Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣማውታ መሓመድ ሓጐስ መሓመድ ሓጐስ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ክነብር ዝጸንሐ ምሁርን በዓል ርእሰማልን ኮይኑ፡ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ናብታ ዝፈትዋ ሃገሩ ብምምላስ፡ ርእሰማሉን ፍልጠቱን ኣብተን ሽዑ ናብ ብሕታዊ ዋኒን ዝሰጋገራ ዝነበራ ፋብሪካታት መንግስቲ ከዋፍር ብምውሳን፡ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ከይበጻሕካ ተደኵና ንእትርከብ ፋብሪካ ኦሞን ሳሙናን ክዕድጋ ክኢሉ።

READ MORE

ጋዜጠኛ፡ ሰላም ወዲ ገበያ ወዲ ገበያ፡ ሓደርካ ዝሓወይ ጋዜጠኛ፡ እሞ ወዲ ገበያ፡ ብጸሎትዶ ክንጅምሮ ዕላልና? ወዲ ገበያ፡ ጽቡቕ ሕራይ፡ በስመ ኢሳያስ፡ ወወልደ ኣፈወርቂ፣ ወ ንጉሰ ሳሕለ ናቕፋ፡ ኣሜን! ኣብ ባጽዕ እትነብር መላኺ ስምካ ይወደስ መንግስትኻ ትጽናዕ፣ ፍቓድካ ከምቲ ኣብ ኤርትራ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገርውን ይኹን፣ እቲ ናይ ሓሶት ተስፋኻ ኣይተቋርጸልና ናይ ዕለት እንጌራና ብኩፖን ምዕዳል ኣይትኽላኣና፣ ካብ

READ MORE

ብኣሚር ባብክር ዒብዯላ ትርጉም፡ እድሪሳይ ሒወት ንዖልዒለም ትድፈን ትኸውን ሓቂ ግን ኩሉግዚ ኢያ ትበርቕ ራዜሚኺን ( ወንጀልን መቅጻዔቲን ብዶስቶቭስኪ) እዘኣ ናይቲ ዛወረዯኒ ሽግር ኩሉ ዙንታ ኢያ። ሕልናይ ክብሎ ዛዯሊ ምስክርነትን ዙንታን ብ዗ሕ ኢዩ። ዙንታይ ብዙዔባ ኣብ ትሕቲ መሬት ቤት ማእሰርቲ ሰለያ ኤርትራ ንሓዯ ወርሒ ምሉእ ምእሳረይን ምቕጥቃጠይን

READ MORE

ሰበስልጣን ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ነታ ኣብ ስዑዲዓረብ ዝነበረት ኣቐዲሞም ኢዶም ዝሃቡ ክልተ ኤርትራውያን ፓይሎት ናብ ስዑዲ ዝተሳገሩላ ነፋሪት ህግደፍ ንምምላስ ዝለኣኹዋ ፓይሎት ራህዋ ገብረክርስቶስ ንርእሳ ኢዳ ሂባ ምስ ራሕርሓቶም ናብ ኤርትራ ንሰበስልጣን ስዑዲ ንምትላል ዘካየዱዎ ፈተነ ከምዝፈሸለ ምንጭታት ኣረጋጊጾም። እቶም ነፋሪት ከምልሱ ዝሓሰቡዎ ፓይሎት ዝኸሰሩ መራሕቲ

READ MORE

(ካብ ኣባል ሓ/ም/ኤርትራ እንዳ ሚኒስተር) ሓድሽ ስትራተጂካዊ ውጥን ኢሳያስ ወታሃደራዊ ታዕሊም ሳዋ፡ ምዕጥር፡ ዊዓ፡ ኪሎማ፡ ሓሽፈራይ፡ ኣብ ልዕሊኡ ንሓዱሽ ስትራትጅካዊ ውጥን ዘንቀደ ዘርዚርካ ኣብ ዘይውዳእ ቦታ ዝካየድ ዘሎ ታዕሊማት ተኽለ ማንጁስ፡ ኮታ ብወታደራዊ ታዕሊምን ቤት ማእሰርታትን ዘዕለቕለቐት ኤርትራ ብምባል ጥራይ ምሕጻሩ ይሓይሽ፡፡ ዝበዝሑ ሜጀርን ብርጋዴርን ጀነራላት ቅድምን ድሕርን

READ MORE

ኣብ ካላኣይ ስሩዕ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ንጉዳይ ወተሃደራዊ ክንፍታት ብዝምልከት ዝተወሰነ ውሳኔ ኔሩ። እቲ ውሳኔ ድሕሪ ሓደ ወርሕን ፈረቓን ናይ ኩለን ወተሃደራዊ ክንፍታት ዘለወን ውድባት ሰሚናር ብምግባር ኣብ ምውህሃድ ወተሃደራዊ ክንፍታተን ዘተኮረ ምይይጥ ኣካይደን ብሓባር ከስርሕ ዝኽእል ተግባራዊ ውሳኔታት ምውሳን እዩ ኔሩ። ነዚ

READ MORE

ጅግና ተቓላሳይ ዶክተር በየነ ኪዳነ፡ ንህዝቡን ሃገሩን ብዘይሕለል ሉዕል ሃገራዊ ወኒኑ ፡ ካብ ተራ ኣባል ክሳብ ላዕለዋይ ጽፍሒ ሓላፍነት ተሽኪሙ፡ ክሳብ 1991ዓ.ምፈ.፡ ኣንጻር ባዕዳዊ መግዛእቲ፡ ድሕሪ ምርግጋጽ ልኡላውነት ሃገር ኤርትራ ካኣ፡ ኣብ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ግዝኣ ሕጊ፡ ፍትሒ ነጊሱ፣ ደሞክራሲያዊ ስርዓት ክተክልን ክዕምብብን፡ ከይታሓለል ኣንጻር

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ብወገን ኢትዮጵያ ዶብ ኪሰግሩ ረኺበዮም ንበሎም፡ ተድሮስ ተኽለ ከምኡ ውን የማነ መሓሪ ዝተባህሉ ክልተ ደቂ ዓዲ ዃላ ከምዝረሸነ፡ ካብ ሞት ኣምሊጡ ሓደ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተወ መኻይዶም ሓቢሩ። እቶም መንእሰያት ናብ 16 መጋቢት ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ኣብ ሸውዓተ ሩባ ዝተባህለ ቦታ እንዳዝማች ዑቕቢት እዮም

READ MORE

ሓበሬታ፥ ዝኸበርኩም ኣንበብቲ፡ ብመጀመርያ ነዚ ግጥሚ’ዚ ሕጂ ኪጽሕፍ ዝገደደኒ ነገር ክሕብር ፍቐዱለይ? እቲ ዕላማ፡ ነታ ህግደፍ ገበናቱ ንምሽፋን ኢሉ ‘ሓበሬታ ምሃብ ባህልና ኣይኮነን’ ዝብላ ቃል ንምብዳህ’ዩ። ስለዚ’የ ድማ ናይ ዝሓለፈ ኣብነትታት እናጠቐስኩ ኣቕሪበያ ዘለኹ’ሞ ግዜ ዘይምሕላወይን ዓቀን ናይዚ ግጥሚ ካብ ግቡእ ማለት ካብ ሸውዓተ ሸሞንተ ስታንሳ

READ MORE

ስለምንታይ? ናጽነት ዝጽበ ዝነበረ ህዝቢ ኤሪትራ ቀያሕቲ ደቁ ከፊሉ ረኺቡዋ ብሓጎስ እዉን ተሰራሲሩ። መስዋእቲ ደቁ ክንገሮ ከሎ ከኣ፡ ብደም መንድኣ ክትርከብ ብምባል ተደዓዒሱ። ኩሉ ግዜ 20 ሰነ ክትከውን ከላ ናይ ሓደ ኣቦ ዘረባ ይዝክር። ኣብ ከተማ ዓሰብ`ዩ፡ ወለዲ ስዉኣት ክርድኡ ከለዉ፡ ንሓደ ኣቦ ፡ ወዱ ከምዝተሰዉአ

READ MORE

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና "ህግደፍ" መበል 13 ክፋል ወኪላት ዜና ዞባታትን ናይ ስራሕ ብድሆታቶምን ኣብ ዞባታት ሃገርና ኩለን ሚኒስትሪታት ብደረጃ ጨናፍር ክዉከላ እንከለዋ ሚኒስትሪ ዜና ግን ብደረጃ ሓደ ንኡስ ኣሃዱ እዩ ዝውከል። ኣብያተ ጽሕፈት ናይተን ኣሃዱታት ኣብ ዋና ከተማታት ናይተን ዞባታት ዝቐዉም ኮይኑ ከከም ብዝሒ

READ MORE

ኣብ'ቲ ብዕለት 30 መጋቢት 2013 ቅ.ቀ ኣብ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ ዝተኸፍተ ሰሚናር፡ ብርክት ዝበሉ ካብ ኩለን ውድባትን ሲቪክ ማሕበራት ዝተዓደሙ ኣጋይሽ ተረኺቦሞ ኔሮም። ኣብ መኽፈቲ'ቲ ሰሚናር ቃል ዝሃበ ኣቶ ዮውሃንስ ኣስመላሽ፡ " ንተሳተፍቲ ሰሚናር እንቋዕ ድሓን መጻእኹም ድሕሪ ምባል፡ እዚ ሎሚ ንኸፍቶ ዘለና ሰሚናር ንሕና ከም ኣባላት

READ MORE

ብዕለት 05/04/13 ብሓላፊ ናይ ወጻኢ ዝምድናታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብጻይ ፍጻሓጼን ገብረ ክፉት ህዝባዊ ሰሚናር ተኻይዱ ።ትሕዝቶ ናይ ቲ ሰሚናር ሓፈሻዊ መደብ ዕዮ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ናይ ህልውን መጻእን ሰፊሕ መግለጺ ሂቡ።ኣብ መደብ ዕዮ ውድብ ተመርኩሱ ኣብ መጻኢት ሃገረ ኤርትራ ዝምልከት ምሕደራ፣ ኣድላይነት

READ MORE

  ኩሎም መሪሕነትን መሰረታትን ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብመስዋእቲ እቲ ፍርቂ ዕድሚኡ ብቀዳምነት ሃገራዊ ነጻነት ንምርግጋጽ፡ ድሒሩ’ውን ህዝብና ካብቲ ሕሱም መግዛእቲ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ተናጊፉ ብሰላምን ራህዋን ክነብር ልዕልነት ሕግን ፍትሕን ዝሰፈና ብልጽግትን ደሞክራስያዊትን ኤርትራ ንምውሓስ ክሳብ ዕለተ ዕረፍቱ ከይተሓለለ ዝተቓለሰ ዶክቶር በየነ ኪዳነ ዝተሰመዖም መሪር

READ MORE

By Fetsum Abraham//4/5/2013 From the diary  “The day was Friday February nineteen in 1936 when the infamous General Rodolfo Graziani Governor of Italian East Africa decided to celebrate the birth of the Prince of Naples in Addis Abeba at the ‘Genete Leul palace’ [during the brief Italian

READ MORE

                                      ሳልሳይ ክፋል                    ብርዒን ጥንሲ መናእሰያት ህግደፍ ጽሑፈይ ብሓንቲ ዋዛ ትመስል ሓሳብ እየ ክጅምሮ፡፡ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ሓደ ካብ ቀረባ ፈለጥየይ ዝኾነ ገዲም ጋዜጠኛ ሚኒስትሪ ዜና ዝነበረ ዘዕለለኒ ኢያ፡፡ ኣብ መጀመርያ ዓመታት

READ MORE

ህዝባዊ ማዕበል በይ-ኤርያ ንሰላማዊ ሰልፊ ዋ.ዲሲ ይዳሎ ብወልደየሱስ ዓንደማርያም ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም፡ ጎስጓስ ሽማግለ ንሰላማዊ ሰልፊ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፡ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ፡ ሰልፊ ዲሞክራሲ፡ ግንባር ድሕነት፡ ሳግም፡ ኣባላት ባይቶ፡ ኩሉ ኣብ ቃልሲ ተጸሚዱ ዘሎ ዜጋ ተረኺቡ። እቲ ቴማ ኣኼባ፡ በዚ ኣብ ሃገር ስደት ዝግበር ዘሎ

READ MORE

ሻሙናይ ክፋል፥ “ጸገም የለን ዝወደይ፡ ኣደይ ደኣ በለኒ። ካብ ሓወይ ክብል ወደይ ክብል’ዩ ዝቐለኒ። እንተ’ቲ ‘ምሕናቕ መንግስቲ’ ትብሎ ዘለኻ ግን፡ ንሕና እዚ ክንገብር ዓቕሚ እንተ ዝህልወና ነሩስ ክሳዕ ሎሚውን ገመድ ኣብ ክሳድና ኣንጠልጢልና ዓገግ ኣይምበልናን ነርና ዝወደይ! ቀደም ንሽግርና ኣንሂናዮ (ኣርሂናዮ) ምሃለና ነርና! እ? ሎሚ ሓሸአን

READ MORE

መራሒ ህግሓኤ፡ ካብ ጥንቲ ካብ ጥቅምቲ ኣትሒዙ ንሕጋዊ ኣሰራርሓ ምስ ተኣፈፎ እዩ። ድሕሪ ናጽነት’ውን ነቲ ተሳታፍነት ህዝቢ ነይሩዎ ተባሂሉ ብዙሕ ከበሮ ዝተደሰቐሉ ቅዋም ናብ ጐሓፍ ዝደርበዮ፡ ብዝሓለፈ ገበናተይ ክሕተት እኽእልየ ዝብል ራዕዲ ስለ ዝተዋሕጠ ከም ዝኾነ ናይ ኣደባባይ ምስጢር እዩ። ብዝኾነ፡ እዚ ደም ንጹሃት ዜጋታት

READ MORE

መስረት እዚ ቻርተር እዚ ካብ ክውንነት ሃገርናን ተሞክሮ ቃልስና ትማልን ሎሚን ኢዩ። ካብ መጻሕፍትን ናይ ካልኦት ፕሮግራማት ዝተቀድሔ ኣይኮነን። የግዳስ ንኹሉ ዝሓለፍናዮ ተሞክሮ መርሚሩ፡ ንህጹጽነት ኩነትታና ኣብ ግምት የእትዩ፡ ዝተሃንጸ ኢዩ። እዚ ቻርተር’ዚ ፈጹምን ዕጹምን ኸኣ ኣይኮነን። ንሓድሽ ሓሳባትን ተሞክሮታትን ክፉት ኢዩ። ካብ ግብራውን ካብ

READ MORE

ዓሊ ዓብዱ ካብ መን’ዩ ዝሕባእ ዘሎ ??? ወኪል ሚኒስትሪ ዜና ኮይኑ ዝሰርሕ ዝነበረ ዓሊ ዓብዱ በቲ ንሱ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ኣጸዋዉዓ ካብ “ዝኸድዕ”, በቲ ሚዛናዎ ኣጠማምታ ዘለዎ ሰብ ክኣ ኢዱ ካብ ደም ካብ ዝስሕብ,  ኣዋርሕ ቆጺሩሉ ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ምሕባእን ካብ መራኸቢ ቡዙሃን ኣብ ምኽዋልን መሪጹሉ

READ MORE