Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ከም ወዲ ተምነዎ ኩሉ ዓቅሙ እንተዝሕጎም ታሪኽና ምሃብተመ "ንምጽናት ሓደ ሕዝቢ፡ እቲ ዝቀለለን ዕውትን ብልሓት፡ ታሪኹ ከምዘይፈልጥ ምግባር እዩ።"  ጆርጅ ኦርወል ፖለቲካዊ ምንቅስቃሳት ኤርትራውያን ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ፡ ሎም ብመንጽር ትማል፡ ብኣወዳድብኡን፡ ብቁጽሪ ብዝሒ ተሰላፊ ኣብ ክሊ ደለይቲ ለዊጢን: ኣብ ዝሓሸ ኹነታት ይርከብ። እቲ ምኽንያታት ብዙሕ እዩ። ንምትንታኑ

READ MORE

ስርዓት ህግደፍ ንመዓልቲ ናጽነት ኣመኽንዩ ኣብ ወጻኢ ኣብ ዘዳለዎ ናይ ፕሮፖጋንዳ ጽምብላት ንምስታፍ ዝለኣኾ፡ ውሩይ ደራፋይ ብሌን ኤልያስ መስመር መብራቱ ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ብምርሕራሕ ኣብ ስዊዘርላንድ ከምዝተሸርበ ምንጭታት ሓቢሮም። ስነጠበበኛ ኤልያስ መስመር፡ ኣብቲ ህግደፍ ዝሃቦ ተልእኾ ተሳቲፉ ሓንቲ ደርፊ ከይደረፈ እዩ ብቐዳም ካብቶም ምስኡ ዝመጹ ጉጅለ

READ MORE

ኣገናዕ ወዲ ህዝቢ! ዚኾነ ይኹን ስነ ጥበበኛ ኣብ ጎድኒ ህዝቢ ኪኸውን ባህርያዊ ጥራይ ዘይኮነስ ግዴታውን’ዩ። ምኽንያቱ፡ፍርያትካ ካብ ህዝቢ ናብ ህዝቢ ስለ ዚኾነ በቲ ኣብ ቅድሚ ዓንኻ ዚሳቐ ዘሎ ውጹዕ ህዝብኻ ብሓሶትኪትሽቅጥ ነውሪ ጥራይ ዘይኮነስ ዘሕፍርውን ስለ ዚኾነ! ስለዚ፡ ኤልያስ መስመር ወሲዱዎ ዘሎ ስጉምቲ፡እቲ ኪኸውን ዘለዎ ቅኑዕ ስጉምቲ’ዩ። ስለዚ፡ ኣገናዕ ወዲ ህዝቢ በሉዎ። ንሕናውን ወጽዓ ህዝቢ ኪንጻወሮስለ ዘይከኣልናን ሕልናናን ሞያናን ስለ ዘይፈቐደልናን ኢና’ምበር ህግደፍ ፈቲዩና ዘይኮነስ መጋበርያመታን ክገብረና ኢሉ ኡፉኡፍ እናበለና ኢና ራሕሪሕናዮ ኣብ ጎድኒ ፍትሕን ህዝብን ተሰሊፍና ዘለና። ድምጻውያን ኤርትራ ዓቢ ንእሽቶኹም ንስኻትኩም እኮ ጓሶት ህዝቢ ኢኹም ብምልኪ ክሳቐ ኣብ ማሕዩር ህዝብኹም ፍንጭራዕ ክትብሉ ልግዐኡ ሰቲኹም ብጓይላን ደበላን ተጥፍእዎ ኣለኹም! ህዝቢ ኣብ ቀይዲ ከሎ ከይዕንገል ሰሪሑ ንግሆ ምስ ቆረሰ ዘይረክብ ምስሑ ቆፎኡን መሶቡን እንከሎ ጥርሑ መዘምራን ህግደፍ ብሓሶት ክትረብሑ *ጦብያ ናይ መላኺ ኣብ መድረኽ ክትነፍሑ *ኣብ ዓለም ዘየሎ ኣእምሮ ዝቐረጾ ጽቡቕ ነገር ሽሻይ ኣሎ ትብሉ ከም ሑጻ ምብዝሑ! ንብዓት ማይ ወዲኡ ህዝቢ ደም ነቢዑ ኣእዛኑ ኣጽሚምኩሞ ከበሮ ክትወቕዑ ውሑዳት ሰብ ዕጫ በይንኹም ክትበልዑ ኣብ ጸላም እንከሎ ህዝቢ ተወጺዑ ብርሃን ኮይኑ ኢልኩሞ ባና ተወሊዑ! ካብ ሓደጋ ጥሜት ከድሕና ንነብሲ ንቑጽ ባኒ ኣብ *ውጩ ጠሚዑ ኪዃሲ *ብማይን ብበርበረን ጥራይ ዝስራሕ ጸብሒ ድኻታት ኣብታ መረበቱ ኣብ ጸላም የምሲ፡ ጐርዞ ግን ኣብ መድረኽ ምልኪ ክትውድሲ ሓሊፉሉ ኢልክዮ ሽሻይ ኮይኑ ራሕሲ! “ፍረ ጻማ ናይ ዓወት ትክክል’ዩ እቲ ዘረባ ጻማና’ዩ እዚ ራህዋ ንንበሮ ብዓጀባ ዘይውዳእ ሓጐስ ዘይረግፍ *ሕዮባ       *ጻዕዳ ዕምባባ ዘሎዎ ገረብ ትሃንና ነውጽእ ነኹድደሉ’ዚ ከብከባ!” ይብለና’ሎ ህግደፍ ብልሳን ኣባጊዕ ልብና ኣጐምጅዩ ቀልብና ኪዘርዕ ኣብ ጥሙይ ከብድና ከስዐና ከጉስዕ ተላሃዩ ኢሉና ክንዘልል ክንስዕስዕ! ድምጻውያን ሃገርና ሓቂታት ንገሩ ንውልቀ መላኺ ኣይትቀባጥሩ ደጊም ነቒሉ እዩ ናብታ መቓብሩ ብኣረጊት *ባልዋ ኣብ ራዕዲ ኣይትንበሩ   *ኣርሓ መፍለስ ከምቶም ሓርበኛታት ወትሩ ክትዝከሩ ህዝቢ’ዩ ነባሪ ምስ ህዝብኹም ሕበሩ! ስቓይና ክድምደም፡ ውድቀት ንጉጅለ ሕሰም! ካብ ሓውኹም መሲናስ 04-06-2013

READ MORE

ቪቫ ወዲ ኣፎም! እናፈለጡዎ *መቓፍር ምዃኑ  *ተንኮለኛ፡ ተካል ዚመጋብሩ ምሁራት’ዛ ሃገር *ቃቤላ ዘዕኑ  *ዓንዲ ማእከል፡ ጸዋር ኩሉ እናረኣዩዎ እወ ከጽንት ጀጋኑ ሃገራዊ ወኒ ዘይሰዓር ኮይኑ ንናጽነት ሃገር ዓጢቖም ኣብ ጎድኑ! ድሕሪ ናጽነትውን ቀጺሉ ቅንጸላ ህዝቢ እናታለለ ብዲጋ ብዒላ ዚጭበጥ ዚድህሰስ ዚቕመስ ዘይብላ ብሙዚቃን ከበሮን ብጣቒዒት ጓይላ ሓሊፉላ ሃገር ይብለና ማዕቢላ መከራን ሓዘንን ወላዲት ክኣኽላ ጀጋኑ ተንስኡ ዋልታ ክትኮኑላ! እምበር

READ MORE

መበገሲ ጽሑፈይ ብክልተ ገዳይም ተጋደልቲ ዝነበሩ፣ ተስፋይ ተምነዎን ኣድሓኖም ገረማርያምን ዝቐርብ ዘሎ በበይኑ ታሪኻዊ ኣገላልጻ ዝምልከት እዩ። ክልቲኦም ተጋደልቲ ብ 1972 ናብ ህዝባዊ ግንባር ብሓንቲ መዓልቲ ዝተሰለፉ እዮም። ኣብ ታሪኻዊ መግለጺኦም ዘሎ ፍልልዮም ብዘየገድስ፣ ንሃገራዊ ናጽነት ስለዝተቓለሱ ንእስነቶም ስለዝወፈዩ የኽብሮም። ኣነ ብ-1981 ስለዝተወለድኩ ብክልቲኦም ዝግለጽ ዘሎ

READ MORE

ኣብ ቤት ት/ቲ ጎዳይፍ ሻብዓይ ክፍሊ እናተመሃርና ኢዩ፡ መምህር ተስፋይ ናይ ታሪኽ ፍልጠቱ ንተመሃሮኡ ከሕልፍ ብዝነበሮ ልዑ ል ተገዳስነት፡ ንዘመነ-እምኒ፡ ማዕከላይ መዋእልን ካልእን ኣስተምሂሩ ኣብዛ ተጠቒሳ ዘላ ኣርእስቲ ምስ በጽሐ፡ ብሓጺር ኣገላልጻ “R enaissance means to born again“፡ ረነይሰንስ ማለት ዳገማይ ምውላድ ማለት ኢዩ“ ምስበለ

READ MORE

ፖለቲካ ኣፍሪቃን ማሕለኻታቱን መራሕቲ መንግስታት ኣፍሪቃ፡ ኣብቲ ብዙሕ ምድላዋት ዝተገብረሉን ኣብ ሓድሽ ህንጻ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተኻየደን ጽንብል መበል 50 ዓመት ምምስራት ዉድብ ሓድነት ኣፍሪቃ/ሕብረት ኣፍሪቃ ንምስታፍ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክዉሕዙ ድሕሪ ምቕናይ፡ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ነቲ ወርቃዊ ኢዮቤልዩ ብክብ ዝበለ ስነ ስርዓት ከም ዝጸንበልዎ ዝዝከር

READ MORE

ንህዝቢ ዘይውክል ክስጎግ ግድን’ዩ ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ፋሕ ኢልኩም ትርከቡ ኤርትራውያን ነገሩ ምኸሮ ምኸሮ እምቢ እንተበለ ግና መከራ ይምከሮ ኢዩ፡ ሎሚ ቅነ ኣብዛ ኣነን ካልኦትን ኤርትራውያን ንነብረላ ብቅዋምን ብህዝቢ ዝመረጾ መንግስትን ብስርዓተ ሕግን ትምሓደር ሃገረ ካናዳ፡ ንውልቀ መላኺ ኢሳይያስ ወኪሉ ኣብ ካናዳ ንኤርትራውያን ኣብ ምስላይን ሓድነቱ

READ MORE

እቲ ብኹቡር ደም ምዑት ኤርትራውን ኤርትራዊትን ዝተረጋገጸ ናጽነት ኤርትራ፣ በቲ ኣብ ትሕቲ ”ህዝባዊ ማዕበል ንድሕነት ሃገር” ዝብል መርሆ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ልክዕ መዓልቱ፡ ኣብ ዕለት 24.05.2013 ብዓቢ ድምቀት ተዘኪሩን ከቢሩን ውዒሉ።  ዕላማ ናይቲ ሰላማዊ ሰልፊ ድማ፣ መቓልሕ ድምጺ ናይቲ ኣብ ፈቐዶ ጎዳጉድቲ ናይ ህግደፍ

READ MORE

ባጊርነት! ክቡራትን ክቡራንን ኣንበብቲ፡ ኣቐድም ኣቢለ ማለት፡ ብዕለት 28-05-2013 ኣብ ትሕቲ “ግርማ ኣስመሮም” ዝብል ኣርእስቲ፡ እንታይነትን መንነትን ናይቲ ኣርፓፔ (ሊቀ ጳጳሳት) ዕሱባት መላኺ ብምዃን፡ ደበራ (ጽዩፍ ስራሕ) ዚፍጽም ዘሎ እልልድኩ (ሓኽሊ ድሙ) ኣምበሳደር ህግደፍ ኣቶ ግርማ ኣስመሮም ክንጸረለይ ሓቲተ ኔረ። ነዚ ሕቶ’ዚ ብእወታን ኣሉታን መልሲ ንዝሃብኩምንን

READ MORE

ሰንከልከል ወይጦታት ህግደፍ ኣብ ስታቫንገር ቅድሚ ሕጂ መጋበርያ ህግደፍ ዝኾነ ወዲ ገራህቱ ናብ ኖርወይ ኣብ ዝመጽኣሉ ግዜ ኣብ በርገን እቶም ካብ ኣርባዓ ዘይበዝሑ ኰራኵሩ እናተጸበዩዎ ከለዉ፡ ይትረፍ ኣኼባ ከካይድ ናብቲ ኣደራሽ ክኣቱ’ውን ኣይደፈረን። ህድማ ኣመሉ እዩ ስለ ዝኾነ ካብኡ ናብ ስታቫንገር ብምህዳም ኣኼባ ከካይድ ፈቲኑ። ኣብኡ’ውን

READ MORE

ካብ ዓይንና እተፈለየ ብጻይና ኣዚና እንፈትዎን እነኽብሮን ብጻይና ብርሃነ ኣስገዶም ብዝሓደሮ ሕማም ግንቦት 29/2013 ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ብርሃነ ኣስገዶም ካብ ኣቦኡ ኣቶ ኣስገዶም ገብረን ካብ ኣደኡ ወ/ሮ ሓዳስ ሓጎስን መስከረም 10/1955 ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ። ካልኣይ ደረጃ ትምህርቱ ኣብ ኣስመራ ምስ ወደአ፡ ኣብ የተቦሪ ቀጺሉዎ፡ ካብኡ ድማ

READ MORE

ኤርትራውያን ተቐማጦ ደቡብ ኣፍሪቃ መበል 22 መዓልቲ ናጽነት ጸንቢሎም፡ ቃልሶም ንዲሞክራስን ስብኣዊ መሰ ላትን ከሐይሉ ወሲኖም። ኤርትራውያን ተቀማጦ ደቡብ ኣፍሪቃ፥ ብቀዳም ዕለት 25 ግንቦት ኣብ ከተማ ፕሪቶሪያ ተረኺቦም መበል 22 መዓልቲ ናጽነቶም ጸንቢሎም። ኣብቲ ኣጋጣሚ፡ “በዓል ናጽነት ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን ንኽሰፍን፥ ስቕያት ህዝብና መዕለቢ

READ MORE

መጋርጃ ይቀንጠጥ 22፡ ማእዶ ምስ ዝሓብር፡ ኣንበሳ ይኣስር፡ መጋረጃ ይቅንጠጥ ኣኺሉ መዓልቱ ኤርትራውያን ንዛረብ መዓጹ ካብ ተኸፍቱ ክንደይሻዕ ኽንሕባእ ኣብ ቀሚሽ ክንኣቱ ይኣክል ናይ ብርዒ ይገለጽ ኣስማቱ። ማእዶ ምስ ሓበረ ኣንበሳ ኣሰረ ማእዶ ምስተበተነ በበይኑ ሓሰረ ማእዶ ተኣኪቡ ኣንበሳ ካብ ኣሰረ ዝሓበረ ዜጋ ነጻነት ኣዕተረ ሓቢሩ ክዛረብ ንዓለም ነገረ ቁምነገር ኣብሕብረት ኣምስከረ ዝሓበረ ህዝቢ ዝደለዮ ገበረ። ዓወት የለን

READ MORE

እዚ ኹሉ ደላይ ፍትሒ ዝኾነ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ኣብቲ ናይ ምሉእ ሃገራት ዓለም ፖለቲካ ዝኽወሰሉ ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ፡ ከምዚ ኢሉ ብሓባር ክስለፍን ክእከብን ምብቅዑ ዓቢ ዓወትን ጸጋን እዩ። ሓይልታት ለውጢ ካብ ኩሉ ኩርንዓት ኣሜሪካን ካናዳን መጺኦም፡ ብኣካል ዝራኸብሉን ዝላለይሉን ሃዋሁው ብምፍጣሩ ከኣ፡ ሓዲሽ ምዕራፍ ቃልሲ ይኸፍት

READ MORE

ጋዜጣ ኖርወይ ቨገ፡እነሆ ዘስካሕክሕ ኣብያተ ማእሰርቲ ኤርትራ ብዝብል ኣርእስቲ  ብ25 ግንቦት ኣብ ዘስፈረቶ ሰፊሕ ጽሑፍ፡ኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ ምልኪ ኢሳያስ ዘሕልፍዎ ዘለው ሂወት ኣብ ኤርትራ ዘለዋ ኣብያተ ማእሰርቲ ብካርታ ኣሰንያ ኣቕሪባቶ።ትርጉም ናይቲ ዓንቀጽ እነሆ። ኣቕረብቲ ስትያን ኢሰንትሮገር ምስ ዳን ኮረ ኢንገብረትሰን (ቨገ)ብመሰረት ሓበሬታ ኣምነስቲ፡ኤርትራ ብውሑዱ 10ሽሕ ሰባት ቀፊዳ

READ MORE

ቶሮንቶ--ሓደ ኤርትራዊ ዲፕሎማት ኣብ ቶሮንቶ ንኣህጉራዊ እገዳ ብምጥሓስ ንጨቓኒ ስርዓትን ሰራዊቱን ገንዘብ ከዋጽእ ስለዝሓዘቶ ካብ ሃገር ከተባርር ከምዝወሰነት ገሊጻ። መንግስቲ ካናዳ ብዝገበሮ መርመራ ሰመረ ገብረማርያም ዑቕባሚካኤል ዝተባህለ ቆንስል ካብ ኤርትራውያን ተቐማጦ ካናዳ ገንዘብ ክሽምጥጥ ከምዝጸንሐ ድሕሪ ምርግጋጽ ሎሚ ረቡዕ ንሃገሩ ክኸይድ ከምዝተኣዘዘ ተፈሊጡ። ስርዓት ኤርትራ ንከም ኣልሸባብ

READ MORE

ግርማ ኣስመሮም! ክቡራትን ክቡራንን ኤርትራውያን፡ እትፈልጡዎ ሓቀኛ ሓበሬታ ንደሊ ስለ ዘለና ምትሕብባርኩም ብትሕትና ንሓትት? እትህቡዎ ሓበሬታ፡ ብዛዕባ’ዚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ወኪል፡ እቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ድያብሎስ’ዩ ኪኸውን። ምኽንያቱ ንሱ፡ ኣርፓፔ (ሊቀ ጳጳሳት) ወከልቲ ህግደፍ ብሙዃን፡ ብቕዓት ጊላነቱ ንምርግጋጽን ኤርትራዊ መንነቱ ንምዕቃብን ዘይሕለል ጻዕሪ የካይድ ስለ

READ MORE

እዘን ክልተ ግጥሚ ብሐደ እዋን ምጽሓፈይ ጥራይ ዝሃብኩዎ ኣርስቲ ከይኮነ ንዓይ ዘገድሰኒ፣ ግዳስ እቲ መልእኽቲ ከመሓላልፎ ዝደለኹዎ ኣብ ተስፋን ኣብ ፍርሂ እቲ ተስፋ ከይጭወ ብዝተሰማዓኒ ውሽጣዊ ሻቕሎት ዝነቐለ ኢዩ። ከም ኩላህና ንርእዮ እቲ ስርዓት ህግደፍ ብኹሉ ሸነኹ ቀልጢፉ ይቡኽቡኽን ይገማማዕን አሎ። እዚ ከአ ባዕሉ ብዝፈጸሞ

READ MORE

ጽምብል 24 ጉንበት 2013 ኣብ  ትሕቲ ዝተፈላለየ  ጭርሖታት ክበዓል  ዝቐነየ  በዓል ነጻነት ኤርትራ  ኣብ ከተማ ሉጋኖ ስዊትዘርላንድ ውን ብክብ ዝበለ ጽምብል ተባዒሉ። ኣብቲ ንልዓል ንፍትሒ ብዝብል ቴማ ዝተባዕለ ጽምብል ዝተፈላለዩ ዕዱማት  ዘካተተ ኮይኑ፤ ከም ደቀንስትዮን  ንኣሽቱ መንእሰያትን ብውዳብኦም ዝተሳተፍሉን ብፍላይ ከኣ ሕብረ ብሄራትና ዘሳተፈ ብሓቀኛ ማሕበረ ኮም

READ MORE

መበል 22 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ላስቬጋስ  ብዕለት 22/05/2013 ብድምቐት ተባዒሉ ኣምስዩ።እቲ በደረጃ ኾሚኒቲይ ላስቬጋስ ዝተጸንበለ መዓልቲ ናጽነት ብመጀመርታ ብዝኽረ ሰማእታትን ብህጻናት ሃገራዊ መዝሙርን እዩ ተኸፊቱ።ቐጺሉ ብኣቦ-ወንበር ኮሚነትይ ላስቨጋስ ቓል መዓልቲ ናጽነት ተነቢቡ።ኣብቲ ዝተሓላለፈ መልእክቲ እንቓዕ ናብ መበል 22 መዓልቲ ናጽነት ኣብቓዓኹም ድሕሪ ምባል 

READ MORE