Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ካትመይ! ካትመይ ካትም ሕድሪ ኣይሰጠመትን ኣብ ባሕሪ ርግቢ ኖህ ኣውሊዕ ሒዝኪ ብረሪ ንህዝበይ ንገሪ። ነቶም ዝጠሓሉ ኣብ ባሕሪ ዘኪርኮሞምዶ፧ ኣኽቢርኩም ሕድሪ እኒሄለ ኮይኑ ክልተ ዓመቶም ዝገደፉልና ካትም ሕድሪ ኔራቶም ብዕለት 22/03/11 ብጴጥሮስ ተኽሉ ሓላዪ) 23/03/2013 ቃል ዝኣተኹላ ሓላል ወላዲተይ ምሳኻ’ሞ ትጽናሕ እዚኣ ሃበለይ ዝረኽባ ኣይመስለንን ተመሊሰ ባዕለይ ተወድአ ይመስል መንገዲ ናይ ጕዕዞይ፡ ጡፍበልዮ ኣይትበል ነብሰይ ነጊሩኒ ከምዚ ዘጋጥምዶ ኣነ

READ MORE

ማልዶ ኣብዚ ኾይነ ኣብ’ቲ ማዕዶ ዓይነይ ይርኢ’ሎ ዘይለሞዶ ይሓይሽ እንተበልኩስ ዝገደዶ ወግሔ ጸብሔ ዘዳሉ ማልዶ ትምሃር እንተበልኩ ካብ ጎሮቤት ገዲዳ  ዓርቢ ካብ ቀዳመ ሰንበት ሕርያ ጉቦ ማልዶ ኣብ ዕርበት ዜና’ዶ ስኢና ፎርቶ ከምተጸርበት ዝሓለፈ ከይኣክል ናይ ዓሚ ስልሚ ቢተይ ወዲ ሓላል ላሕሚ ሕርሲ ጽባሕ ድዩ ጥንሲ ሎሚ ረማዕ ዝበጀኩም ነዚ ቝጥሚ ክንዲ ዝሓጨጨ ክንዲ ዝንዓቀ ክንዲ ዘብረስ መንእሰይ ዘሕቀቀ ክንዲ

READ MORE

ኣብ እዋን ዕርበቱ ዝርከብ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ልዕሊ 50 ዓመት ዝገበራ ኣዴታት ንዝርከበአን ኣንስቲ ወተሃደራዊ ታዕሊም ክህብ ጀሚሩ ከምዘሎ ካብ ዞባ ጋሽ ባርካ፡ ንኡስ ዞአባ ላዕላይ ጋሽ፡ ከተማ ቶኾምብያ ዚበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። ሰብ ኪዳነንን መንእሰያት ደቀንን ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ስርዓት ህግደፍ ደረት ንዘይብሉ እዋን ተጨውዮም ሓዲግመዲግ

READ MORE

ኩሉ ንሱ! እዚ እኩይ መላኺ ጠንቂ ሕሰም ሕስረት ንጹህ ደምና ኣፍሲሱ ዝዓለሰ መሬት ኣብ ክንዲ ምዕባለ ብልጽግና ዕብየት ሃገርና ብምልኪ ሸሚሙ ኣብ ድሕረት ህዝብና ኣጥፊኡዎ ብኲናት ብስደት! ንሱ ኮይኑ ቅዋም ናይ ሃገርና ሕጊ ምድናይ ዘይፈልጥ መልሓሱ ሓለንጊ ምሁራት ኣርዒዱ ዘደንቁር ዘጋጊ ንሱ’ዩ እቲ ሽግር ህይወትና ዘራጊ! ንሱ’ዩ መንነት ባዕሉውን’ዩ ሃገር ንሱ’ዩ ጀነራል ኣዛዚ ወተሃደር ንሱ’ዩ ዲፕሎማት ባዕሉ’ዩ

READ MORE

ጽባሕ ከይከልእዎም! ሓሙሻይ ክፋል፥ “ወዳጀ ትምቢት! ካልእከ ክቡር ነብዪ፡ ትንበዮ ኣላካድዩ?” ብምባል ሓጨጨሉ ሓይለእዝጊ። “ካልእዶ? መሊኡ!” ምስ በሎ እቲ ብጻዩውን ቁጥዕ ኢሉ፡ “እንታይ?” ደገመ ሓይለእዝጊውን ድምጹ ክብ ኣቢሉ። ኣነን ኣደይ ወጋሕታንውን ፍጀቱ ማለት ናይ ምጉት ተራኡ ዝጽበ ብዓል ነገር ክንመስል፡ ዓይኒ ዓይኖም እናጠመትና ትም ኢልና ክንጽበ ምስ ጸናሕና፡ ኣደይ

READ MORE

ቀዳማይ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ ማእከላይ ባይቶ ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራ ኣብ ዕለት 22 መጋቢት 2013 ቀዳማይ ኣኼብኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣካይዱ። ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ማእከላይ ባይቶ 05 ዝኣባላታ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት መሪጹ። ከምኡ’ውን ዝርዝር መደብ ስርሓት ንፈጻሚ ቤ/ጽሕፈት ሂቡ። ሓድሽ ዝተመርጸ ኣቦ ወንበር ሰልፊ ዶክተር

READ MORE

03-22-2013  ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ማሕላ ተቐይሩ ስጋ ፎርቶ መርሖ ዝኸፈትካ ድሓን እቶ ስጒምቲ ጃጋኑ ኣየ ሾቶ   ቦዂሪ ዓወት ፎርቶስ ተደይባ ድሕሪኣኸ መን’ያ ተመዲባ ዘይነጽፍ ቀለሙ ድሃይ ሃባ   ሰራዊትና ቅያ እኮ’ዩ ገይሩ ጋምባለ ጅግንነት ኣምባር እግሩ ስጋ ፎርቶ ማሕረላ ተቐይሩ   ኣየ ዕጥቂ ዘገርም ንቕያ ምሉእ ሃገር አነቓኒቕካያ ናትካ ስረስ ኣለዎ መጠልያ   ብዓል ለምለም ብዓል እዝገሃርያ ኣስፍያ’ምበር ፎርቶ ሽሙ ዙረያ ዋላ ዅላ ትወዳእ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት ዝኣሰሮም 33 ጋዜጠኛታት ራድዮ ባናን ምስኣቶም ብዝተተሓሓዝ ምኽንያት ተመቝሖም ዝነበሩ ገጠምትን ሰነጥበበኛታትን ብዋሕስ ክፈትሕ ከሎ፡ ን6 ካብኣቶም ገና ኣሲሩዎም ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ እቶም ዛጊት ዘይተፈትሑ ግዳያት ማእሰርቲ ህግደፍ፡ ይርግኣለም ፍስሃ (ካብ ገለ እዋናት ኣትሒዛ ኣብ ትሕቲ ሓለዋ

READ MORE

ክሉኹም ብሃገርኩምን ብህዝቡኹምን እትግደሱ ኣሓትን ኣሕዋትን፡ ኢሰያስ ንምጥፋእ ሃገርናን ንምብራስ ህዝብናን ካብ ዝብገስ መዋእል ኮይኑ እንርእዮ ዘሎ ሓቂ ኢዩ። ንሕና ግን እናፈለጥናዮ ወይ እናረኣናዮ ኣብ ተኣኪብና፡ ተበቲና ፡ ኣኸባ ጌርና ፡ ብጽቡቕ ደምዲምና ክበሃል፡ ቀለሙ ከይነቐጸ ናብ ሓዲሽ ሓሸውየ ክንምለስ መዋእል ኮይኑ። ማዕረማዕርኡ ድማ ሃገርና ክጠፍእን ህዝብና

READ MORE

  ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 20/03/2013 Norway ሓሰውቲ ጉጅለ ብዓል ሶፍያ ግ.ስሞሮም ዕባይ ኢትዮጵያ ዎሽላኽ ኤምባሲ ወደ ርኣያ ዶ.ጊደኦን ምሁር ናይ ጽርግያ ዓሊ ዝኸተቦም ብዘይ ማሃያ ዓሊስ ጥሒሉ ኣብ ዳስ ሓውያ ሸያጥ ሕልኑኡ ዶቶር ጊዲኦን ሰነፍ ምሁር ንሃገሩ ዘይከውን ዲግሪ ተጸዓነ መሊሱ ዝዕውን ጻዕሩ ንኮንቱ ዘደንግጽ ዘሕዝን   ዓልን ግርማን እዮም መንሽሮና ዓሊ እዩ ምንጪ ናይ ጥፍኣትና ብሰንኩ ተባሪሮም መንእሰያትና ንሱ ምስ ከደልና ጥዑም

READ MORE

ጽባሕ ከይከልእዎም! ራባዓይ ክፋል፥ “ስማዕ ዝወደይ! እዛ ሃገር ታሪኻ ብዛንታ ከም ንሰምዖ፡ “ቀደም ባሕረ ነጋሽ” ክትብሃል ከላ ትኹን ደሓር ብጣልያን “ኤለትርያ” ካብ ትስመ ንደሓር፡ ከምዚ ሕጂ ኣጋጢሙና ዘሎ ሽግር ኣጋጢሙና ከምዘይፈልጥ፡ እዚ ኣብ ታሪኽና ንመጀመርያ ግዜ ናብ ትግራይ ተሰዲዱ፡ ኣብ ትሕቲ ቴንዳታት ዝነብር ዘሎ ብኣሻሓት ዝቑጸር ኤለትራዊ

READ MORE

ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንልዕሊ 4 ዓመታት ብዘይፍርዲ ዝተኣሰሩ ብሚኒስትሪ ትምህርቲ ናይ ትካየድ መደበር ራድዮ ባና ጋዜጠኛታት ካ ማእሰርቲ ንኽፍትሑ ዋሕስ ከምጽኡ ተሓቲቶም ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። እዞም ብጅምላ ዝተኣሰሩ መሳኪን ግዳያት፡ ከምቲ ስርዓት ኢሳይያስን ዓሻክሩን ብልሙድ ዝገብሩዎ፡ ብዘይክስን ፍርድን ንልዕሊ 4 ዓመታት ዝተኣሰሩ ኳ እንተኾኑ፡

READ MORE

ባኒ ንሰራሒኣ ሃባ፡፡ የማን ጸጋም ዘየገላብጥ ምስላ ዓረባውያን ኢዩ፡፡ ዘድልየካ ዘሎ ባኒ እንተኾይኑ ፍቶ ጽላእ ንሰራሒ ባኒ ክትህቦ ኣለካ፡፡ እንተስ ቆርሚሙ እንተስ ሸርሚሙ ባኒ ክህበካ ኢዩ፡፡ ንኻልእ እንተ ሂብካዮ ግን ባኒ ዝበሃል ኣይክትረክብን ኢኻ፡፡ እዚ ምስላ’ዚ ንኹሉ ኣብ ዘዝገጥሞ ልዓቱ ስኹዓዮ፡፡  ንኹሉ ዘዝኽእሎ ሃቦ፡፡ ነፍሲ

READ MORE

PFDJ as we all know is the only political party in Eritrea and headed by the President.The other leaders of the party are Alamin Mehammed Said, Yemane Ghebreab (Monkey) and the recently imprisoned Abdala Jabber the director of  organizational Affairs of the party. [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/03/Monkey_bz.pdf"]  

READ MORE

መጋረጃ ይቅንጠጥ 21 “ዘይወግሕ ለይቲ፡ ዘየዕቅል በዓቲ” መጋረጃ ይቅንጠጥ ኣኺሉ መዓልቱ ኤርትራውያን ንዛረብ መዓጹ ካብ ተኸፍቱኡ ክንደይሻዕ ክንሕባእ ኣብ ቀሚሽ ክንኣቱ ይኣክል ናይ ብርዒ፡ ይገለጽ ኣስማቱ። ብህጻነይ ከለኹ ንነጻነት ክሃርፋ ኣብዝ ዓበኹሉ ብተደጋጋሚ ተስፋ ጸገም ኣይረኣየን ሂወተይ ዘሕለፋ ሃገር ነበረት ብለምለም ሓርፊፋ በርኻ ሃገርይ ብዙሕ ተሃሪፋ ቅሳነትን ሓጎስን ፍትሕን ኩሉ ክንጸፋ ህዝብና ንስስን ጎበዝ ንበረኻ ጎረፋ። መግዛእቲ መጸና

READ MORE

HERE AND THERE By Fetsum Abraham//3/18/2013 Solidarity Message I humbly transmit my solidarity message to the PLATFORM FOR CIVILIZED DIALOGUE AMONG ERITREANSthat will take place in the Bay Area on March 23. I thank the organizers of this occasion because I believe this is the time for every Eritrean

READ MORE

ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና "ህግደፍ" መበል 11 ክፋል ዲፕሎማስያዊ ፍሽለት ዝጠንቁ እንጽርጽሮት ሚኒስትሪ ዜና፤ ነቲ ብቐደሙ'ዉን ዘይጥዑይ ዝምድናታት ወጻኢ ስርዓት "ህግደፍ" ጥርዚ ንኽበጽሕ ዓቢ ኣበርክቶ ዝገብር ዘሎ ትካል እዩ። ስርዓት "ህግደፍ" ኣብ ሰላምን ሰናይ ጉርብትናን ዘይኣምን ፖሊሲ ከም ዝኽተል ልዕሊ ተግባራቱ ምስክር ኣየድልን። ንጎረባብቲ ሃገራትን ዉድባትን

READ MORE

ኣብ ዝሓለፈ እዋን ብዛዕባ ኩነታት ፎርቶ ዝርዝራዊ ሓበሬታ ኣብ ዝሃብናሉ እዋን ታሪኽ ህይወት እቲ ኣብ ስርሒት ፎርቶ 2013 ዝተሰውኤ ጅግና ተጋዳላይ ኮለኔል ስዒድ ዓሊ ሕጃይ: ከነስዕበልኩም ምዃና ተማባጺዕና ኔርና። እንሆ ድማ ነቲ ካብ ደቂ ኣሃዱኡ ዝተላእከልና ታሪኽ ህይወቱ ነቕርበልኩም። ስእሉ ኣሰኒና ክነቕርቦ ኳ ድሌት እንተነበረና

READ MORE

ብዛዕባ ሓደጋ ህግዲፍ ከጠንቅቖም ከለኹ ኤርትራውያን መሓዙተይ ብንጽህና ኣይወስድዎን ኢዮም።ከም ቀንዲ ኣባል መህግዲፍን ምንባረይን ካብቶም ውሑዳት ተመምዮም ናይ ሹዱሽተ ወርሒ ምስጢራዊ ፖለቲካዊ ስልጠና ኣብ ኤርትራ ዝወሰዱን፡ንኤርትራዊ ኣስተምህሮ ክህብ ኣይክእልን ይኸውን፡፡ገለ ሰባት ካብ ውልቃዊ ቅርሕንቲ ተበጊሰ ወይ ምስ መህግዲፍ(ypfdj) ብዘይምርድዳአይ ነቲ ማሕበር የጸልም ኣሎ ዝብል ምጉት

READ MORE

ብድሕነት ኣሕላም፡ ጥፍኣት ሽሕ ምዕዳም፡ ከይኮነና። ኣብዚ ሳልስቲ፡ ኤርትራውያን ኣብ ዝዋስኡሉ Social Media ብፍላይ ድማ Paltak ን Facebookን ብዋዕዋዕታ ምውጻእ ገንዘብ ንድሕነት ጓል 8 ዓመት ግዳይ በደዊን ሲናይ፡ ኣሕላም፡ ተናዊጹ ቀንዩ ‘ሎ። እዚ ካብ ዶባት ኤርትራ (ወረ ሎምስ ካብ ውሽጢ ኤርትራ) ኣትሒዙ፡ ኣብ ልዕሊ ኣሽሓት ኤርትራውያን ዝፍጸም

READ MORE

ጽባሕ ከይከልእዎም! ካልኣይ ክፋል፥ ‘ናይ ደሓን ደኣ’ሞ ብንግሆኡ ናብ ኤምባሲ ኤርትራ ትኸዳ ኣለኽን?’ በልኩወን ደጊመ ብምሕታተይ እናተሰከፍኩ። “እዋእ! ብደሓንዶ ትኸዶ እኻ ነዚ ሽግረኛ መንግስቲ’ዚ፡ ነቲ ጸኒሑ ዝፈጥረለይ ሽግር ክፈትሕ’ምበር!” ምስ በላኒውን ነቲ ጽሙእ ገጸን ጸዊገን፡ ‘እንታይ ሽግሩ?’ በልኩወን ቅልጥፍ ኢለ። “ክልተ ካብ ሚእቲ (2%) ናይ ደቀይ ክኸፍል ይኸይድ ኣለኹ” ‘እዋእ!

READ MORE

በዒለት 17. 02. 2013 ዓ.ም ብስም ማሕበረስብ ስቱትጋርት መኸተ ብዝብል መጸውዒ ዝገበሮ ኣኼባ ካብ ትጽቢታት ወኪል ጉጂለ ህ ግ ደ ፍ ኣምባሳደር ጴጥሮስ ጸጋይን ወይጦታቱን ወጻኢ ብዝኾነን ስ ምዒት ተሳተፍቲ ኣኼባ ዝተንከፈን፡ደለይቲ ፍትሒኣብ ኣፍደገ መኣከቢ ኣዳራሽ (Sänger Halle) ብ ምርካብ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብዚ ሰላማዊ ሰልፊዚ አምቢ ንምልኪ

READ MORE

ብወልደየሱስ ዓንደማርያም ምዩቕ ዘይብል ዜጋ ጓህሪ እንዳተኣጉዶ ንፋስ ለውጢ ሓሸው ኣይተንበድብዶ መሽለጠ እንዳበለ ኣግሩ ካብኡ ኣይተግድዶ! ማዕበል ለውጢ ይሰራሰር ኣባይ ገጽካ ኣይተንጉዶ ኣማዕዳዊ ዜጋ እስከ ጸገምካ ኣግህዶ ተቓለስ ክብለካ ኮይኑኒ ኣሎ ንጋዶ።   ስራሕ!! ስራሕ!! ስራሕ!! ንደቆ!! ንዝሰመረ ቃልሲ ውጻእ!! ጎበዝ ተበገስ!! ይፈርስ ኣሎ ናሕሲ በዂርካ ኣይትውዓል ኣብ ጽምዋ ከም ፈላሲ ዓርኪ ጭቁን ህዝቢ ብጻይ ዘድልዮ ሕርሲ ጅግና ኣስሚሩካ ሕጅስ የብልካን ባእሲ።   ጨብጣ እዛ መዓልቲ ከይኮነት ከላ ለይቲ ንዓ ውጻኣ ተቓለስ ኣይትውዓል ኣብ

READ MORE