Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስርዓት ኢሳይያስ ኩሉ ሰብ፡ እንተላይ ዳይረክተር ጀነራላትን ኮሚሽነራትን ዝርከቡዎም ላዕለዎት ሓለፍቲ ናይቲ ስርዓት፡ ብረት ክዓጥቕ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ትእዛዝ፡ እንተላይ’ቶም ተጠቒሶም ዘለዉ ካብ ሚኒስተራት ሓደ ጽፍሒ ንታሕቲ ለጠቕ ኢሎም ዝርከቡ ላዕለዎት ሓለፍቲ፡ ወረቐት መንቀሳቐሲ ኪወሃቦም፡ ኪገሹ ኸለዉ ፍቓድ ክረኽቡ፡ ብክፖን ሃለኽቲ

READ MORE

ሰሚናር ኣብ ከተማ ማንቸስተር ብምክንያት መበል 22 በዓል ነጻነት ኤርትራ፡ ሓድነት መንእሰያት ኤርትራ ንደሞክራስያዊ ለዉጢ ዓባይ ማንቸስተር (UEYDC-GM) ንቀዳም ዕለት  01/06/2013  ካብ ሰዓት 3፡00 ድ. ቐ ዝጅምር ዓቢ ሰሚናር ኣዳልዩልኩም ኣሎ። እዚ ሰሚናር እዚ ን ህሉው ኩነታት ቓልሲ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ኢሰያስ ዝድህስስ ኮይኑ ኣብ ትሕቲ

READ MORE

ሰላምታይ ድሕሪ ምቕራብ እዚ ዝስዕብ ሓሳባት ከካፍለኩም ኣፍቅዱለይ። ኤርትራ ሃገርና ከም ሃገር ኣብ’ቲ ኣድማሳዊ ካርታ ዓለም ጉቡእ ቦትኣ ንኽትውንን፡ ካብ ንእስነቶም  ኣትሒዞም  ኣብ በረኻታት ኤርትራ  ከርተት ካብ ዝበሉ ናይ ሎሚ መራሕቲ ሃገረ ኤርትራ ኢኹም።  ስለዚ ከኣ ከም ኩሉ ብሃገሩ ዝሕበንን ዝግደስን ሃገራዊ እቲ ንናጽነት ኤርትራ

READ MORE

ድሓን ኩን ብጻይ ኣማረ 05/12/2013 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ደቂ ሰብ ነበርቲ ከምዘይኰንናስ ኩሉሳዕ ብሞት ክንዝመት ከለና ከይጠቐስና ሓሊፍና ኣይንፈልጥን። ኣብ ሂወትና ኣንጻር ኩሉ ዓይነት ዘጋጥመና ናይ ኣነባባር ወጥርታት ብውልቀ ይኹን ብሓባር ተቓሊስና ክንዕወት ከም እንኽእል ንዝቲ ኢና። ኣብ ዓለም ክሳዕ ዝሃለና ክኣ ተመኩሮና ንሱ ኢዩ። ብታሪኻዊ ዓይኒ፡ ሌላና ምስ

READ MORE

ህግደፍ መንደፍ ዋኒነ ኢሳይያስ ብምልኪ ዝኽየፍ ዕብድብድ ዘብሎ ናይ ስልጣን ሃነፍነፍ ቅሳነት መርዘኑ ደም ሰባት ዝውለፍ ሊቕነቱ ጸይቂ ዘይውድኦ ጽያፍ፡ ክሳብ መዓስ ሓሶት ሓቂ ‘ምሲልካ ሃተፍ ሕድርታት በሊዕካ ብሕድሪ ምልፍላፍ ናጽነት ኣብሪስካ ብናጽነት ዓዘፍ፡ ክንደይ ከ ይደፍር መልሓሱ ትቆለፍ ብኻ ሽንቲ ኮይኑ ብሽቓቕ ዝሓልፍ ብማይ በላ ‘ቢሉ ናብ ባሕሪ ዝምርቀፍ፡ ንሱ ኳ ነዊሑ ኣብ መከራ ገፈፍ በቋራጭ ከረውረው ብ’ምባሶይራ ህትፍ መን ‘ዩ በቒቑሉ ነቲ ተሎ ምጽዳፍ፡ ኣምላኽ ከ ‘ታይ ኮይኑ ፍርዱ ዘይጽሕፍ በዳሊ ቐጺዑ ውጹዕ

READ MORE

መሽካዕለልቲ ህግደፍ! ብመጀመርያ እንቛዕ ናብ መበል 22 ዓመት በዓል መሬታዊ ናጽነት ኣብቅዓና ክብል እፈቱ። ብምቕጻል፡ ብኣጋጣሚ’ዚ ዓቢ በዓል’ዚ ክብሎ ዝደሊ ነገር እንተሎ፡ ነቶም ጌና ብኣካልን ብኣተሓሳስባን ሓራ ዘይወጹ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ህግደፍ ዘለዉ ዜጋታትና፡ ሕውነታዊ ኣኽብሮተይ ብምቕዳም፡ ሓንቲ ሕቶ ክሓቶም ምፈተኹ። ብመጀመርያ ኣብዛ ህይወት ኣእላፍ ደቂ

READ MORE

ህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ቅሳነትን ካብ ዝስእን ኣማእት ዓመታት’ኳ እንተ ሓለፎ፡ ንኹሉ’ቲ ናይ ባዕዳውያን ገዛእቲ ግፍዕታት ድሕሪ ምጽዋርን ምምካትን ኣብታ ከም ብርኽቲ መዓልቲ ዝወሰዳ 24 ግንቦት ፈላሚ ናጽነቱ ኣስተማቒሩ። ከምቲ ኣቦታትና ዝብሉዎ፡ ዘይሓሰብካዮ ርኸብ ኣይመርገም ኣይምርቓ ከም ዝብሃል ግን እቲ ድሕሪ ናጽነት ዝቐጸለ ህይወቱ ካብ ሓዊ

READ MORE

ናይ ሓዘን መግለጺ ንተጋዳላይ ኣማረ ገብረማሪያም ድምጺ ጠፊኡና ድምጺ ዲሞክራሲ ዘይምሕር ዘይንሕፍ ዘየናሕሲ ዘርኢ ሰናይ ይግደፈልና ራሕሲ ኣቦ ጽጉም ዘይብሉ ኣባሲ፡ ሓይልና ኔሩ ብልቡ ስንቅና ኔሩ ብገንዘቡ ንቕሓትና ኔሩ ብሓሳቡ ኣቦይ’ዝጊ እንደሞ ሰናይና ጠሊቡ፡ ተስፋና ኔሩ ብዓል ራኢ ዋሕስና ኔሩ ተራታዒ ዕግበትና ኔሩ መተርንዒ እንታይሞ ‘ዛ ዓለም! እንድዒ፡ ሃገር ከውሕስ ብነጻነት ብሓርነት ከምኣ’ሉ ስለዘየዕረፈ ብኡነት ኣምላኽ ሰማይ ይቀበሎ ኣብ ገነት ጽንዓት ድማ

READ MORE

ናይሓዘንመግለጺ ብመስዋእቲ ብጻይናን ሓውናን ተጋዳላይ ኣማረ ገብረማርያም ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ብስም ውድብ ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ እናገለጽና፡ ንስዉእ ተጋዳላይ ኣማረ ገብረማርያም መንግስተ ሰማያት የዋርሶ፡ ንመላእ ስድራቤቱን ናይ መቓልስቱን ፈተውቱን ድማ ጽንዓት ይሃብኩም ንብል። ተጋዳላይን መምህርን ኣማረ ገብረማርያም ንልዕሊ ፍርቂ ዘመን ዝኣክል ኣብ ቃልሲ ከይሰልከየ፡ መጀመርያ ከም ተመሃራይ፡

READ MORE

ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ደንቨር- ኮሎራዶ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣብ ግንቦት (May) 21 2013፡ ካብ ሰዓት 11፡00 ቅድሚ ቀትሪ -- 2፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ምዕራባዊ ሸነኽ ናይ ካፒቶል (West steps of the Capitol) ኣንጻር`ቲ ኣብ ውሽጥን ኣብ ምድረ-በዳታት ሲናይን ዝወርድ ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ ክብሪ  ኤርትራውያን ዝምልከት ሰላማዊ

READ MORE

ኣብ ኢንተርነት ንዘዝወጸ ጸለመ፤ መሰረት ዘይብሉ ክሲን ስጊንጢር ትሕዝቶ ዘለዎ ጽሑፋትን ምምላስ ትርጉም ከም ዘይብሉ ርዱእ እዩ። እንተኾነ ግን ከምዚ ዓይነት ጽሑፋት ኣብ ኣእምሮ ገርሀኛታት ስንብራት ፈጢሩ ዘይተደልየ ምድንጋራት ክኸትል ስለዝኽእል ባይቶ ስ.ኤ.መ.ድ.ሃ ነቲ ኣብዚ ቀረባ እዋን ብሓደ ኣባል ዝተጻሕፈ ዘይሓላፍነታዊ ጽሑፍ ሓላፍነት ከም ዘይወስደሉ

READ MORE

ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኤርትራውያን ብሓይልታት ጸጥታ ሱዳን እናተገፉ ካብ 300-500 ፓውንድ ሱዳን ክኸፍሉ ይግደዱ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ካርቱም ሓቢሮም። መብዛሕትኡ እቲ ኣብ ካርቱም ዝካየድ ዘሎ ግፋ ኣብቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብጻዕቂ ዝርከቡሉ ሰሓፋ ከምኡ ‘ውን ጀረፊ ዝብሃል ቦታታት ኮይኑ፡ ኣብ ካርቱም ካርቱም፡ ሱዳን ብሓፈሻ ኤርትራውያን ተሸቝሪሮም ዝንቀሳቐሱሉ

READ MORE

በቲ ኣብ ኣስመራ እናገነነ ዝኸይድ ዘሎ ጭውያ ቆልዑ ዝተሻቐሉ ገለ ርእሰ-መማህራን መባእታ ኣብያተ ትምህርቲ ኣስመራ፡ ወለዲ ደቆም ናብ ትምህርቲ ኣብ ምፍናውን ምቅባልን ልዑል ጥንቃቐታት ከዘውትሩ ብደብዳበ ከምዘዘኻኸሩ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ኣብ ኣስመራ ምእንቲ ገንዘብ ሓያለ ቆልዑ ተጨውዮም ይጠፍኡ ብምህላዎም፡ “ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ” ዝብል ምልክታታት ፈቖዶ

READ MORE

መን እዩ ተጋዳላይ፧ መን እዩ ምሁር፧ መን እዩ ስዉአ፧ መን´ዩ ፧መን´ዩ፧ መን፧ መን……. ወርትግ ብዘይካ ምስ ነብሰይን ምስ ገለ ውሑዳትን  ምስ ብዙሓት ዘየሰማምዓኒ ነጥቢ።  እዞም ኣብ ልዕሊ ዝጠቀስኩዎም ሰለስተ ነጥቢ፣ ብዝያዳ ምስ ህሉው ኩነታትና ስለዝኸዱ’ምበር፣ መልሲ ወይ ቅኑዕ ግንዛቤ ዘድልዮም ጌጋ ተረድኦታት ብዙሓት እዮም። ንሎሚ

READ MORE

ቃልስና ንምልካዊ ስርዓት ምእላይ’ምበር ኣንጻር ሃገራዊ ክብርታትና ኣይኹን!              ካብ ሓደ ዓመት 3- መዓልታት ህዝባዊ በዓል እዩ። 10/ ግንቦት/2013 ዝኾነት ሃገር መምስ ጭቡጥ ኩነታት፣ ምስ ፍሉይ ታሪኻዊ ምዕባሌታት ዝሰማማዕ ናይ ገዛእ ርእሳ ፍሉያት ሃገራዊ በዓላት ኣለዋ። ንገለ ኣህጉራዊ በዓላት ድማ ተኽብር። ከም ኣብነት 08/ መጋቢት ኣህራዊ መዓልቲ

READ MORE

መግዛእቲ ድያብሎስ! ሳልሳይ ክፋል፥ እቲ ንዕስራን ክልተን ዓመታት ምሉእ፡ ብጃንዳ ህግደፍ ‘ድንግል ባሕሪ’ እናተባህለ ዝተዋጠየሉን ምስ ፍረኡ ኸሎ መኺኑን ዘሎ ባሕርናኸ ሰኣን ንህዝብን ሃገርን ዝሓሰብን ዝውፈን መንግስቲዶ ኣይኮነን’ዩ ክሳዕ ሎሚ ብድንግሉ ዝነብር ዘሎ!? ዋናታቱ ብጥምየት እናሃርበትና (ዝብላዕ ስኢንና እናኣህነፍነፍና) ምስ ስፍሪ ኣልቦ ሽሻዩ ከሎ፡ ኣዒንቱ ኣፍጢጡ ኪጥምተና

READ MORE

ኣህጉራዊ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ሎሚ 9 ግንቦት፡ድሕሪ 20 ዓመት ናጽነት ቀጥዒ ኣልቦ ጭቆና ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዘውጽኦ ዕላዊ መግለጺ፡ኣብያተ ማእሰርቲ ኤርትራ ብዘይክሲ ብዝተቐፈዱ ኣሽሓት እሱራት ፖለቲካ መሊአን ከምዘለዋን ብዙሓት ካብቶም ዝተኣስሩ ሃለዋቶም ከምዘይፍለጥን ሓቢሩ። ኣብ ኤርትራ ዝሓለፈ ክልተ ዓሰርተ ዓመታት ንመንግስቲ ዝነቐፉ፡ፖሊቲከኛታት፡ጋዜጠኛታት፡ኣባላት ዘይተመዝገባ ሃይማኖታትን፡ካብ

READ MORE

ኣንቱም ሰባት ክሳብ መዓስ ኢና ባዕልና ኣብ ዝፈጠርናዮ ሓሳብ ተሓቢእና ክንነብር፧ ንዑባ ሎምስ ምስ ነብስና ንተዓረቕ፥፥ ቅድሚ ዝኣገረ ምስ ነብስና ዕርቂ ንግበር፥ ንገዛእ ርእስና ካብቲ ባዕልና ዝነደቕናዮ ኳና ሓሳባት ወጺእና ምስቲ ሓቀኛ ኵውንነት ንራጸም እሞ ንዕኡ መኪትና ነብስና ካብ ሃለውሳ ሓራ ነውጽእ፥ ብድሕሪኡ ንህዝብና ሓራ

READ MORE

ብዮፍታሄ ወዲ ቀሺ ድሜጥሮስ ዝምራሕ ናይ ተዋሕዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ፣ ነቶም ናይ ፖለቲካ ጉልባብ መሳርሒኡ ፓትርያርክ ኢሉ ዘጠመቖም ኣባ ዲዮስቆሮስን ኣባ ሰላማን ኣባ ቀርሎስ እተባህሉ ጳጳሳት ጸሓፊኡ ሃብቶም ርእሶምን ኣሰንዩ፣ ኣብ እስራኤል ኣትዩ በቶም ናይ ኤምባሲ ኣባላቱን ሃሱሳት ቁጽራቱን ኣሰንዩ፣ ልዑል ምንቅስቓስን ምፍርራሕን ይገብሩ ኣለዉ። ነቶም

READ MORE

ኣብ ዝሓጸረ መዓልታት 'እቲ ካልእ ኵናት' ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ብተኸታታሊ ዝፍኖ መደብ መልስታት ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም ነቲ ብተስፋይ ተምነዎ ብራድዮ ወጋሕታ ክዝርጋሕ ዝጸንሐ ዝንቡዕ ታሪኽ ሰውራና ዝብድህ መግለጺ ብድምጺ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ EDP mahhta.net ሒዝናልኩም ክንቀርብ ስለዝኾና ብትሕትናን ብኣኽብሮትን ንዕድም።        

READ MORE