Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብዛዕባ <ዝበረቐ ጸሓይና ዝነገሰ ንጉስና> መእተዊ እዛ ሎሚ ኤርትራ ኢልና ንጽውዓ ሃገርን ህዝባን ካብ ነዊሕ ዘበናት ኣትሒዙ፡ ብፍላይ  እቲ ቀይሕ ባሕራዊ ገማግማን ክፋላት ከበሳን መታሕትን ካብ ሓደ ባዕዳዊ ገዛኢ ናብ’ቲ ካልእ እንዳተቈላለበት ክትመጽእ ዝጸንሐት ሃገር እያ። ገለ ካብ ኣካላ መረብ ምላሽ ተባሂሉ ብገዛእ ገዛእቱ ዝተመሓደረሉ እዋን ኔሩ

READ MORE

መግዛእቲ ድያብሎስ! ካልኣይ ክፋል፥ ትማሊ ቅድሚ ናጽነት፡ ማለት፡ ኣብ ግዜ ደርግ፡ ኣብዛ ሎሚ ዝኣረገ ኣበጀዲድ መሲላ ዘላ ውቅብቲ ከተማና ኣስመራ፡ ዝዓበናን ዝተማሃርናን ደቃ ነስተውዕል እንተሊና፡ ነዚ ሎሚ ንርከቦ ኣይንርከቦ፡ ሪጋ ተሰሪዕና እንጽበዮ ዘለና፡ ስኒ ዝሰብር ባኒ ወዲ ዓከር ህግደፍ፡ ምስቲ ሽዑ ብቁጽሪ ሰብ ዘይኮነ፡ ከም ድሌትና ብቀበሌ

READ MORE

                                      ሓርበኛ ኣይነብርን ኢዩ፡ ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ። ነዛ ናይ ዘመነ-ገድሊ ሓርበኛዊት ግጥሚ’ዚኣ ዶ ሰሚዕኩማ ትፈልጡ? እንተሰሚዕኩማ ክትደጋግምዋ ከምትብህጉ እመስለኒ። እንተዘይኮ ነ ከኣ ምንም ኣይተጋገኹምን። መድረኽ ምዕራፍ ስለዘለዎ እቲ ኣሕዋትኩም

READ MORE

ኣብ ዝኾነ ዓለም ዝርከብ ህዝቢ ንዝጎደሎ መሰላት ንምምላእ ናብርኡ ንምምሕያሽ፣ ወትሩ ዘየቓርጽ ናይ ወለዶታት መስርሕ ቃልሲ ስለዘካይድ ብባህርያቱ ሓደ ኣዩ። ፍልልዩ ናይ ሓንቲ ሃገር ፍሉይ ኩነታትን ዓይነት ስርዓትን ጥራይ እዩ። እቲ ሓደ ብቕዋምን ስርዓተ ሕግን ዝምራሕ፣ ልዕልና ሕጊ ዘንግስ፣ ደሞክራስያዊ መንግስቲ እዩ።  ግሉጽነትን ተሓታትነትን ዘለዎ ትካላዊ

READ MORE

ኣብ ቀዳም ካብ ሓደ ዓቢ ቤት ትምህርቲ: ሓደ ዓቢ ንህይውት ሰብ ዘድሓነ ስራሕ ፈጺምካ: ብዓቢ ማዕርግ እንተትምረቕ'ሞ: ሰኑይ ስራሕ ጀሚርካ: እዚ እቲ ዝነፍዐ ሰራሕተኛና ኢሎም ክንእዱኻን ክሽልሙኻን እንተዝውዕሉ: አብ ራብዕቲ ግና: ኣብ ሓሙስ እዚ ሰብዚ ካብዚ ስራሕና ይውጻኣልና ጥራሕ ዘይኮነስ: ሓንቲ ከይበደልካ: መሳርሕተይ ዝበልካዮም ሓስዮም

READ MORE

Reporters Without Borders / Reporters sans frontières (http://www.rsf.org) 3 May 2013 World Press Freedom Day Indictment Eritrea - Issaias Afeworki, president Born in February 1946, you grew up in Eritrea, got a university degree from Ethiopia’s University of Addis Ababa and then received political and military training in China. After 30

READ MORE

ኣንታ ፈቃር ኣቦ ለዋህ ብዓል ዓቕሊ ቀይሕን ጸሊምን ሕብሪ ዘይትፈሊ ንድኻን ሃብታምን ብማዕረ ትሓሊ ንስኻ እንከለኻ መዕቖቢ መጽለሊ ኣምልኹኒ ኢሉና እዚ ኣኼስ ብሓይሊ!?   ኩሉ ፈሊጡካ ንኣኻ ከምልኽ *ሃሌሉያ ኢለ ብስምካ ክሰብኽ          *ንኣምላኽ ኣመስግኑ እቲ እኩይ ፍጥረት ርክብና ኪበትኽ ይፍትነኒ ኣሎ ሕልናይ ከምክኽ!   ክቃለስ’የ ግና ክምክት ብዓቕመይ ብሓይሊ መንፈስካ ክሰግር ጸገመይ ስምካ እናጸዋዕኩ ከድምቕ

READ MORE

ፍሹል ኣኼባ ስርዓ ህግደፍ ኣብ ኦታዋ ካናዳ Ottawa, Canada        ሚያዚያ 29, 2013 ስርዓት ህግደፍ ብቀዳም ዕለት 27 ሚያዚያ 2013 ኣብ ከተማ ኦታዋ ካናዳ ፍሹል ናይ ሕሹኽሹኽ ኣኼባ ኣካይዶም። ስርዓት ህግደፍ ብምክትታል ናይ ደለይቲ ፍትሒ ተሸጊሩ ኣኼባታቱ ብቋንቋ ሕሹኽሹኽ ከካይድ ኣብ ዝግደደሉ ዘሎ እዋን ብተመሳሳሊ ሜላ ንኣባላቱ ኣቶ

READ MORE

ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ዕስራ ዓመት ኣብ ቁጠባ፡ፖለቲካ፡ማሕበራዊን ባህላውን መዳያት ቁልቁል ትወርድ ኣላ።ጠንቂ ናይዚ ድማ ብሕማም ስልጣን ዝተለኽፈ ኣካይዳ ኢሳያስን ጉጅለኡን ኢዩ፡፡ንኩሉ እቲ ኢሳያስ ዝተኸተሎ ሰራምን ኣዕናውን ኣካይዳ ንጎድኒ ገዲፍና ኣብ ዲፕሎማስያዊ መዳይ ዝፈጸሞ ዕንወት ምምልካት ንመጻኢ ምስ ካልኦት ሃገራት ኣብ ዝግበር ርክብ ብኢሳያስ ኣይውሰድን ዝበሃል

READ MORE

ኣህባይ ኣህባይ እካ እንተኾኑ ሎሚ ሎሚ እዋን ግን ነዚ ስም እዚ ክጻብእዎ ዝጀመሩ ይመስሉ። ካብዚ ዝተላዓለ ከኣ እዩ መስለኒ  ኣብቲ  ጸሊም ኣኻውሕ ናይ እቲ ሳዕራም ጎቦ መንጉዳ ንምእካብ ሓሳብ ዘንቀዱ።ኣኼብኦም ኣብቲ ዝሑል ናይ ክራማት እዋን እዩ ዝነበረ።መሬት ጠልን ሃምን ምስ ኮነ ንብለኩም፤ ጉጅለ ኣህባይ ደስታ

READ MORE

ኣብ ዕለት 05/24/2013 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ሰላማዊ ሰልፊ ንምግባር ደንበ ተቓውሞ ብዘይ ኣፈላላይ ምንቕስቓሳት ናይ መንእሰያት ውድባትን፡ ውልቐሰባትን፡ ምድላዋተን ኣጻፊፈን ኣለዋ። ዕላማ እዚ ሰላማዊ ሰልፊ እዚ ነቲ ኣብ ዓድና ዘሎ ወጽዓን ባርነትን መኸራን ናብ ዓለም ኣቤቱታ ንምስማዕ እዩ፡እቲ ንዓመታት ኣብ ኤርትራውያን ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን ስቓይን ኣብ

READ MORE

ብደለይቲ ለውጢ ኣብዛ ብመሪር ቃልስን መስዋእትን ደቂ ህዝቢ ናጻ ዝኾነት ኤርትራና ዝኾነ ይኹን ይዕበ ይንኣስ ፍጻሜታት ኣጋጢሙ ግቡእ መልሲ ኣይወሃቦን ኢዩ። እንተተዋህቦ እውን እቲ ጉዳይ ብቤላ-ቤለው ምስተገማደሐን ሰኣን ግቡእ ሓበሬታ ዝተፈላልየ ትርጉም ተዋሂቡዎ ጸቕጢ ምስፈጠረን ኢዩ። ዜጋታት ሓደ ህዝቢ ኣብ ሃገሮም ዝካየድ ይዕበ ይንኣስ ነገራት ኪፈልጡ

READ MORE

April 28, 2013 (KHARTOUM) - Eritrean women fleeing their country’s oppressive regime are increasingly finding themselves the repeat victim of abuse, exploitation and violence once outside their homeland, a new report by a women’s rights group has found. The report titled ‘Letters from Eritrea: Refugee Women

READ MORE

ዝወረዳ ኤርትራ! ህዝባ ናብ ሲናይ መሬታ ናብ “ወያናይ” ብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ንህዝቢ ኤርትራ ዝወርዶ ዘሎ ኣደራዕን ውርደትን መወከሲ መጻሕፍቲ ገበናት ሃሰስ ኢልካ ‘ውን መዳርግቲ ክትረኽበሉ ኣይትኽእልን። ካብዚ ኹሉ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ኢሳይያስ በዚ መጠን’ዚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈጸሞ ጥፍኣት፡ እቲ ብቐሊሉ ዝእመን ተርእዮ ከኣ፡ ከምዚ

READ MORE

እቲ ብስርሒት ፎርቶ ባህሪሩ “ሎሚ ዶ ጽባሕ” እናበለ ቀልባዕባዕ ዝብል ዘሎ ፍሹል ስርዓት ኢሳይያስ፡ ኣብ ስርሒት ፎርቶ 2013፡ ነተን ኣብ ጥርዚ ፎርቶ (ሚኒስትሪ ዜና) ተሰቒለን ዝዓረዳ ታንክታት ምንቅስቓስ ሰራዊት ወዲ ዓልን ብጾቱን፡ ብሞባይል ስኢልኩም ናብ ህዝቢ ዘርጊሕኩሞ ብዝብል ክሲ ን10 መዓልቲ ኣሲሩዎም ዝቐነየ ኣባላት ሚኒስትሪ

READ MORE

ካብ ውሽጥን ደገን ዝዝርጋሕ ዘሎ ሓበሬታ ዘጨነቖ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ከምቲ ብተደጋጋሚ ግዜ ዝገበሮ፡ ካብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣትሒዙ ‘ውን ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ናይ ሳይበር መጥቅዕቲ (cyber attack) የካይደላ ኣሎ። ነዚ ኩነታት’ዚ ኣብ ምክልኻል ስለእንርከብ ነቲ በብግዚኡ ዘጋጥመና ዘሎ ዕንቅፋት ክትርድኡልና ምስናይ ይቕሬታ ነዘኻኽር። ህላዊኡ ሰንኮፍ ምዃኑ ተፈሊጡዎ

READ MORE

ውልቀምልካዊ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ወደብ ዓሰብ ንቐጠር ብኽራይ ሂቡዎም ከምዘሎ፡ ኢትዮጵያ ድማ ብመንገዲ ቐጠር ኣገልግሎት ወደብ ክትጥቀም ምስጢራዊ ስምምዕ ተበጺሑ ምህላዉ ኣብ ኣስመራ ክናፈስ ዝጸንሐ ወረ ሕቅነት ከምዘለዎ፡ ካብ ገለ ሰበስልጣን ህግደፍ ዝመልቝ ዘሎ ሓበሬታ የዳምቖ’ሎ። በቲ ስምምዕ መሰረት፡ ሰራዊት ክልቲኡ ወገናት ካብቲ ከባቢ

READ MORE

ብሰንኪ ገስረጥ ምሕደራ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ኩሉ ነገራት ካብ ቁጽጽርን ስርዓትን ወጻኢ ኮይኑ ኣስመራ ሕጊ ኣልቦ እናኾነት ትኸይድ ከምዘላ ተቐማጦ ኣስመራ የማርሩ ኣለዉ። ሰበስልጣን ናይቲ ስርዓት ብግቦን ምጥፍፋእን ዘዋህለሉዎ ናቕፋ ናብ ዶላራት ክቕይሩ ይቀዳደሙ ብምህላዎም፡ ኣብቲ ኣብ ፈቖዶ ኣንጎሎ ብቕሉዕን ፍኑውን ዝካየድ ዘሎ ጸሊም ዕዳጋ ሓንቲ

READ MORE

ኤምባሲ ኖርወይ ኣብ ኣስመራ ጽባሕ ሰኑይ 29 ሚያዝያ ክዕጾ ምዃኑ ምንጭታት ንኤምባሲ ኖርወይ ኣብ ኤርትራ ብምጥቃስ ሓቢሮም። በዚ ምኽንያት’ዚ፡ ሰራሕተኛታት ኤምባሲ ኖርወይ ኣገልግሎት ንዝደልዩ ኤርትራውያን ፡ ካብዚ ዝተጠቕሰ ዕለት ስርሖም ደው ከብሎ ምዃኖም ብምሕባር ክመልሱዎም ከምዝቐነዩ ተፈሊጡ ‘ሎ። መንግስቲ ኖርወይ ናይ ኤርትራ ኤምባሲኡ ክዓጹ ከምዝወሰነ ኣብ ዝሓለፈ

READ MORE

 ህግደፍ ንስነጥበብ ሃገርና ከም ካልእ ዓውድታት ስነፍልጠት ይኹን ሞያ ጅሆ ሒዙዎ ነይሩን ኣሎን። ስነጥበብ ክብሃል ከሎ፡ ንስእሊ፡ ቅብኣ፡ ካይላ፡ ሙዚቃ፡ ተዋስኦ፡ ስነጽሑፍ ወዘተ ዝምልከት’ዩ። ህግሓኤ ኣብ ግዜ ቃልሲ ንስነጥበብ ንሓፋሽ ኣብ ምብርባርን ምንቕቃሕን ብኣድማዒ ይጥቀመሉ ከም ዝነበረ ነጋራይ ዘድልዮ ጕዳይ ኣይኮነን። ግንከ፡ ኣብ ዘመነ ገድሊ

READ MORE

ህግሓኤ ኣብ ዘበነ ገድሊ፡ ንደርግ ኣብ ሃይማኖታዊ ጕዳያት ኢዱ የእቱ ኣሎ እናበለ ይኸሶ ከም ዘይነበረ፡ ካብ ድሕሪ ናጽነት ጀሚሩ ኣብ ገዳማትን ቤተክርስትያናትን እናኣተወ ንህዝቢ ክከፋፍል ክፍትን ጸኒሑን ኣሎን። ብፍላይ ንብጹዕ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ምእሳሩ ድማ ብምእመናን ከም ሞባእ ዝወደቐ ገንዘብን ሽሞኣን ጽላላትን ምዝማት ከይኣኽሎ፡ ካድራቱ ናብ

READ MORE