Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ናእሽቱ ደበና ኣብ ላዕሊ ከቢበን እንተ ዝሰምዓና እቲ ንዛረበን ጽሙእ ምረወየ ካብ ዓሚ ሎሚ ዘመን ኣትን ደመና ንዕነ ተኣከባ ዓዲ ከይተውዕላ ‘ዛራይት ሩባ ብጠመታክን ዓይኒ ኣይተረብርባ ናይ ካልኦት ዓለም ዘረር እናበላ እዘን ናታና ግን ላዕሊ ዝስቀላ ጸሓይ ድያ ንፋስ ትምንቀየን ዘላ ቕናት ደመናክን ኣበይ’ያ ጠፊኣ ነዊሕ’ኮ ጌራ እንካብ ዘይንሪኣ ቦታ’ዶ ቀይራ ግብርክን ጸሊኣ ንሳ እያ ኔራ ምሳክን

READ MORE

ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ኣል በሽር ኩሎም ናይ ፖለቲካ እሱራት ከምዝፍትሑ ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ ባይቶ ገሊጹ። ንሱ ብተወሳኺ ፡መንግስቲ ንሃገራዊ ዘተ ውፉይ ከምዝኾነ ሓቢሩ።ፕረዚደንት ኣልበሽር ሱዳን ሃዋህው ንናጽነትን ምኽባርን ናጽነት ሓሳብ ምግላጽን ውልቀሰባትን ጉጅለታትን ኣውሒሳ ኣላ ኢሉ።መንግስቲ ንዝኾነ ብዘይምግላል ምስ ኩሎም ፖለቲካውን ማሕበራውን ሓይልታት ርክባት ከምዝቕጽል ፕረዚደንት

READ MORE

ህግደፍ ንስነጥበብ ሃገርና ከም ካልእ ዓውድታት ስነፍልጠት ይኹን ሞያ ጅሆ ሒዙዎ ነይሩን ኣሎን። ስነጥበብ ክብሃል ከሎ፡ ንስእሊ፡ ቅብኣ፡ ካይላ፡ ሙዚቃ፡ ተዋስኦ፡ ስነጽሑፍ ወዘተ ዝምልከት’ዩ። ህግሓኤ ኣብ ግዜ ቃልሲ ንስነጥበብ ንሓፋሽ ኣብ ምብርባርን ምንቕቃሕን ብኣድማዒ ይጥቀመሉ ከም ዝነበረ ነጋራይ ዘድልዮ ጕዳይ ኣይኮነን። ግንከ፡ ኣብ ዘመነ ገድሊ

READ MORE

  ህግደፍ ሸቃጥ ኩሊት ብደቅ ሰብ ኣይትጻወት ተስፋማርያም ወ/ጎዮርጊስ 29/03/ 2013 Norway ረኻቢት መከራ ተካሊት ኣደ ውሉዳ ብህግደፍ ምስ ሰንበደ ናተይ ብዝበሎም ምስተዋረደ ኣብ ዘይፈጽጦ ዓዲ ሃጺሉ ኸደ ሽግሩ ከቃልል ኢሉ ዝተሰደደ መልኣከ ሞት ተቐቦሎ ዝገደደ ህግደፍ ዝወለዶ ሲናይ ዝዓረደ ኣድብዩ ተጸብዩ ብሴፍ ብጉራደ ናረአ እና ሰምዐ ብደዉ ተሓርደ   ወዳ ኣፋንያ ብልባ ዘይቀሰነት እንታይ ይካየድ ዘይፈለጥት ንኣምላኻ እናለመነት ብጸሎት ወዳ ክነብር ብሰላም

READ MORE

ፎርቶ! ብዓልቲ ጸጸራት 04/01/2013 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ፎርቶ ዓባይ ብዓልቲ ጸጸራት ትንቢት ዓወት መቓልሕ ብስራት ተስፋ ናይ መንእሰይ ወራስ ዓራት   ምስ ብጾተይ ቀደም ኣሲርክኒ ኣብ ሳልስቲ ዘይትጠቅም ባኒ ታሪኽ ተመሃራይ ትዝ ኢሉኒ   ዓውዲ ዝጸቐጥኪ ብዓንተቦ ከይንጠልም ክንኣስረልኪ ሽቦ ኣንጻር ጸላእትና ሳምቦ-ሳምቦ   ደቂ ፖሊተክኒክ ኣቱም ሸዊት ተመሃሮ ናይ ሽዑ ሰራዊት ባህር-ዳር ትመስክር ኢትዮጲያዊት   ንሰለሙን ዘብ-ዘብ ከነብሎ ምኒስተር ጃንሆይ ዕንኪላሎ ሓወብኡ ነዚ ሕጂ

READ MORE

ጉጅለ ህግዲፍ፡ 33ሚልዮን ናቕፋ ብምብኻን ኮራኹሩ ኣብ በዓል ሓሙሽተ ኮኸብ ሆቴል  ዝፍንጥዙሉ ኣኼባ ኣካይዱ።ኣብዚ ካብ ትማሊ ዓርቢ ክሳብ ጽባሕ ሰኑይ ኣብ ቢርሚንግሃም ሂልተን ሆተል ዝግበር ዳንኬራ ንነብስወከፍ ኩርኩር ንመዓልቲ ልዕሊ ዓሰርተ ሹዱሽተ ሽሕ(16,000 ናቕፋ)ከምዝተኸፍለ  ልኡኻት ድምጺ ረድዮ ኣሰና ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።ነዚ ብኽነት ብዝምልከት ብተለፎን ዘዘራረብናዮም

READ MORE

ጽባሕ ከይከልእዎም! ሻውዓይ ክፋል፥ “ሓይለዝጊ ዓርከይ፡ ምልኪ’ዩ እቲ ኣሲሩኩም ዘሎ ማሕዩር። ብፕሮፖጋንዳ ህግደፍ ኣዒንትኹም ዓዊሩ! ልብኹም ደንቊሩ! ዋላ ንሓንቲ ደቂቕውን ትኹን፡ ብርእስኹም ምሕሳብን ምግንዛብን ስኢንኩም፡ ዘዝተባህለ ጥራይ ክትደግሙ፡ ፓፓጋሎ ተቐይርኩም! በቃ! ክውንነት ርኢኹም፡ ሓቅን ሓሶትን ምምማይን ምምዝዛንን ስኢንኩም፡ ሸንኮለል ክትብሉ ትነብሩ ኣለኹም! ናይ ወፍሪውን ኣልዒልካ ኔርካ እመስለኒ

READ MORE

ጋዜጣ ጉጅለ ህግዲፍ(ሓዳስ ኤርትራ) ኣብ ናይ 28 መጋቢት ዜና ወጻኢ ብዛዕባ እቶም ኣብ ሲናይ ተጨውዮም ዝነበሩ ሓንቲ ኖርወጅያዊትን ሓደ እስራኤላውን ሓንጢጣ።ኣብቲ ዜና ተባሂሉ ዝሰፈረ ብስእሊ እቶም ክልተ ወጻእተኛታት ዝደመቐ ጽሑፍ እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ኣለዎ። ኣብ ምስሪ፡ምድረበዳ ሲናይ ብዕጡቓት ተጨውዮም ዝጸንሑ ሓደ እስራኤላውን ሓንቲ ኖርወጅያዊትን ተለቒቖም።እቶም እስራኤላውያን

READ MORE

“The UN Resolution on the future of Eritrea constitutes one of the most outstanding and constructive experiments which the UN has undertaken throughout the world.”   UN Commissioner Eduardo Anze Matenzo, 10-4951 እንግሊዝን ጥልያንን ኣብ ግምባር ጥንኩለሓስ ትኹስትር ቀንዮም “3120 ጥልያን ክሳብ 9000 ዓሳኽር ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን፡ ከምኡ’ውን

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነታ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ ካፕቴን ዮናስ ወልደኣብ ከምኡ ‘ውን መኮነን ደበሳይ ዝተባህሉ ክልተ መራሕታ (ፓይሎታት) ዝጨወዩዋ ሞ፡ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዑቕባ ድሕሪ ምሕታቶም ንሓያለ ኣዋርሕ ኣብ ስዑዲ ዓረብ እትርከብ  IAI 1125  ዝዓይነታ ናይ VIP ነፋሪት ናብ ኤርትራ ክትመልሳ ዝለኣኻ፡ ራህዋ ገብረክርስቶስ ዝተባህለት

READ MORE

ጸብጻብ ዕዉት ሰልፊ ደለይቲ ፍትሒ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ሂልተን ኢንተርናሺናል፡ በርሚንግሃም እቲ ርእሰ ምትእምማን ኣጥፊኡ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ጥራይ ዘይኮነ እንተላይ ኣብ ወጻኢ ናብ ደባይ ተቐይሩ፡ ንኹሉ ውራዩ ብክቱር ፍርሒ ተሽቝሪሩ ዘሕልፎ ዘሎ ቀባሪ ናፊቑ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ናይ YPFDJ (ኩርኩር ህግደፍ) 9ይ

READ MORE

ኣብ ናቕፋ ቤ/ት ካድር ጀነራል ስብሓት ዘቕርቦ ሰፊሕ ለክቸር ኣሎ፡፡ ካብ ኣስተምህሮታቱ ገለ ጥቕስታቱ “ምትእስሳርን ሓድነትን ሰለስተ ዓበይቲ ሃገራዊ ኣዕኑድ፡፡” ብምባል ማዕረ Three Angle ስIሉ ኣብ ሰለስቲAን ጫፋት ህዝቢ፡ ሰራዊት፡ መንግስቲ፡ የቕምጥ እሞ ነታ ሰለስተ ዝመኣዝና ማዕረ ኣንግል ጠጠው ዘብልዋ እዞም ሰለስተ የዕኑድ እዮም ብምባል እዩ ሓሳቡ ዝገልጽ፡፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/03/Three-Angls.pdf"]  

READ MORE

ኣብዚ ቀረባ ማዓልታት ብመንእሰያት ህግደፍ ዝፍለጡ ጉጅለ ብወኪል ስርዓት ህግደፍ ተቀይሶም ኣብ ከተማ በርሚንግሃም ተኣኪቦም ኣለዉ። ኤርትራዉያን ተኣኪቦም ብዛዓባ ሃገሮም ክዝትዮ ሰናይ ኔሩ፣ እንተኾነ ስለምንያት? ምስ መን? እንታይ ንምርካብ? ናበይ ንምብጻሕ? እንታይ መልእኽቲ ንምምሕልላፍ ወዘተ ዝብሉ ሕቶታት ምስ ትሓትት ግን ብዙሕ ዘሰክፍ ነጥብታት ይራኣዩኻ። እዚ ምስሉይ

READ MORE

  ኣታ ቀልጡፉናንዶ!   ኣታ ቀልጥፉናንዶ ተለዓሉ! ኣድሕኑና ካብ ተዃሉ!   ሰሚዕና ጅግንነት ወዲ ዓሊ ተግባሩ ፎርቶ ደይቡ ሓርነት ምብሳሩ ‘እሱራት ይፈትሑ! ቅዋም ይተግበር!’ ኢሉ ኩሉ ሰሚዑዎ’ቲ ጽቡቕ ፋሉ   ተቐቢሉዎ ህዝቢ ኣብ ዘዘለዎ ኮይኑ ተስፋ ሓርነት ሰኒቑ ተሓቢኑ ርእሱ ከቕንዕ ጀሚሩ ክቕንጠጥ ዝጀመረ መሲሉዎ ስቓይ ጾሩ   ህዝብና ከይነብር ንሰማይ ኣንቃዕሪሩ ኾልዑዎ ጅግንነት ወዲ ዓሊ ተግባሩ ወዲ ዓሊ ኹኑ ወይ ወዲ ዓሊ

READ MORE

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና "ህግደፍ" መበል 12 ክፋል ዓሊ ዓብዱ፦ ሕቶ ጀበርቲ ንዘይቅበል ጉጅለ ዘገልገለ ተወላዲ ጀበርቲ ድሕሪ ምእዋጅ ወግዓዊ ናጽነት ኤርትራ፤ ኣብ 1994 ናይ ብሄር ሕቶ ብምልዓል ሕቶኦም ናብ ናይ ሽዑ ግዝያዊ መንግስቲ ኤርትራ ዘቕረቡ ዓበይቲ ዓዲ ጀበርቲ እንታይ ከም ዘጓነፎም ዘይንፈልጥ ወይ ዘይሰማዕና ንህሉ

READ MORE

ካብታ ማሙቕ ቤትና በረኻ ወጺእና ህይወትና ወፊና ናጽነት ኣምጺእና ክንዲ ዝሓልፈልና ድኽነት ቀቢርና ብኩፖን ክንምጽወት ሪጋ ተሰሪዕና ፍረ ጻማናድዩ ዓስቢ ሓርነትና!? ምኩሓት ገጢምና ምስ ምዕቡል ኣጽዋሮም ሓደ ድሕሪ ሓደ ኣምኪንና ወራሮም በብዝመጹዎ ጸፊዕና ክንስዕሮም ሞይቶም እናበሉና ተንሲእና ክንቀብሮም መስዋእቲ ከፊልና ስልጣን ከነሕኹሮም *ፈንኪና ረሲዖም’ዞም ጠለምቲ ሕድሮም!?       *ኢድ ምምላስ፡ ጽቡቕ ምፍዳይ፡ ንዝገበልካ ምግባር ክቡርን ሕፉርን ኤርትራዊ ዜጋ ልቡ

READ MORE

ጽባሕ ከይከልእዎም! ሻዱሻይ ክፋል፥ “እዋእ! ሓይለእዝጊ፡ ከመይ ማለትካ’ዩ? ኩነታት ሃገርካስ ብቲቪ ኤረ ጥራይ ኢኻ ትከታተሎ ማለትካ? በቃ ሕማቕን ጽቡቕን ሃገርካስ ኤሪ ቲቪ ጥራይ ኢኻ ክትነግረካ ትጽበ?” ተገምጢሉ ሓተቶ እቲ ዓርኩ። “ብምንታይ ደኣ ኪትከታተሎ ደሊኻ’ሞ? በዛ ካብ ኢትዮጵያ ትፍኖ ዘላ ናይ ሃሱሳት ተለቪዥን!? ብዘይካ ሕማቕ ጽቡቕ ናይ ሃገር ይኹን

READ MORE

     ብርዒን ጥንሲ መናእሰያት ህግደፍ ቀዲመ ኣብዚ ዝሓለፈ ሓደ ሰሙን ጠፊእካ ብምባል ዝሰደድኩምለይ መልእኽትን ምትብባዕን ብልቢ የመስግነኩም፡፡ ብዛዕባ እታ ነዊሕ ግዜን ጻዕርን ዝገበርኩላን ዝሓለፋን መጽሓፍ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ክዝርጋሓ እየ፡፡ መጽሓፍ ናብ ማሕተም ከተእቱው ብጣዕሚ ከቢድ ኢዩ፡፡ እሞ ድማ ኣብ ከምዚ ኣነ ዘለኹዎ ናይ ስደት

READ MORE

"ኣብ ልዕሊ ሰባት ብጥበብ ዝተሰነየን ቀጻሊን ፕሮፖጋንዳ ብምክያድ ንመንግስተ-ሰማይ ከም ገሃነም እሳት ከምዝርእይዎ ይከኣል እዩ ከምኡ እውን ብኣንጻሩ፡ነቲ ኣዝዩ ዝኸፍአ ሂወት ከም መንግስተ-ሰማይ ይርእይዎ።ሰባት ዘይምሕሳቦም ንመንግስታት ጽቡቕ ዕድል ኢዩ።” ሂትለር ነዚ ዝጸሓፈ እቲ ሚልዮናት ዘህለቐ ፋሽስት ኣዶልፍ ሂትለር ኢዩ፡፡ንሱ ብተወሳኺ እቲ ንመንእሰያት ንበይኑ ዝወነነ ንረብሓ መጻኢኡ የረጋግጽ

READ MORE

ንኹሉ ኣብ ደምበ ተቓዉሞ ዝርከብ ውድባት ሰልፍታት ሲቪክ ማሕበራትን ክቡራት ተቓወምቲ፡ ኣብ ስደት ዝርከብ ኤርትራዊ፡ ድምጺ ፎርቶን ጠለባቱን ምስ ሰምዐ፡ ሽዑ ንሽዑ፡ ተቐቢሉ ብጻያዊ መልሲ-ተግባር ሂቡ እዩ። ደገፉ ክገልጽ ብሓባር ሰሚሩ ኣብ ጽርጊያታት ፈሲሱ። ኮይኑ ኸኣ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከብ ተቓላሳይ ዜጋ፡ “ፎርቶ ኣስሚራትና ኣላ፡ ብኣኣ ንቐጽል” ክብል

READ MORE

ባሻይ ኣብራሃ በራኺ ካብ ኣቦኦም ባሕሪ ነጋሲ በራኺ ጋርዛን ካብ ኣደኦም ወይዘሮ ጽጋይ ተኽሉን ኣብ ወርሒ ሓምለ 1906 ዓ.ም. ኣብ ዓዶም ባምቡቆ ሎጎ ጭዋ ተወልዱ። ብንእስነቶም ድማ ኣብቲ ከባቢኦም ዝነበረ ገዳማት እናተመላለሱ ዳዊት ምንባብን ትግርኛ ምጽሓፍን ተማህሩ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/03/tarik-hiwet-1.pdf"]

READ MORE