኣዋርሕ  ከም ጅሆ ተታሒዞም ኣብቲ ኣሰቃቒ ምስጢራዊ ማሕዩር ሲናይ ዘስካሕክሕ ስቅያት ዘሕለፉ 9 ኤርትራውያን ዝርከቡዎም 12 ግዳያት ብዝተፈላለየ መንገዲ ድሒኖም ኣብ ትሕቲ ዑቕባ

READ MORE

ሃገረይ፣ ኣብቲ ንኡስ ዕድመይ ‘ክጋደል’ ኢለ በረኻ ክወጽእ ከለኹ፣ ሕማቕ ተማሃራይ ኣይነበርኩን። መምሃሪ’ውን ኣይሰኣንኩን። እኳ’ድኣ ልዕሊ መሓዙተይ ንፉዕ፣ ፈታው ትምህርትን ፈታው መጻሕፍትን ኢየ ነይረ። 1ይ 2ይ 3ይ ዲግሪ ሰቒለ፣ ዶክተር ፕሮፈሰር ምኾንኩ። ምስ ብርቱዕ ድርኺትን በሊሕ ኣእምሮን ኢየ ኣቋሪጸ። ሃገረይ - ምእንታኺ ኢየ ከርቲተ። ሕማቕ ሓረስታይ’ውን

READ MORE

ደሃዮም ሃበና! ኣንታ ገንሸል ህዝቢ ወዲ ዓሊ ጅግና ህዝብኻ ከተድሕን ንዓና ክሕሸና ሽዱሽተ ወርሕኻ ካብ ትፍለየና ከመይ ጸኒሑካ ናብራ ስውኣትና በል እስከ ተዛረብ ደሃዮም ሃበና? ናብራ ደቂ ህዝቢ ሞባእ ናይ ሓርነት ምስቲ ዓቢ ገንሸል ጽቡቕ ኣሎ ህይወት ብዋጋ መስዋእቶም ዝመጸት ናጽነት እምብዛ ሓዚኖም ክትቅየር ባርነት ሰላም ከሊኡዎም ዕረፍቲ ቅሳነት! ጀጋኑ ሰማእታት ከመይ ኢሎም ክቐስኑ ብግፍዕታት ምልኪ ህዝቦም

READ MORE

ኮማንዶ ናይ ስዊዝ! መንሽሮ ናይ ሃገር ሕማም ክፍውሱ ኮማንዶ ናይ ስዊዝ ግንባር እናፍረሱ ውሑዳት *ወይጦታት ሃገር ዘራኽሱ       *ንዑቓት፡ ዕላማኦም ዝኸሓዱ ስእሉ ኣንጠልጢሎም ክብሉ ንሕና ንሱ ኣብ መቓብር ሓዎም ሰቲ እናነስነሱ መጥፍኢ ሃገሮም *መስቴማ ይውድሱ!     *ሰይጣን *ሃሻታት ዓሲቡ ህዝቢ ንምትላል     *ብዛዕባ ነብሶም ጥራይ ዝሓስቡ ንጓይላን ጨፈራን እናበለ ፈስቲቫል ኣብዚ ዓዲ ፍትሒ ከይፍጽም ኣሽካዕላል ህግደፍ ከተባህርር ሰዓብቱ ብምድሃል ከም ኮማንዶ ስዊዝ

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ፖለቲካ ናይ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ፖለቲካ ቅልጡፍ ምቅይያር ክገብር’ዩ ጸኒሑ። ብፍላይ እቲ ምስ ኤርትራ ዝተኣሳሰር ሸነኻቱ ብናህሪ ክጐዓዝ ጸኒሑ። እቲ ዝያዳ ኣገዳሲ ድማ ተበግሶ ቀጠር ንሽምግልና ኤርትራን ኢትዮጵያን እዩ። ሀ. ተራ ቀጠር፡ ቀጠር ኣብ ጕዳያት ሰላም ማእከላይ ምብራቕ ይኹን ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትግደስ ካብ

READ MORE

ኢሰያስ ኣፍወርቂ ነቲ ብ21 ጥሪ 2013 ኣብ ፎርቶ ዝተፈጸመ ስርሒት ኣመልኪቱ ኣብ ተለቪዥን ኤርትራ ክዛረብ ምስ ሰማዕኩዎ፡ ሓርበኛ ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ ንኢሰያስን ሓበሬታን ኣመልኪቱ ዝሃቦ ቃለ ምስክርነት ተዘኪሩኒ። እቲ ሓርበኛ ምስ ሬድዮ ወጋሕታ ኣብ ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ፡ ኢሰያስ ካብ መጀመርያ 70ታት ኣትሒዙ ንሓበሬታ ብኸመይ ኣብ ውልቃዊ ረብሓኡ

READ MORE

ናጽነት ኤርትራ ፍረ 20 ሰነ መዓልቲ ስውኣት እያ፡፡ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ: ንኹሎም እቶም ንስለ ናጽነት ህይወቶም በጃ ዝኸፈሉ ጀጋኑና ብፍሉይ እንዝክረላ: መብጽዓና እነሓድሰላ: ክብርቲ ዕለት ስለ ዝኾነት፡፡ እቲ ምንታይ ጀጋኑና ንሞት እናተቐዳደሙ ግንባሮም እንተዘይህቡ፡ ኣነ ክሓልፍ ንስኻ ስዓብ ሕመረት መትከሎም እንተዘይ ገብሩ፡ 24

READ MORE

ሕብረት ኣፍሪቃ = ሕብረት መራሕቲ ኣፍሪቃ ዉድብ ሓድነት ኣፍሪቃ ከም ኣህጉራዊ ዉድብ ክምስረት ከሎ፣ ብዘገምታዊ ጉዕዞ ንብምልእታ ኣፍሪቃ ኣብ ትሕቲ ሓደ መንግስቲን ሓንቲ ባንዴራን ናይ ምጥርናፍ ዕላማ ነይርዎ። እዚ ሓሳብ’ዚ ክልሰ ሓሳባዊ ጥራይ ኮይኑ ተሪፉ እምበር ከም ሓሳብስ ኣመና ዓቢ ሓሳብ እዩ። ይኹን እምበር እቲ ዉድብ፣

READ MORE

ግዝያዊት ኣሰናዳኢት ሽማገለ 20 ሰኔ 2013፣ ኩላትና ኣብ ኦስሎን ከባቢ ኦስሎን እንርከብ ኤርትራውያን ንሰማዕታትና ሓሙስ 20 ሰኔ ኣብ ሓደ ቦታ ተረኺብና ብሓባር ሸምዓ ብምውላዕ ክንዝክሮም ጻውዕት ተቅርብ:: ብዚ ኣጋጣሚ ኣሰናዳኢት ሽማገለ ናይዛ ፍልይቲ ዕለት እዚኣ፣ ንኹሉ ዜጋ ነዚ ዝስዕብ ምሕጽንታ ተቅርብ:: ኩሉ ዜጋ ተሳታፊ ናይዛ ዕለት

READ MORE

                             ወይዘሮ ወርቅሃ ሃይሉን ዕስራ ሰነን።                             11-06-13። ጽዋኽን ጥዒሙስ ኣካን‘ዃ ደጋጊምናዮ ወይዘሮ ወርቅሃ! ኣቀራርባኽን ኣዘነታትዋኽ ኣዘራርባኽን ኮታኩሉ ነገርክን እንታይ ክወጾ። ዋላ‘ዃ ዘይተፈለጠ ምስጢርክን ኣይሃሉ ‘ደፋር ሓታቲት‘ እንተዘይተካልፈክን ካልእ ናይ ውሻጠኽን ሳርማ መቕናዕክናኣ!! ንመዋግዕትኽን  ኣይትሓዛላ! ከምኡ ኢዩ ዝገብር በትሪ ሓቂ። እምበር ትምቢተ-ቀጠፍቲ እናሓደረ ክጋለጽ እንከሎስ ከምኣ ኢያ። ሓዳርክን‘ዃ

READ MORE

ሓላፊ ጠቕላሊ ስታፍ ውሽጣዊ ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ዝነበረ ገዲም ተጋዳላይ ኮለኔል ስዩም ሃብተማርያም (ላጂን) ብውዲት ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ተሰሚሙ ከምዝተቐትለ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ማእሰርትን ጭውያን ሙኩራት ተጋደልቲ ምስ በዝሐ፣ “ተጋዳላይ ይጠፍእ ኣሎ፣ ኣካይዳና ጽቡቕ የለን፣ ሃገር ትህሰ ‘ላ” ኢሉ ድሕሪ ምዝራቡ፣ እቲ ኣብ ጽባሕ ምንቅስቓስ

READ MORE

ጽቡቕ ታሪኽ መዕለሊ ሕማቕ ታሪኽ መምሃሪ 2ይ ክፋል ታሪኽ ኩሉ ሓቂ ኣይኮነን ብዙሕ ግዜ ብዛዕባ ታሪኽ ክንዛረብ ከለና ኩሉ ዝተተረኸ ሓቂ ዝመስለና ብዙሓት ኢና። ብፍላይ ኣብ መጻሕፍቲ ከነንብቦ ወይ ድማ ኣብ ረድዮን ተለቪዥንን ክንሰምዖ ከለና “ሓቂ ዘይኮነ ኣይመጽእን ኢዩ” ኢልና ስለ እንሓስብ ግዲ ኾይኑ ብዘይ ጥርጥር ሓቂ ኢዩ

READ MORE

  ስርዓት ቀብሪ ናይ ኣደይ መብራት ሓጎስ ብረ ብዓልቲ ቤቶም ንኣቶ ኢሳቕ ያቆብ ኣደና መብራት ሓጎስ፡ ብምኽንያት ሕማም፡ ብዕለት 4 ሰነ 2013 ካብዛ ዓለም ስለ ዝተፈልየት ናይ ቀብራ ስነ-ስርዓት ከምዚ ቀጺሉ ዘሎ መደብ ኣውጺእና ምህላውና ንኹሉ ሰብና፡ መሓዙትና፡ ፈተውትናን ብትሕትና ንሕብር። ካብ ደቃን ብዓል-ቤታን 1.ፍትሓት: ረቡዕ 12 ሰነ

READ MORE

‘ምሳሕ በዓል ዓመት፡ ቀለብ ዓመት!’ “ርኢኻዮዶ ዝወደይ እቲ ኣብዛ ጐደና ሓርነት ዝቐነየ ብርሃን፡ ጓይላን ዳንኬራን?” በሉኒ’ቶም ቀይሕ ብዓል ሻም፡ ሽቤት፡ ግርማ ዕብየት ዘልበሶም ኣቦ፡ ነታ ኣብ ቅድሜና ጸላም ክትቅንጥጥ፡ ክርቢት ሸርጢጣ ሽምዓ ትውልዕ ዝነበረት ጓሎም ብጎቦ ዓይኖም እናጠመቱ። ‘እወ ርእየዮ ኣቦ፡ በዓል ናጽነት ብድምቀት ሓሊፉ!’ ምስ

READ MORE

ብመሠረቱ ክርአ ከሎ ቤተ-ክርስቲያን ቤት ጽድቅን ቅድስናን እያ። ስለ ዝኾነት ድማ ካብ ቅድስና ወጻኢ፥ ናይ ዝኾነ ዓለማዊ-ተግባር መጋበሪያ ኮይና ክትርከብ ፥ ምስቲ ብቕድስና ዝፍለጥ ዕላማኣ ዝሳነ ኣይኮነን። ኣብቲ ነዊሕ ዝኸይድ ታሪኻ እንተረኣና ግን፥ ብዙሕ ሓጎጽጎጽ ብዝነበሮ ከቢድ ፈተና ሓሊፋ ከምዝመጸት ኢና ክንርዳእ ንኽእል። ዘይተቐበለቶ ፈተና’ውን

READ MORE

ትርጉም ንቓፌታን ዓይነታት ንቓፌትን እኳ ዚፈላለ እንተኾነ፡ ብሓፈሻ ግን አብ ስራሕ፡ አብ ምትሕልላፍ ሓበሬታ፡ አብ ስነ-ምግባር፡ አብ አተሃናንጻ ዝምድናታት፡ አብ ፖለቲካዊ ትንታኔታት፡ አብ ዚቐርቡ ሓሳባት፡ አብ ስነ-ጥበብ ወዘተ ንዝግበሩ ጉድለታት ብዝመሰለካ ይኹን መርተዖታት ብምቕራብ ምእራም ማለት እዩ። ነቓፌታ ሃናጺ ወይ ኣዕናዊ ኪኸውን ይኽእል እዩ። ኮነ ኢልካ

READ MORE

ነቲ ኣብ ኣሜሪካ ዑደት ክገብር ዝቐነየ: ልኡኽ ምልኪ: ኣብ ሲያትል ዝተሓታ ሕቶ: ኣትላንታ ተደጊማትሉስ: ኣብ ዲሲ ተሰሊሳ ጥራሕ ዘይኮነ: ኣብ ራድዮ ዲሲ ተፈንያ:: ማዕረ ማዕረኡ ኣብ ኣውሮጳ ድማ: ቀዋሚ ልኡኽ ምልኪ ኣብ ብሪጣንያ ተመሳሳሊት ሕቶ: ብተመሳሳሊ ኣገባብ ክምልስ ተሰሚዑ :: እዚ ከም ናይ ኦሎምፒክ እተሳነየ ሓንባሲት (ሲንክሮናይዝድ

READ MORE

ብዘይ   ሕቶ   ርእይቶ ብበረኸት መንግስትኣብ! ብዘይ ሕቶ ርእይቶ፡ ዓቢ ምስ ንእሽቶ ንኹሉ ክንፍጽም መላኺ ዚሓቶ ሃገርና ክትመራሕ ብዘይ ቅዋም ባይቶ ንዘይሓልፍ *እልበት ህዝቢ ክምክቶ     *ሓሳረ መከራ ብመሬትን ባሕርን ክጠፍእ ንጽንቶ ህዝብና ኣባሪሩ ሃገርና ኪብሕቶ ናይዚ ግዕዙይ ስርዓት ኴንካ *ኣበካቶ!     *ጠበቓ (ብጥልያን) ህዝቢ እናተረግጸ ወትሩ ተሰቂቑ ሃንቀው እናበለ ሓርነት ናፊቑ ንቡር ሓሪሙዎ ከይነብር ማምዩቑ ህግደፍ ከሳቕዮ ብሓይሊ ጨፍሊቑ ስሙ እናወደስኩም መላኺ ሓንቂቑ! ውጹዕ ኣቤት

READ MORE

“ብኡኪ ዝነቐሰ ተለኩቱ ዝነበረ እዝኒ ህግደፍ ነቒዑ” ሕጂ ነቲ ነቒዑ ዘሎ ምቕራፍ ናይ ህዝቢ ጊደ የድልዮ።  ብግንቦት 24, 2013 ኣብ ዝተገብረ ዕውት ሰላምዊ ሰልፊ ኣንጻር ብውልቀ መላኺ ዝምራሕ ስርዓት ህግደፍን ናይ በለጽ ኣጣቓዕቱን ከም ተኻየደ ይፍለጥ። እቲ ንነዊሕ እዋን ፡ ድምጽን ኣውያትን ህዝቢ ኤርትራ፤ ንሰላምን ፍትሕን ከይሰምዕ

READ MORE

ጽቡቕ ታሪኽ መዕለሊ ሕማቕ ታሪኽ መምሃሪ Iይ ክፋል መእተዊ “ንኣብ ስልጣንካ ዝመጻካ ሰብ ክልተ ግዜ ቅተሎ። መጀመርታ ስግኡ ደሓር ከኣ መንፈሱ። እቲ ምንታይ ስግኡ ቀቲልካ መንፈሱ እንተደኣ ገዲፍካያ ሓደ መዓልቲ መንፈሱ ስጋ ለቢሳ ክትመጸካ ኢያ። ስለዚ ተጠንቀቕ!” እዛ ዕላማ እዚኣ ሓንቲ ካብተን ህሩፋት ስልጣን ወይ ድማ ውልቀ-መለኽቲ

READ MORE

HERE AND THERE By Fetsum Abraham Eritrean Press Statement Tuesday, 14 May 2013 07:13 | PDF Print E-mail Press Release - Press Release  shabait Eritrea Rejects Amnesty International's Wild Accusations “Eritrea rejects in the clearest of terms Amnesty International's wild accusations that  it has "jailed at least 10,000  political prisoners." Amnesty's    transparently    political     assault    on    Eritrea     is    totally unsubstantiated, with the  organization

READ MORE