Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እቲ ካብ ዝተፈላለያ  ስቴትስ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ዝተፈላለያ ከተማታት ካናዳን፡ ኣሽሓት ኪሎሜተራት ተጓዒዞም ናብ ዋሺንግተን ዲሲ ብምምጻእ፡ ብምኽንያት መበል 22 ዕለተ ናጽነት ኤርትራ ካብ 24-25 ግንቦት “ህዝባዊ ማዕበን ንድሕነት ሃገር” ብዝብል ቴማ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ከካይዱዎ ዝቐነዩ፡ ሰላማዊ ሰልፍን ዋዕላን ዘጠቓለለ መደብ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን

READ MORE

http://www.youtube.com/watch?v=P43KoqyZakA&width=200&height=200 Adiam Haile, a determined Eritrean young woman born and raised in the US cries for freedom of the Eritrean people during the May 24th, Washington DC rally against the dictatorial regime in Eritrea. When she saw PFDJ supporters dancing waving Dictator Isaias Afewerki’s photo,  while

READ MORE

The Enigma of Political Philosophies: “Unified Struggle for Democracy” and “Compromise- Give and Take” _____________________________________ The current hot political debate, which has recently showered assenna website, attracts a lot of citizens to throw more gentle, constructive and disciplined comments on the flowing political philosophies generated mainly by Mr.

READ MORE

ካብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ካናዳን፡ ገሊኦም ኣሽሓት ማይላት፡ ንልዕሊ 5 ሰዓታት ተጓዒዞም ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ብምጕዓዝ፡ ኣብቲ ከም ኣካል ዝኽሪ ናጽነት ኤርትራ ዝተወደበ ሰላማዊ ዝልፊ ዝተሳተፉ፡ ኣስታት ክልተ ሽሕ ኤርትራውያን፡ ሓልዮት ህዝብን ሃገርን ዘንጸባርቕ፡ ሃገራዊ መንፈስ ዘለዓዕል ውዕዉዕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ብብዝሒ መንእሰያት፡

READ MORE

ለንደን፡ 21 ግንቦት 2013 (13 ግንቦት 2005 ዓ/ም/ግ) ዕለተ ናጽነት፡ ዕለተ ሓበንን ተስፋን ተሓድሶን ኤርትራውያን እያ  ክቡር ኤርትራዊ ዜጋ፡ ብመጀመርያ እንቛዕ ናብዛ ክብርቲ ዕለተ ናጽነትና ኣብጽሓና። ሎሚ’ውን ነዛ ክብርቲ ዕለት’ዚኣ፡ ሕዝብና ንለውጢ ጽሚእሉ ኣብዘሎን፣ ዜጋታት ብብዝሒ ንስደትን ኣብ መዓስከር ስደተኛታትን፡ ኣብ በደዊን ሲናን ወዲቖም ኣብዘለውሉን፤ ከምኡ እቲ

READ MORE

.........እዘን ኣብ ዓለም መወዳድርቲ ዘይተረኽቦ ጅግንነት ፈጺመን፡ ዘይሰዓር ዝመስል ዝነበረ ሓይሊ ጸላኢ ስዒረን፡ ተሰዊአን፡ ኣዝዩ ከቢድ ስንክልና ተቐቢለን ኣብ ስልጣን ኮፍ ዘበልኦ ጕጅለ ኢሳያስ፡ ኣብ ህልም ዝበለ ጸድፊ ደርቢዩወን። ንበዓል በርቂ ሓዊ ደብሶ ከም ዝብሃል ድማ በዓል ንግስቲ ተደራቢ ዕንወት ወሲኸናለን። ብወገነይ ነቲ ጕዳይ ካብ

READ MORE

ናይ ናጽነት በዓል አብ ከተማ ሊድሾፒን (Lidköping, Sweden) ብምትሕብባር ስምረት መንእሰያት ንድሕነርት ሃገር ምስ ኩሎም ደለይቲ ፍትሕን  ብሙኻን መበል 22 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ንቀዳም 25 ግንበት 2013 አብ ከተማ ሊድሾፒን ብኽብ ዝበለ ድምቀት ክኽበር  ስለዝኮነ ኩሉ ኤርትራዊ ብክብሪ ይዕደም::   ዕለት ፡                      ቀዳም 25 ግንበት 2013 ዝግበረሉ ቦታ፡

READ MORE

ደሞርክራስያዊ ለውጢ ዝጠልብ ሰላማዊ ሰልፊ  ሰላማዊ ሰልፊ ንድሕነት ሕዝቢ ኤርትራ! ዕለት፥ 24 ግንቦት 2013 ካብ ሰዓት 1.00  ክሳብ ሰዓት 5.00 ድሕሪ ቀትሪ ቦታ፥ ኣብ ቅድሚ ቤት መራሕ መንግሥቲ ዓባይ ብሪጣንያ፥ ጎደና ‘ዳውኒንግ ስትሪት’ ቍ. 10 ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ደቂ ሃገርና:- ኣዋሃሃድቲ እዚ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ነተን ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ: ኣብ

READ MORE

እቲ ብ21 ጥሪ 2013 ኣብ ፎርቶ ዝተኻየደ ምንቅስቓስ ሰራዊት ድሕሪ ምቝጻዩ፡ ብሪጋደር ጀነራል ኣብርሃ ካሳን፡ ሜጀር ጀነራል ፊሎጶስ ወልደየውሃንስን ተሰንዩ ናብ ሰራዊት ዑደታት ንኸካይድ ዝተገደደ፡ ምስ ኮለኔል ወዲ ዓሊ ነቲ ምንቅስቓስ ዝመርሕ ዝነበረ ‘ሞ ዝተታሕዘ ብሪጋደር ጀነራል ሳልሕ ዑስማን ናይ መጀመርያ ዑደቱ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረ

READ MORE

ገማግም ባሕርና ናይ ሃገርን ህዝብን እዩ ተባሂሉ ንዝኾነ ወጻእተኛ ይኹን ወዲ ሃገር ኣውፋሪ ንልዕሊ 20 ዓመታት ተሓሪምዎ ጸኒሑ’ዩ። ሕጂ ንሆቴላት መሬት ክወሃበኩም ስለዝተበሃሉ ኣብ ባጽዕ መሬት ንኽወሃቦም ከምኡ’ውን ኣብ ኣስመራ መሬት ተዋሂቦም ሆቴላት ንኽሰርሑ ዝሓቱን ዝሸባሸቡን ዘለዉ ውሑዳት፡ ኩሎም ተዓሽዮምን ተጋግዮምን ክበሃል ምስተኻእለ፡ ግና ዝበዝሑ

READ MORE

ጻውዒት ንሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ ህዝባዊ ማዕበል ንድሕነት ሃገር ከም መቀጸልታ ናይቲ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝካየድ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ ንዕለት 24 ግንቦት 2013  ዓቢ ሰለማዊ ሰልፊ ተዳልዩ ስለዘሎ ኩሉ ብህዝቡን ሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ክሳተፎ ብኽብሪ ይዕደም! ዕለት ዓርቢ 24 ግንቦት ሰዓት

READ MORE

ዲሞክራሲን ጻዕዳ ጣፍን እንታይ ኣራኸቦም ዝብል ሕቶ ኣብ ኣእምሮ ክመጽእ ስለ ዝኾነ ንኽገልጽ ኣንበብቲ ብጽሞና ንኽትካታተሉ ብትሕትና ይሓትት። ብመጀመርያ፡ ጻዕዳ ጣፍ ኣብ ከመይ ዝኣመሰል መርየት ይበቁል? እቲ ዝበለጸ እኳድኣ፡ ኣብ ጎልጎልዋልኻ ኽኸውን ከሎ እዩ። ዋልኻ ኮይኑውን ኣብ ኩርቢት ወይ ኣብ ኑኡስ ጎበታት ክበቁል ይኽእልዩ እንተኾነ ከምቲ ናይ ጎልጎል

READ MORE

ኣብቲ ስነስርዓት ቐብሪ ዝተነበ ሓጺር ታሪኽ ኣቶ ኣማረ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/05/Amare_Funeral.pdf"] አ

READ MORE

ንናጽነት ከም ቃል ወትሩ ኪጽውዖ ከምኡውን ብድምጺ እዝኑ እንክሰምዖ ኣዕጽምቱ ተሰይሩ ደሙ እንክኮዖ ዝሓለፈ *እልበት ጌና ከይረሰዖ            *ሓሰረ መከራ ከም ጸበል ኣጥዒሙ ህግደፍ ኪምንዝዖ ይኣክል ዘይብሉ መግዛእቲ ዘንብዖ! እግሩ ብሕዩሩ ኣፉ ብዕቡሱ ብመሬትን ባሕርን ደቁ እናበረሱ ናጽነቱ ከብዕል ህዝቢ ተሓጒሱ ዳስ ጓይላ ኪተክል ዳስ ሓዘን ኣፍሪሱ መሽካዕለልቲ ህግደፍ እኖዉ ይጉስጉሱ! ኣንታ’ዞም ዕሱባት ክንደይ ይጭክኑ ወላዲት ክሒዶም መላኺ ዝኣምኑ እናፈለጡዎ

READ MORE

ሎሚ ቀዳም 18 ግንቦት 2013 ኣብ ሰዓትት ቅድሚ ቀትሪ ብሚኪኤል እምባየ (ኣራንቺ) ዝተጻሕፈት   መመረቕታ  መጽሓፍ ድርሳነ ደም ብምዕሩግ ኣገባብ ተዛዚሙ፡፡ ኣብ ጽንብል መመረቕታ መጽሓፍ ድርሳነ ደም ብርክት ዝበሉ ዕዱማት ኣብ ርእሲ ምርካቦም ድምጻዊ ምሕረትኣብ ሚኪኤልን ወዲማማን ከምኡ ውን ገጣማይ መድሃኔ ነቲ ስነ ስርዓት ድምቀት  ዝወሰኹሉ ከዋኽብቲ

READ MORE